Merkeb Gal Adigrat

  • Home
  • Merkeb Gal Adigrat

Merkeb Gal Adigrat ንመን ከይበልካ ጽብቅ ግበር ዓስብኻ ካብ ፈጣሪ ክትረክቦ ኢካ❤💚🙏 ኣምለክ ኣቦይ ሰብ ክብድል ዓቅሚ ኣይትሃበኒ ☝️👏

25/05/2025

ወኒ 🔥 Magnified Events 101 ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna ላዛ ትግርኛ ደርፍታት ትግርኛ ትግርኛ Meme ትግርኛ Meme መሶብ ትግርኛ Tigrigna Era - ዘመነ ትግርኛ

14/10/2022
ናብ ኩሉ ሰብ ሕልና  #ሼርርርርርርበስም ኣብ ወውልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን !!!ሰላም ሰላም ኩቡራት የሕዋት ከመይ ኣለኹም ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እናተመነኩ ብምቅጻል እ...
24/06/2022

ናብ ኩሉ ሰብ ሕልና #ሼርርርርርር

በስም ኣብ ወውልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን !!!
ሰላም ሰላም ኩቡራት የሕዋት ከመይ ኣለኹም ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እናተመነኩ ብምቅጻል እዚ ኣብ ስእሊ ትሪእይዎ ዘለኹም ሓውና ፋኒኤል ክፍላይ ቲፋኖስ ይበሃል።ዝተወለደሉ ዓዲ ሽከቲ ንኡስ ዞባ ድባርዋ ዞባ ደቡብ ካብ ኣቡኡ ክፍላይ ቲፋኖስ ኣዲኡ ድማ ወይኒ ኪዳነ ገ/መስቅል ተወሊዱ ኣብ ሽከቲ ዓብዩ ከምቲ ኩሉ ሰብ ካብ ሃገሩ ዝስደዶ ንስደት ኣምሪሑ፡ካብ ኣዲስ ኣበባ ንሊብያ ምስ መጸ ዝከፍለሉ ስለ ዝሳኣነ ናብ ሊብያውያን ስለ ዝሸጥዎ ሊብያውያን ከኣ 7000 ሽሕ ዶላር ስለ ዝበሉና እዚ ካአ ልዕሊ ዓቕምና ስለ ዝኾነና ዓዓቅምኹም ክትሕጉዝና ብትሕትና ንሓትት ፡ንትገብሩልና ሓገዝ ኣቀዲምና ንመስግን !!!

ኣድራሻ ናምበር !!

የናስ ትካቦ 00251966096070 ኣዲስ ኣበባ
ሰመረ ሃብቶም 00251985646979 ኣዲስ ኣበባ
ኣሌክ እዮብ 00211923798276 ጁባ

በዚ ኣድራሻ ተወኪስኩም ክትሕጉዙና ንምሕጸነኩም !!
ሸር ውን ዓባይ ሓገዝ አያ እሞ ኩላትና ሽር ንበለ መታን ሂወት ሓውና ንምድሓን ።

#ሸር ሸር ሸር !!!

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Merkeb Gal Adigrat posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share