ጎጆ - Gojo

ጎጆ - Gojo ጎጆ ሚዲያ ወድዓዊ ኩነታት ትግራይ ዘጋውሕ ድምፂ ህዝቢ ! ብራና ትግራይ ናትኩም አማራፂ ሚዲያ
(1)

22/08/2026

" ስውእ ወሎዶ ዝበሃል የብቅዕ " ! | መለስ ዜናዊ እንትዝከር
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ድሕሪ መስዋእትኻ አብ ዝሓደካዮም ከም ዕንጨይቲ ደሪቆም ቀሪዮም አለው !

ፍትሒ ንዘውድ !~~~~~~~~
21/08/2026

ፍትሒ ንዘውድ !
~~~~~~~~

20/08/2026

ጀነራል ማለት ክላሽ ዘዐንብር ዘይኮነ ቅድሚ ኩናት ሂወት ከትርፍ ዝመክር መሪሕነት እዮ ። ጀነ የውሃንስ ( መንጋግ )

20/08/2026

ኩናት ሰለማዊ ህዝቢ እዮ ዝበልዕ !
መሳወርቲ ኺናት ኩሉ ግዜ ውሕሳት እዮም !
ኸዚ እው ሰላም !

17/08/2026

ፉሉይ ቆልሓታ ንሃይለ ደደቢት
~~~~~~~~~~~~~~~
ሓውና ሃይለ ደደቢት Capgrass Delusional Disorder ከም ዘለዎ ፍሉይ ምልክታት ይረአዮሎ ተባሂሉ ።እዚ ሕማም ፍሉይ ምልክቱ " ክኾን ዘይኽእል ነገር ይኾን እዮ ኢልካ አብ ሓሶት ምእማን የጠቃልል። ብተወሳኺ ድማ " ቀጻሊ ናይ ሓሶት እምነት፡ ብድሆ ኣብ ዝግበረሉ እዋን ምክልኻል፡ ማሕበራዊ ምውጻእን ገለልተኛ ፍጻመታት ከም ትርጉም ዘለዎ ወይ ዘስግእ ምትርጓምን የጠቓልል። ስለዚ ሓውና ሃይለ
1. ሽኮር ድንሽ አብ 2 ሰሙን ባፂሑ ንምግብነት ይበፅሕ ይብል አሎ ።
2. 2 ሰመን ብዘይ እኽልን ማይን ኢሉ እውን ን 90 መዓልቲ እውን ከም ዝፅናሕ ይገልፅ ። Capgrass Delusional Disorder ብግዜ ሕክምና እንተዘይረኺቡ ናብ ዕብዳን ዝቅይረ ሓደገኛ ሕማም እዮ። ብፍላይ አብ ቀረባ ናይ አእምሮ ቴራፕስቲ ዶካትር ክትትል ክትገብሩሉ ንላቦ ።
" ምሕረትን ፈውስን ንሓውና ሃይለ ደደቢት "
ደ/ር Ts
Psychiatry and Therapy

አብ ኺናት ዘይወዓለ በሊሕ !~~~~~~~~~~~~~~አብ እዋን ኹናት ካብ ሰራዊት ዝኸድዐ አባል ሰራዊት ሞት ፍርዲ የቅፅዕ ! ጎዲፋይ 😁ደርጊ እውን ዓቅሚ አብ ዝሰአነሉ አብ መወዳእታ 1981 ...
17/08/2026

አብ ኺናት ዘይወዓለ በሊሕ !
~~~~~~~~~~~~~~
አብ እዋን ኹናት ካብ ሰራዊት ዝኸድዐ አባል ሰራዊት ሞት ፍርዲ የቅፅዕ ! ጎዲፋይ 😁
ደርጊ እውን ዓቅሚ አብ ዝሰአነሉ አብ መወዳእታ 1981 ከምዚኦም ዝበሉ ሕግታት አውፂኡ ነይሩ እዮ ! ዝኾነ ስርዓት ዓቅሚ አብ ዝስእነሉ ጭካነ ዝተመልኦ ውሳነታት እዮ ዝውስን ። ብዝኾነ ሂወት ኩቡር እዮ ። ሂወትካ አድሕን መንእሰይ ። ደላይ ሰላም ይስዕር !

ደ/ር ደብረፅዮን አብ መንበረ ስልጣኑ  ዘዐወቶ  ነገር እንታይ አሎ ?~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
17/08/2026

ደ/ር ደብረፅዮን አብ መንበረ ስልጣኑ ዘዐወቶ ነገር እንታይ አሎ ?
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~

ፓለቲካ ተአቢካ ጋዜጠኛ ኹን ጋዜጠኛ ተአቢካ ከም ክንፈ ኹን !~~~~~~~~~~~~~~~~ሰናይ ሰንበት
16/08/2026

ፓለቲካ ተአቢካ ጋዜጠኛ ኹን
ጋዜጠኛ ተአቢካ ከም ክንፈ ኹን !
~~~~~~~~~~~~~~~~
ሰናይ ሰንበት

ንትግራይ ፅቡቅ መራሒ እዮ ትብልዎ መን እዮ ?~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
14/08/2026

ንትግራይ ፅቡቅ መራሒ እዮ ትብልዎ መን እዮ ?
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~

ንደ/ር ደብረፅዮን ብሓንቲ " እንስሳ " ግለፅዎም !
14/08/2026

ንደ/ር ደብረፅዮን ብሓንቲ " እንስሳ " ግለፅዎም !

Address

Addis Abeba

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ጎጆ - Gojo posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share