ጎጆ ሚዲያ Gojo-Media

ጎጆ ሚዲያ Gojo-Media ጎጆ ሚዲያ ወድዓዊ ኩነታት ትግራይ ዝጋወሐሉ መድረኽ! ብራና ትግራይ ናትኩም አማራፂ ሚዲያ

Ashenda festival, Ethiopia 🇪🇹 ♥️~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ደናግል አዋልድ ትግራይ  ዘኽብሮኦ  ተፈታዊ ተናፋቂ በዓል
23/08/2025

Ashenda festival, Ethiopia 🇪🇹 ♥️
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ደናግል አዋልድ ትግራይ ዘኽብሮኦ ተፈታዊ ተናፋቂ በዓል

23/08/2025

" መራሕቲ ትግራይ ናይ ኢድኩም አይትሰአኑ"
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ዘሕዝን መልእኽቲ መንእሰይ ካብ ሱዑዲ

22/08/2025

ኢዶእ
~~~
ካብ ፕ/ት ኢሳያስ ሕወሓት ተሞኩሮ
ክትወስድ ይግባእ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
፦ አረጋይ ገረክርስቶስ ( ወዲቢተው)

21/08/2025

አብ ፀጥታ ትግራይ ተስፋ ዝቆረፃ
ቆሉዑ አሸንዳ ዘሕለፍኦ ዘሐዝን መልእኽቲ ?
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ብደው ዝሞተ ፀጥታ ትግራይ

ኩሉ ግዜ አብ አኬባ?~~~~~~~~~~~
20/08/2025

ኩሉ ግዜ አብ አኬባ?
~~~~~~~~~~~

19/08/2025

አብ ትግራይ ካድረታት ሕወሓት ናይ ኢሳያስ ደንበኛ ሓሻኽር ኮይኖም አለው!
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ሌ/ጀነራል የውሃንስ ገ/መስቀል

ተጠንቀቁ~~~~~እዚ አብ ስእሊ ዘሎ እዮብ ተሰፋይ ይበሃል ሱሙ ላቀያየረ እዩ ዝፋለጠካ። ወዲ 18 ቀበሌ መቀለ እየ እዉን ይብል ዝሽወጥ ንብረት ኣለኒ ብርካሽ ኢሉ ካብ ባዕለይ 70,000 ( ...
18/08/2025

ተጠንቀቁ
~~~~~
እዚ አብ ስእሊ ዘሎ እዮብ ተሰፋይ ይበሃል ሱሙ ላቀያየረ እዩ ዝፋለጠካ። ወዲ 18 ቀበሌ መቀለ እየ እዉን ይብል ዝሽወጥ ንብረት ኣለኒ ብርካሽ ኢሉ ካብ ባዕለይ 70,000 ( ሰብዓ ሽሕ ብር) ወሲዱኒ እዩ ። እዛ ጎል እወን ተመሳሳሊ ሰባት ኣብ ምትላል ከም ዘላ ብዙሐት ይዛረብ እለዉ
ተጠንቀቁሎም ሐዚ ኣዲሰ ኣበባ እዮም ዘለዉ።
credit : biniam.tesfa

ንሙኻኑ እቶም አብ ልዕሊ ህዝቢ ሞኾኒ ዝትኩሱ ዘለው ወታደራት ኸ ተጋሩ ድዮም ? ሕቶ አለኒ 🇪🇷 ?~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ሕወሓት አብ ህዝቢትት ኢትዮጲያ ብዝገብሮ ኢ-ሰብአ...
18/08/2025

ንሙኻኑ እቶም አብ ልዕሊ ህዝቢ ሞኾኒ ዝትኩሱ ዘለው ወታደራት ኸ ተጋሩ ድዮም ? ሕቶ አለኒ 🇪🇷 ?
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ሕወሓት አብ ህዝቢትት ኢትዮጲያ ብዝገብሮ ኢ-ሰብአዊ ተግባር ህዝባዊ ተቃውሞ ካብ ህዝብታት ኢ/ያ እንትገጥማ ብተለአአኽታ መሓውር ክትዓግቶ ናብ ህዝቢ ምትካስ ጀሚራ ነይራ ። ኮይኑ ግን ህዝብታት ኢ/ያ ከም ሓፂን ብምርሳን ማዕበላዊ ምንቅስቃስ ብምግባር ካብ ማእኸላይ መንግስቲ ሚሒው ናብ ትግራይ ሰዲዱዎም እዮ ።

ድሕሪ እዚ ድማ ህዝቢ ትግራይ ዓላማ አብ ዘይብሉ ኩናት ብምድጓን ልዕሊ 1 ሚሊዮን ህዝቢ ሂወቱ እንትስን ልዕሊ 70,000 አካለጉድእ ኮይኑ አዮ ።

ብምቅፃል ተፈጥሮ ሕጊ አለዋ ። ተፈጥሮ ለውጢ ትደሊ እያ ። ፓለቲካውን ከምኡ ።ኮይኑ ግና ዝተወሰኑ ጉጅለ ነቲ ተፈጥራዊ ሕጊ ክዓግትዎ አብ ፀዓረ ሞት ይርከቡ ። ሓደ ጊዜ ህዝቢ ለውጢ እንተደሉዮ ህዝብኻ ምስማዕ እያ እታ ዝሓሸት ። ተዘይኮይኑ ናብ ህዝቢ ብምትካስ ዝዕገት ምንቅስቃስ የለን ። ካብ ደርጊ ፤ ሕወሓት ካብ አዲስ አበባ እንትባረሩ ምምሃር ዝሓሸ ይመስለኒ ። አብ ሞኾኒ ሎምዓንቲ ዝተገበረ ነቲ ዝረሰነ ምንቅስቃስ ንክጉህሃር ቤንዚን ምንስናስ ኮይኑ ይስመዐኒ ። ንሙኻኑ እቶም አብ ልዕሊ ህዝቢ ሞኾኒ ዝትኩሱ ዘለው ወታደራት ኸ ተጋሩ ድዮም ? ሕቶ አለኒ 🇪🇷 ?

18/08/2025

" ሃገረ ትግራይ ዘይደልዮ እቶም ብመፅሓፍ ቁድስ ዝደንዘዙ ተጋሩ እዮም "
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ዓገብ አረጋይ ገብረክርስቶስ( ወዲ ቢተው )

አርቲስት ደበበ እሸቱ ዓሪፎም። ~~~~~~~~~~~~~~~ እስቲ ንዞም ሰብአይ ዘለኩም ስምዒት ግለፅሎም።
17/08/2025

አርቲስት ደበበ እሸቱ ዓሪፎም።
~~~~~~~~~~~~~~~
እስቲ ንዞም ሰብአይ ዘለኩም ስምዒት ግለፅሎም።

ፅምዶ ብአምሓርኛ ታይ ይበሃል ?~~~~~~~~~~~~~~~~ድሩኡ እውን እኮ ጦርነት ዘኽፍት ጉዳይ አይነበረናን!
17/08/2025

ፅምዶ ብአምሓርኛ ታይ ይበሃል ?
~~~~~~~~~~~~~~~~
ድሩኡ እውን እኮ ጦርነት ዘኽፍት ጉዳይ አይነበረናን!

Address

Addis Abeba
35756

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ጎጆ ሚዲያ Gojo-Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

ጎጆ ተጋሩ Gojo-tegaru

ጎጆ ተጋሩ ( gojotegaru.com ) ስነ-ጥበብዊ ንጥፈታትን ማለት እውን ደርፍታት፣ ድራማታት፣ ግጥምታት፣ ዋዛ ምስ ቁምነገር ብቛንቛ ትግርኛ እናተኸሸኑ ዝዝርግሑላ ሚዲያ እያ። ብተወስኺ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝተፈፀሙ ዘምህሩን ዘዘናግዑ ፍፃመታት ብመልክዕ ቪድዮን ፅሑፍን ትዝርግሕ ።