01/11/2025
🌿✝️🕯⓶⓷ 🕯✝️🌿
እንቋዕ ንሊቀ ሰማእት ቅዱስ ጊዮርጊስ ወርሓዊ ክብረ በዓል ብሰላም ኣብጽሓና ኣሜን ፫
🙏🏿⛪️🙏🏿
ናይ ቅዱስ ጊዮርጊስ ጸሎትን ጸጋ በረኸትን ኣማላድነትን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ፫ 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ኣብ ዝሃለና ሃሊና ሊቀ ሰማእት ቅዱስ ጊዮርጊስ ካብ ሃንደበታዊ ሓደጋ፣ ካብ ፈተና ዲያብሎስ፣ ካብ መከራ ስጋን፣ መከራ ነፍስን ይሓልወና ኣሜን ፫ 🙏🏿