Kokob Media Network KMN

Kokob Media Network KMN You will find social, economic and political, international news, other useful and accurate informat
(1)

What is going on ?ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ንውዕል ፕሪቶሪያ ሙሉእ ብሙሉእ ዝፃባእ ሓደገኛ መደረ ኣስሚዑ።ትማሊ 9 ለካቲት 2017 ዓ/ም ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ጸብጻብ ከይዲ...
02/18/2025

What is going on ?

ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ንውዕል ፕሪቶሪያ ሙሉእ ብሙሉእ ዝፃባእ ሓደገኛ መደረ ኣስሚዑ።

ትማሊ 9 ለካቲት 2017 ዓ/ም ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ጸብጻብ ከይዲ ፕሪቶሪያ ብምቅራብ ሓሳቡ ዝገለጸ ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ንሕገ መንግስታዊ ግዝኣታት ትግራይ ኣመልኪቱ እንታይ ኢሉ?

ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ንሕገ መንግስታዊ ግዝኣታት ትግራይ ኣመልኪቱ እንትዛረብ "እቲ ጉዳይ ክሳብ ዝፍታሕ፡ ዘከራኽሩ ከባቢታት ግድን ገለልተኛታት (ነፃ )ክኾኑ ኣለዎም (Contested areas must remain neutral until the issue is resolved,”) ክብል ከምዝገለጸ ሪፖርተር ፀብፂቡ ኣሎ።እዚ ድማ ንውዕል ፕሪቶሪያ ሙሉእ ብሙሉእ ዝፃባእ መደረ እዩ።

ንምኳኑ ኣብ ውዕል ፕሪቶሪያ ካብ ኢድ ምምሕዳር ትግራይ ወፃእ ክኾኑ ዝግበኦም ኣከራኸርቲ (contested areas) ዝበሃሉ ከባቢታት ኣለው ድዮም? ካብ መን እዮም ገለልተኛ (ናፃ) ክኾኑ?

02/18/2025
ልኡኻት ኣሜሪካ፣ ኢንግሊዝ፣ ጣልያን፣ ጀርመን፣ ዴንማርክ፣ ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ህልው ኵነታት ትግራይ ንምዝታይ መቐለ ኣትዮም።መቐለ፥ 04 የካቲት 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራ...
02/11/2025

ልኡኻት ኣሜሪካ፣ ኢንግሊዝ፣ ጣልያን፣ ጀርመን፣ ዴንማርክ፣ ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ህልው ኵነታት ትግራይ ንምዝታይ መቐለ ኣትዮም።

መቐለ፥ 04 የካቲት 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)

ልኡኻት ሃገራት ኣሜሪካ፣ ኢንግሊዝ፣ ጣልያን፣ ጀርመን፣ ዴንማርክ፣ ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ምስ ፕረዚደንት ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ህልው ኵነታት ትግራይ ንምዝታይ መቐለ ኣትዮም።

እቶም ልኡኻት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ ብፕረዚደንት ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

እቶም ልኡኻት ኣብ ጕዳይ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ፣ ህልው ኵነታት ትግራይን ኣብ ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላምን ክዝትዩ ትፅቢት ይግበር።

#ገ/ሄር_ገዳሙ

ንነዊሕ እዋን ሙሁራት እናተመራመሩሉ ብዙሓት ፈተናትት እናካየዱሉ ዝፀንሑ ኣርቲፊሻል ጥንሲ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ  ተግባር ከም ዝኣቱ ይንገር ኣሎ።እዚ ካንጋሩ ባዮሜዲካል ዝበሃል ጀማሪ ትካል፡...
02/11/2025

ንነዊሕ እዋን ሙሁራት እናተመራመሩሉ ብዙሓት ፈተናትት እናካየዱሉ ዝፀንሑ ኣርቲፊሻል ጥንሲ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ተግባር ከም ዝኣቱ ይንገር ኣሎ።እዚ ካንጋሩ ባዮሜዲካል ዝበሃል ጀማሪ ትካል፡ ደቂ ሰባት ካብ ማህጸን ወጻኢ ተወሊዶም ሓራ ዝወጹሉ ናይ መጀመርታ መሳርሒ ዓለም ክኸዉን እዩ።ሞትን ሰቓይን ኣዴታት ኽዓ ብዝልዓለ ደረጃ ክቕንሰ እዩ ተባሂሉ ይእመነሉ

ብተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ኣዲሰ ኣበባ ሎሚ ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ዝተኻየደ ሰልፊ
02/06/2025

ብተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ኣዲሰ ኣበባ ሎሚ ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ዝተኻየደ ሰልፊ

ሱቑታ ዶ/ር ቴድሮስ አድሐኖም ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ክሳብ ምዓዝ ?
02/05/2025

ሱቑታ ዶ/ር ቴድሮስ አድሐኖም ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ክሳብ ምዓዝ ?

02/05/2025

ምንም ምድግጋም ኣየድልየኩሙን እታ ዕላማኹ ስልጣን ወይ ሞት ምኾና ህዝቢ ነቒሕላ እዩ ግምት ስልጣኑ ከይጠናኸር ብምባል ዝሓዞም ዕማማት ከይፍፅም ተቐባልነት ህዝቢ ከይህልዎ ካብ ድሮ ምምራፁ ጀሚርኹም ካብ ሃንግ፤ስርቂ፤ኣስካሕካሒ ቅትለት፤ምጉዳል ፍትሕ ወዘት ክህሉ ብዕቱብ እናሰራሕኹም ምፂኹም ከም ዝሓሰብኹሞ ድማ ህዝቢ ተገማሚዑ ኣብ ልዕሊ ጌታቸው እምነት ክስእን ገይርኹም ዋላ ድኣ ፕረዚደንት ጌታቸው ዝሑል መራሒ ይኹን እምበር ወቕታዊ ልቦና ህዝቢ ትግራይ ንዓኹም ከም ኣማራፂ ክወስደሉ ዝኽል ግዜ ኣይኮነን። እዚ ዘይተረዳእኹም ጉጅለ ክበሩ ዘይበለኩም እንድዮ ብዘሕዝን ደረጃ ጥፍኣትኹም ተቃላጥፍ ኣለኹም።እዚ ወቕታዊ ስምዒት ህዝቢ ትግራይ መሰረት ምግባር እምበር ንዝኾነ ኣካል ናይ ምድጋፍ ድልየት ንምፅብራቕ ዝተፅሓፍ ኣይኮነን ኩልኹም ህውሓት

ማይ ንዓቐብ ዝኾነ ግዜ እቲ ላዕላዋይ ኣካል መን ድዩ ? ምንዕዓቕ ከም  ትግራይ ፀገማ የጠንክራ እምበር ዘቕልላ ኣይኮነን ።
02/05/2025

ማይ ንዓቐብ ዝኾነ ግዜ እቲ ላዕላዋይ ኣካል መን ድዩ ? ምንዕዓቕ ከም ትግራይ ፀገማ የጠንክራ እምበር ዘቕልላ ኣይኮነን ።

ብደም ሰዉኣት ትግራይ ዝጣላዕ፤ቃልሲ ዲያሰፖራ፣ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ብዝተፈላለየ መልክዕ ዝሕንሸሸ ዘሎ ሓደን ክልተን ዘይብሉ ዉድብ ህወሓት እዩ።ኣብዚ ነጥቢ ተተሰማዕሚና ጌታቸዉን ደብረፅዮን ሓ...
02/04/2025

ብደም ሰዉኣት ትግራይ ዝጣላዕ፤ቃልሲ ዲያሰፖራ፣ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ብዝተፈላለየ መልክዕ ዝሕንሸሸ ዘሎ ሓደን ክልተን ዘይብሉ ዉድብ ህወሓት እዩ።ኣብዚ ነጥቢ ተተሰማዕሚና ጌታቸዉን ደብረፅዮን ሓደ ዉድብ ምኳነም ፃሓይ ዝወቐዖ ሓቂ እንዳሀለወ ቀጥታ ሕቶ ከይሕተቱ ኣብ ኽልተ ተመቒሎም ደገፈቲ ብምእካብ እቲ ዋና ሕቶ ይደፈንዎ ዘይምህላዎም እንታይ መረጋገፂ ኣለና !😢

ካብቶም ስምዒት ሓዱሽ ወለዶ ዝተረድኡ ጀጋኑ ሓደ
02/01/2025

ካብቶም ስምዒት ሓዱሽ ወለዶ ዝተረድኡ ጀጋኑ ሓደ

ሃይማኖት ኣቦታት ኣምሓራ ኣብ ፖለቲካ ዝገብርዎ ተገሪምና ከይወዳእና ኣቦታት ትግራይ ብዘይሕፍረት ደበኽ ኢሎም ኣብ መንጎ ኣሕዋት  ኣድልዎ ይፍጥሩ ይሕምዙቑ እንኮላይ በልዎም እምበር ሓዊሰሙሉ ...
02/01/2025

ሃይማኖት ኣቦታት ኣምሓራ ኣብ ፖለቲካ ዝገብርዎ ተገሪምና ከይወዳእና ኣቦታት ትግራይ ብዘይሕፍረት ደበኽ ኢሎም ኣብ መንጎ ኣሕዋት ኣድልዎ ይፍጥሩ ይሕምዙቑ እንኮላይ በልዎም እምበር ሓዊሰሙሉ "ትግራይ" ዓደይ ናበይ ገፅኺ !

Address

Addis Ababa, Ethiopia
Seattle, WA

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Kokob Media Network KMN posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share