ሆሊ ሲቲ

  • Home
  • ሆሊ ሲቲ

ሆሊ ሲቲ HOLY ERITREA Gospel purposes

09/02/2025

HOLY CITY WORSHIP HEALING PROGRAM
ሕበሩና
https://us02web.zoom.us/j/8218170084?pwd=NkhGeW9OSThHKzdHNVdRZXdvMlZ3QT09

ኮድ 999000

Zoom is the leader in modern enterprise video communications, with an easy, reliable cloud platform for video and audio conferencing, chat, and webinars across mobile, desktop, and room systems. Zoom Rooms is the original software-based conference room solution used around the world in board, confer...

Uganda conference
30/04/2024

Uganda conference

Conferenceጆሃንስበርግ ሳውዝ ኣፍሪካApril 5-7-2024ንዑ ሓቢርና ንጎይታ ነምልኽ
21/03/2024

Conference
ጆሃንስበርግ ሳውዝ ኣፍሪካ
April 5-7-2024
ንዑ ሓቢርና ንጎይታ ነምልኽ

09/03/2024

ዕውት ህይወት ኣገልጋሊ part 1 HolyCity

19/02/2024

እቲ ቃል ስጋ ኮነ ወይስ ስጋ ፈጠረ ? ,,,,,,, ፓስቶር እዝራ ናብ ሃዋርያ መዓስን ብከመይ ኮይኑ ? ሆሊ ሲቲ

17/02/2024

ሆሊሲቲ - መሪጽካ ብላዕ መሪጽካ ስማዕ 2ይ ክፋል

16/02/2024
10/02/2024

ንስጋኻ ኣስቢሑ ጸጋ ዝበልዕ ምድሪ

ደጋጊምካ ጸዊዕካዮ x3  ዘይምኖ ስም x3 እየሱስ ዘይምኖ ስም x2 1-ካብ ኩሉ ስም ዝምረጽ ስምካብ ኣእላፋት ስም ዝምረጽ ስምካብ ኣሽሓት ስም ዝምረጽ ስምኣብ ሰማይ ምድሪ የብሉን ተወዳዳሪ ...
30/12/2023

ደጋጊምካ ጸዊዕካዮ x3
ዘይምኖ ስም x3
እየሱስ ዘይምኖ ስም x2

1-
ካብ ኩሉ ስም ዝምረጽ ስም
ካብ ኣእላፋት ስም ዝምረጽ ስም
ካብ ኣሽሓት ስም ዝምረጽ ስም
ኣብ ሰማይ ምድሪ የብሉን ተወዳዳሪ

እየሱስ እየሱስ x4

ደጋጊምካ ጸዊዕካዮ. ....

2-
ኣብ ሰማይ ምድሪ እህህ
ዘይብልካ ተወዳዳሪ
መቃብር ፈንቂልካ
ሓይሊ፡ጸልማት ኩሉ ስዒርካ
እየሱስ ፍሉይ

ፍሉይ ፍሉይ x8

ኣብ ሰማይ ምድሪ
የብሉን ተወዳዳሪ
ንሱ የሱስ እዩ
ፍሉይ ስም ...ንሱ የሱስዩ
ሰዓሪ...ንሱ የሱስዩ
ዘይደክም ስም. .ንሱ የሱስዩ
ዘይልወጥ ስም. ..ንሱ የሱስ እዩ

3-
ስሙ ፍሉይ እዩ ሓይሊ ለዎ
ስልጣን ጸልማት ዘንቀጥቅጦ
ፍጥረት ኩሉ ብኡ ተጼሩ'ሎ
ኣብ ሰማይ ምድሪ የብሉን ተወዳዳሪ
እየሱስ. ....እየሱስ x8

ደጋጊምካ
ጸዊዕካዮ ዘይምኖ ስም
እየሱስ ዘይምኖ ስም x4

PASTOR SINGER
YONAS HAILE -2024

ደጋጊምካ ጸዊዕካዮ ዘይጽገብ ስም- ፓስቶር ዘማሪ ዮናስ ሃይለ ZEYTSIGEB SIM NEW ERITREAN GOSPEL MUSIC CLIP 2024 / ተቀበልቲ ዘማሪ ክብረት/ደሊና

23/12/2023

HOLYCTY

Address

MD

Telephone

+12406631133

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ሆሊ ሲቲ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ሆሊ ሲቲ:

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Alerts
  • Contact The Business
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share