10/07/2026
ኣገዳሲ ሓበሬታ፥
* ብ ኦንላይን ኣብ ቴድ ሄልዝ - ጥዕና ዝህብ መግቢ፡ ዝጐድእ መግቢ - ብሓገዝ ዶክተር ኣብ 28 መዓልታት ናይ ኣመጋግባ ንጻረ ምርካብ ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ናይ ኣመጋግባ ኣገዳሲ ስልጠና - ኣብዚ ስልጠና ዝድህሰሱ ጉዳያት፦
✅ ዘይተመስርሑ (ባህርያዊ) መግብታትን እተመስርሑ መግብታትን
✅ ጥዑምን ሚዛናውን መግቢ ምድላው
✅ ዘይቲ ብልዒ ብኸመይ ትመርጽ
✅ ኣበየናይ ሰዓታት እንታይ ክትምገብ ይምረጽ ፡ intermittent fasting (ጾም ብሰዓታት)
✅ ስምዒታዊ ኣመጋግባን ቀጻሊ ልምድታትን
✅ ንኸም ክብደት ምውሳኽ፡ ሽኮርያ፡ ልዑል ጸቕጢ ደም፡ ልዑል ኮሌስትሮልን ናይ ከብዲ ስብሕን ዝኣመሰሉ ጉዳያት ንምክልኻልን ንምቁጽጻርን ዝሕግዙ ተግባራዊ ስትራቴጂታት
✅ ካልኦት ኣገደስቲ ነጥብታትን
ምጉዳል ዋጋ ዘለዎ ምዝገባ ጽባሕ ሰንበት ዕለት 12 ሓምለ 2026 ክዕጾ ኢዩ፡ ኣነ ተመዝጊበ ኣለኹ፡ ንስኹምከ?
*ኣብ ቴድ ክሊኒክ - ሓኪም መርኣዪ ብነጻ፡ ክሳዕ ዝቕጽል ዓርቢ ዕለት 17*
*ኣብ ቴድ ክሊኒክ ዘሎ ኣገልግሎታት፡ -*
• ሓፈሻዊ ሕክምና
• ኩነታት ጥዕናኻ ቸክ ምግባር
• ናይ ነፍሰ ጾራት ክትትል
• ናይ ቆልዑት ሕክምና
• ናይ ቆርበት ሕክምና
• ናይ ስነ ልቦናን ምኽርን ኣገልግሎት
• ናይ ላባራቶሪ ኣገልግሎት
• ፋርማሲ ኣለና
• ናይ ሽኮርያን ደም ብዝሕን ክትትል
• ናይ ጥዕና ትምህርትን ምኽርን
• ክትትል ጥዕና
• ናብ ከም በዓል ህንዲ፡ ታይላንድ፡ ቱርኪ ዝኣመሰሉ ሃገራት ንፍሉይ ሕክም ምልኣኽ
ቁጽሪ ቴለፎን፥ - whatsapp +250 795 578 689 / +256740400066
ጭርሖና፡ - ጥዕና፡ ተስፋ፡ ዓወት