12/05/2023
ኣንፈት ትግራይ ናበይ? . . [ 2ይ ክፋል ] Public panel Discussion in DMV area Des 2/2023
Despite politics being serious, this page tries to find a political satires in all aspects of govern
ኣንፈት ትግራይ ናበይ? . . [ 2ይ ክፋል ] Public panel Discussion in DMV area Des 2/2023
ኣንፈት ትግራይ ናበይ? .. [ 1ይ ክፋል ] Public panel Discussion in DMV area Des 2/2023
It is with deep sadness that we announce the passing of our beloved brother, Berh… Amanuel Hagos needs your support for Funeral Expenses የቀብር ስርዓቱን ማስፈጸሚያ ወጭ
ፅንዓት ይሃበና!
Coming soon
Orthodox Tewahido Mezmur Tigrigna ...
SATURDAY, September 30, WASHINGTON, DC
ሰላማዊ ሰልፊ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ እስራኤልን ዴንማርክን ኢምባሲ ዲሲ (ሰውራ መለይ)
ሰላማዊ ሰልፊ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ
Eritrean peaceful protest & Denmark embassies in Washington DC
መመልእኽቲ መፀዋዕታ ኣኼባ
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!
ማሕበር ሙሃዘን ማዓር ቅዱስ ገብሪኤል ምስ ካልኦት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለወ መንፈሳዊ ጉዕዞ ናብ ገዳም እንዳባ ገሪማ ( ዘገብረ ታኣምር) ዓድዋ ዝብል ፕሮግራም አብ ኣዲስ ኣበባ ሆሊደይ ሆቴል ናይ ፓናል ሲምፖዚየም (ናይ ምይይጥ መድረኽ) ተዳሊዉ አሎ::
ናይ ኣቦና ኣቡነ ገሪማ ገድልን ታሪኽን ገለፃ ዝገብሩልና ካብ መንበረ ፓትርያርክ ዝመፁ ኣቦታት እንትኾኑ: ካብ ኣዲስ ኣበባ ዩንቨርስቲ ዝመፁ ሙሁራን: ካዓ ኣብቲ ገዳም ዝርከቡ ጥንታዊ ሓድግታት ዘለዎም ናይ ቱሪዝም ረብሓ ገለፃ ዝገብሩልና እንትኾኑ:ኣብዚ ዕለት
ነሓሰ 21/12/2015 ዓ/ም
ተረኺብኩም/ክን ተሳተፍቲ ንኽትኮኑ/ኮና ብኽብሪ ንዕድም።
ማሕበር ሙሃዘን ማዓር ቅዱስ ገብሪኤል
ምስ ካልኦት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ።
:ወስብሐት ለእግዚኣብሔር
ብብፁዕ አቡነ ኣትናቴዎስ ናይ Washington DC ን ኸባቢኡን ሀገረ ስብከት ሊቀ ጳጳስ;
ንተመረቕቲ ዝተወሃበ ቡራኬ
Congratulations to you all Class of 2023. ፍኖተ ጽድቅ ቅዱስ ጊዬርጊስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ትግራይ;
8743 Cooper RD
Alexandria VA 22309.
ኻብ ጠየቕቲ, . . . መጣቐዕትን ሻንጣ ተሸከምትን በዚሕና;
ፀገምና ኸዓ ብኡኡ ልክዕ ይቕፅል!
ካብቲ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ሓደ 'ክንመፅእ ከለና ናጎየልኩም ተቐበሉና' እዩ ዝመስለኒ::
ካብ ባህላዊን ዘመናዊን ናይ ክሽነ ኣቑሑ ክሳብ ዝተፈላለዩ ቅመማ-ቅመማት መፂኦም ዘይስእንሉ ዕዳጋ Hanna Market እነሆ ንኣመንቲ እስልምናን ክርስትናን ርሑስ ናይ ፆም ግዘ ክኾነልኩም እናተመነየ; ንቕድመ ምድላው ኣውዳኣመት ናብ Hanna market ቕልቅል ይበሉ::
ኣድራሻና
510 S Van Dorn St
Suite B
Alexandria, VA 22304
Tel (571) 535-4163
Emai [email protected]
ዝተረስዑ ሰባት ከምዘለዉ እርግፀኛ እየ; ብዝኾነ ግና ንኹሉኹም የቕንየለይ, የቕንየልና!!!
When the whole world was silent, you were a voice for voiceless Tigraians! and you are still continue to be!
THANK YOU
!!!
ህወሓት ብናይ መሽረፈት መረፃ ሲሒቓን ቀሊዳን፤ ለካስ ኹሎም ስልጣን ወይ ሞት እዮም!
ካድረ ህወሓትን: ዓይኒ ዕሙተይ ደገፍቲ ህወሓትን ኣዝያ ተናድዶም መደረ ጌታቸው ረዳ:: "ኣይተጨብጭቡ: እንትንጋገ ተጋጊኹም በሉና"
ካብ ጠ/ር ነበር ሃይለማርያም ደሳለኝ ድኽመት ፅቡቕ ነገር ከም ዝተመሃሩ ተስፋ እገብር::
ርክብ ጭንቁራዕን ዕንቅርቢትን (ርክብ ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን)
ንሙሉእ ትሕዝቶ እዚ ቓለ መሕትት ሊንክ እነሆ
https://www.youtube.com/live/m5LlIWuqy9A?feature=share
#ሓፊረ
© ደብሪፀይ , . . ኣቦ-መንበር ተመሪፀ ኢሉ ፍሽኽሽኽ ናበለ ምስረአኽዎ 2 ኪሎ ስጋ ቐኒሰ:: ከክንድኡ ሓፊረ::
© ኣነ ብመሪሕነተይ ጉድለት እዙይ ኣብ ትግራይ ዝበፀሐ ፅንተት ተዝበፅሕ እሞ ኣነ ተዝተርፍ ብሂወት, ቀጥ ኢለ ገዳም ምኣተኹ::
© ኣንታ ቐንጭውኒ እንዶ እሞ Prank እዩ በሉኒ:: እቲ ኣዮዃ ናይና ዝበልናዮ ደብሪፅ ድዩስ, ኻሊእ?!
ፅይቅነት "መሪሕ ውድብና" ብኣንደበት ሚኪ ራያ:: ህወሓት ብውነ ንፈልጣ'ዶ?
እዚ ገዛኢ ውድብ ህወሓት ዝበሃል ማዕረ ኽንደይ ብኻድረታቱ ኣደንቁሩ ይገዝአና ኸምዝነበረን ኸምዘሎን እንትሓስቦ ብጣዕሚ ይገርመኒ::
"እንታይ ኢለዮ ኻልኣይ ሳልሳይ ውድበይ ከላ ምሳይ" እናበልና ሓንቲ መማረፂት ትኸውን ውድብ ኸየጣየስና 30 ዓመት ሓሊፍናዮ ኸም ቀልዲ::
ቐዲሞም ዝነቕሑ'ውን እንትምዕዱና ኣብ ክንዲ ብፅሞና ምስማዕ ውድብና ኣይትንኩእልና እናበልና ዘገበልናዮ ውድብ ሕዚ ዲሞክራሲ, ማዓርነት, መሰል ተበልና ብኸመይ ኽርደኦ ይኽእል?!
=> ድሕሪ 17 ዓመት ቓልሲ እንታይ ረኺብና እንታይ'ከ ኸሲርና ኣብ ዝብል ቀመር ሒሳብና ነወራርድ:: ድሕሪ 17 ዓመት ቓልሲ, ን33 ዓመታት ብኺሳራ ዝንቀሳቐስ ዘሎ ናይ ቓልሱ ፍረ ዘይረኸበ ህዝቢ, ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እዩ::
ኣብ ልዕሊ ኣክቲቪስት መርስኤ ኪዳን ጎስጓስ ፀለመን መንቀሊኡን::
ካብ ጀነራል ፃድቃን ኣብቲ ዘዳለናዮ ናይ ሰርከስ ምርኢት ኮንፍረንስ ተሳቲፉ ናበልካ ብህዝቢ ካብ ምሕጫጭ, እቲ ዘቕርቦ ዘሎ መማረፂ ሓሳብ መማያየጢ መድረኽ ግበርዎ ኣብ ሚድያኹም:
ሕደጉ ውረዱ ብኽብሪ! ይኣክል!
ንሶም ናይ ኣቦታቶም
ንሕና'ውን ናይ ኣያታትና
---------------------------
ዑደት ናብ ጫፍ እምባ ሰሎዳ::
------===========--------
ነፍሲ ሄር ባላቶሊ ሓወይ (ካብቶም ግዳያት ኣራዊት ሻዕቢያ ዝኾነ ንኡስ ሓው) ፅንዓት ይሃብኩም ወለዲ::
DMV Area
Springfield, VA
22151
Be the first to know and let us send you an email when F E L E M A-E N T posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.
መመልእኽቲ መፀዋዕታ ኣኼባ በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ማሕበር ሙሃዘን ማዓር ቅዱስ ገብሪኤል ምስ ካልኦት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለወ መንፈሳዊ ጉዕዞ ናብ ገዳም እንዳባ ገሪማ ( ዘገብረ ታኣምር) ዓድዋ ዝብል ፕሮግራም አብ ኣዲስ ኣበባ ሆሊደይ ሆቴል ናይ ፓናል ሲምፖዚየም (ናይ ምይይጥ መድረኽ) ተዳሊዉ አሎ:: ናይ ኣቦና ኣቡነ ገሪማ ገድልን ታሪኽን ገለፃ ዝገብሩልና ካብ መንበረ ፓትርያርክ ዝመፁ ኣቦታት እንትኾኑ: ካብ ኣዲስ ኣበባ ዩንቨርስቲ ዝመፁ ሙሁራን: ካዓ ኣብቲ ገዳም ዝርከቡ ጥንታዊ ሓድግታት ዘለዎም ናይ ቱሪዝም ረብሓ ገለፃ ዝገብሩልና እንትኾኑ:ኣብዚ ዕለት ነሓሰ 21/12/2015 ዓ/ም ተረኺብኩም/ክን ተሳተፍቲ ንኽትኮኑ/ኮና ብኽብሪ ንዕድም። ማሕበር ሙሃዘን ማዓር ቅዱስ ገብሪኤል ምስ ካልኦት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ። :ወስብሐት ለእግዚኣብሔር
ብብፁዕ አቡነ ኣትናቴዎስ ናይ Washington DC ን ኸባቢኡን ሀገረ ስብከት ሊቀ ጳጳስ; ንተመረቕቲ ዝተወሃበ ቡራኬ Congratulations to you all Class of 2023. ፍኖተ ጽድቅ ቅዱስ ጊዬርጊስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ትግራይ; 8743 Cooper RD Alexandria VA 22309.
ካብ ባህላዊን ዘመናዊን ናይ ክሽነ ኣቑሑ ክሳብ ዝተፈላለዩ ቅመማ-ቅመማት መፂኦም ዘይስእንሉ ዕዳጋ Hanna Market እነሆ ንኣመንቲ እስልምናን ክርስትናን ርሑስ ናይ ፆም ግዘ ክኾነልኩም እናተመነየ; ንቕድመ ምድላው ኣውዳኣመት ናብ Hanna market ቕልቅል ይበሉ:: ኣድራሻና 510 S Van Dorn St Suite B Alexandria, VA 22304 Tel (571) 535-4163 Emai [email protected]
ዝተረስዑ ሰባት ከምዘለዉ እርግፀኛ እየ; ብዝኾነ ግና ንኹሉኹም የቕንየለይ, የቕንየልና!!! When the whole world was silent, you were a voice for voiceless Tigraians! and you are still continue to be! THANK YOU
ርክብ ጭንቁራዕን ዕንቅርቢትን (ርክብ ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን) ንሙሉእ ትሕዝቶ እዚ ቓለ መሕትት ሊንክ እነሆ https://www.youtube.com/live/m5LlIWuqy9A?feature=share
#ኣደንቍርካ_ግዛእ እዚ ገዛኢ ውድብ ህወሓት ዝበሃል ማዕረ ኽንደይ ብኻድረታቱ ኣደንቁሩ ይገዝአና ኸምዝነበረን ኸምዘሎን እንትሓስቦ ብጣዕሚ ይገርመኒ:: "እንታይ ኢለዮ ኻልኣይ ሳልሳይ ውድበይ ከላ ምሳይ" እናበልና ሓንቲ መማረፂት ትኸውን ውድብ ኸየጣየስና 30 ዓመት ሓሊፍናዮ ኸም ቀልዲ:: ቐዲሞም ዝነቕሑ'ውን እንትምዕዱና ኣብ ክንዲ ብፅሞና ምስማዕ ውድብና ኣይትንኩእልና እናበልና ዘገበልናዮ ውድብ ሕዚ ዲሞክራሲ, ማዓርነት, መሰል ተበልና ብኸመይ ኽርደኦ ይኽእል?! => ድሕሪ 17 ዓመት ቓልሲ እንታይ ረኺብና እንታይ'ከ ኸሲርና ኣብ ዝብል ቀመር ሒሳብና ነወራርድ:: ድሕሪ 17 ዓመት ቓልሲ, ን33 ዓመታት ብኺሳራ ዝንቀሳቐስ ዘሎ ናይ ቓልሱ ፍረ ዘይረኸበ ህዝቢ, ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እዩ::
Rough Around The Edges Productions
Ridgeway Drive