Sami Yatana /ሳሚ ያታና

06/24/2025

ደናግል ሂዋናት ማዕረ ዚ ቃንዛ ከም ዝህልወን ኣይፈልጥን ኔረ ነዚ እዩ ድማ ድንግልና ምስ ሰብኣይኪ ኣሚንኪ ክብርታትኪ ዘገድሶ ምሳኺ ክኣርግ ዘለዎ ኣዳም ሃቢ ትበሃሊ እዚ ተዘክሮ ዚ ኣይርሳዕን ድንግልና ኣብ ሓዳር ፍቕሪ ዋጋ የብሉን ን እትብሉ ሰባት ድንግልና ሚስጢር ክብርታት ሂዋን እዩ ድንግል ን ዘይኮንክን ሓዳር ን እትደልያ ምኽሪ የብለይን

06/24/2025

ናይ መጻኢ ሓካይምካ ፈተናኦም ንምሕላፍ ቻት GPT ይጥቀሙ ኣለዉ። ጥዕና ዘለዎ መግቢ ክትጅምሩ ይሓይሽ💀🥱

06/24/2025

ኩናት እስራኤልን ኢራንን ኣብ ውሽጢ 12 ሰዓት ደው ክብል እዩ ዝሓለፈ 12 መዓልቲ ዝነበሩ ኩናት ተባሂሉ ኣብ ታሪኽ ዓለም ይመዝገብ😂 ፕ/ትራምፕ ታይ እዩ ሓሲቡ ዚ ሰብኣይ ቀልጢፉ ወዲኡዎ ዚ ኹናት😂

ኔት ወርክ ዘይብላ ብሕታዊት ወረዳ😏 መሀከይቲ ኢኹም ሓለፍቲ ወረዳ ላ/ኣድያቦ
06/24/2025

ኔት ወርክ ዘይብላ ብሕታዊት ወረዳ😏
መሀከይቲ ኢኹም ሓለፍቲ ወረዳ ላ/ኣድያቦ

ተመስገን ኣነ ኳ ትግራወይቲ ዘፍቅራ የብለይን እዘን ተጋሩ ግን ን ኣወዳት ከመይ ከም ዝፍንፍና ረኣዩወን😂
06/24/2025

ተመስገን ኣነ ኳ ትግራወይቲ ዘፍቅራ የብለይን እዘን ተጋሩ ግን ን ኣወዳት ከመይ ከም ዝፍንፍና ረኣዩወን😂

ጌች ሑመራ ገባ ኣሁንም ባንዳ ልትሉት ነው😂 ቆይ ህዝቡ እንዲመለስ ማይፈልገው ማን ነው?
06/23/2025

ጌች ሑመራ ገባ ኣሁንም ባንዳ ልትሉት ነው😂
ቆይ ህዝቡ እንዲመለስ ማይፈልገው ማን ነው?

06/23/2025

ኢ/ያ በ ሚቀጥለው ኣመት ከ 2018 ጀምሮ የተፈጥሮ ጋዝ ወደ ውጭ ገበያ ልታቀርብ ነው ሚል ዜና ኣየሁኝ መሰለኝ ተፈጥሮ ስትል ማለት ፈስ😂 መሸጥ ተጀመረ እንዴ የተኛው ጋዝ ነው 🤨

06/23/2025

ደቂ ዓዲ ዳዕሮ ኣለኹም ዶ ? ኢለ ክፑስት ኢለስ ለካ ኔትወርክ ዘይብሉ ወርቂ ናሰረቅሉ መብራህቲ ማይ ኔት ዝኸልኡዎ ብሕታዊ ወረዳ ኣየ ዓዲ ሓየሎም ሎሚስ ፈሪሕኹም ግዲ መሰልኩም ምሕታት ተሳኢንኩም🤨

Address

Brookhaven, GA

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Sami Yatana /ሳሚ ያታና posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Sami Yatana /ሳሚ ያታና:

Share