The Sahel Post

The Sahel Post A global perspective!

09/18/2025

ቃሉ ቲክቶከር ተመሊሱ ❤🙌

08/31/2025

ከያኒ ጭላቆ ኣብ ቀረፃ እዋን ተጨውዩ!

06/17/2025

ኣዛዚ ሓራ መሬት ወዲ ኣንጥሩ ንቢቢሲ ዝተዛረቦ 👇😳

06/17/2025

Sket Nigus | ናይ ሮፍናን ኮንሰር ከመይ ሪእኽምዎ ❓

06/15/2025

ሰይጣን ብዕድመ እዩ ዝበልፆም 😂

06/09/2025

ጌታቸው ረዳ ስለ ስዩም መስፍን ዘውፅኦ ሓቂ

06/08/2025

ጌታቸው ረዳ - ስለ ኣለም ገብረዋህድን ሞንጀሪኖን ዝተዛረቦ

 #ሰበር!ሎሚ ንጉሆ ጀነራል ታደሰ ወረደ ታሪኽ ሰሪሑ ኣሎ። ኣብ ሓወልቲ ስራሕ ፈፃሚ እቲ ዝተሰረዘ ውድብ ንፕረዚደንት ግምት ጀነራል ታደሰ ወረደ ክነዘራርበካ ንደሊ ኢና ኢሎም ፀዊዖምዎ ነይሮ...
06/08/2025

#ሰበር!

ሎሚ ንጉሆ ጀነራል ታደሰ ወረደ ታሪኽ ሰሪሑ ኣሎ።

ኣብ ሓወልቲ ስራሕ ፈፃሚ እቲ ዝተሰረዘ ውድብ ንፕረዚደንት ግምት ጀነራል ታደሰ ወረደ ክነዘራርበካ ንደሊ ኢና ኢሎም ፀዊዖምዎ ነይሮም።

2:40 ንጉሆ ጀሚሮም። ደብረፅዮን፣ ፈትለ፣ ኣማኑኤል፣ ተኽላይ፣ ሊያ ተዛሪቦም። ትሕዝቶ ዘረብኦም ኩሎም ሓደ እዩ። " ወዲ ወረደ ብናትና መንገዲ (ንሕና ብዝበልናካ) ኣይኮንካን ትኸይድ ዘለኻ። ክትሰምዐና ብዘይምኽኣልካ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ይኣቱ ኣሎ። " ዝብል ኣቕሪቦም።

ወዲ ወረደ ናይዞም 5ተ ሰባት ዘረባ ምስ ሰምዐ ካልኦት ከይቕፅሉ ጠጠው ኣቢሉ፤ " ብናትና መንገዲ ኣይትኸድን ዘለኻ ዝብል እወ ሎሚ፣ ፅባሕ፣ ድሕሪ ፅባሕ ብናትኩም መንገዲ ኣይከድን፤ ብናተይ መንገዲ እየ ዝኸድ።

ህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ይኣቱ ኣሎ ዝበልኩምዎ እውን፤ እወ! ይኣቱ ኣሎ። ግን መን እዩ ዘእትዎ ዘሎ? ኣነ ድየ? ኣይንስኻትኩምን ዲኹም? ህዝቢ እንታይ ይብለኩም ኣሎ? ስለዚ እንተኽኢልኩም ጠጠው ኢልኩም ምሕሳብ ጀምሩ። ረፊዱ እዩ ግን ድማ ኣይረፈደን። ኣነ ስራሕ ስለዘለኒ ነዚ ኣጀንዳ እዚ ካብዚ ንላዕሊ ግዘ ከጥፍአሉ ኣይደልን። " ኢሉ ተልዒሉ ረጊፅዎም ከይዱ። ተባዕ ውሳነ ወሲኑ።

ብድሕሪ እዚ ጉጅለ ሓወልቲ ኩላ ጋሃንምሃን ኮይና፣ ተደናጊፃ፣ ፀጉሪ ዘይብላ እውን ፀጉራ እናፈረዘትን እናደረዘትን እሞ እንታይ ንግበር? መዓዝ ንራኸብ? ኣበይ ንራኸብ? ዘይብሉ ትሕዞን ትጭብጦን ስኢና፣ ኩላ መኪናኣ ኣልዒላ ነናብ ዝመፀቶ ተበቲና ኣላ። ካብዚ ንዳሓር ካብዞም ሰባት እንታይ ኢና ትፅቢት ክንገብር ሓቢርና ንሪኦ ይኸውን።

እንተ ወዲ ወረደ ግን ናይ ብሓቂ ናይ ወለዶታት ሕቶ ዝምልስ ኣካይዳ ክኸይድ ጀሚሩ ስለዘሎ ክንሕግዞ ይግባእ። ኣገንዕ ድማ ክብሎ እፈቱ።

ሓደርኪ ትግራይ 💔
06/08/2025

ሓደርኪ ትግራይ 💔

❤💛
06/07/2025

❤💛

Amazing picture ❤💛
06/06/2025

Amazing picture ❤💛

06/06/2025

Address

8 The Green Ste R
Delaware City, DE
19901

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when The Sahel Post posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category