Voice of Eritrea Us

  • Home
  • Voice of Eritrea Us

Voice of Eritrea Us Eritrean Community Radio in Washington DC

🇪🇷ዮሃና መበል 33 ዓመት          ጽንብል ነጻነት🇪🇷መዓልቲ ሃገራዊ ናጽነት፡ ብኹሎም ህዝብታት ዓለም ወትሩ ክኽበርን ብድምቀት ኪጽምበልን ልሙድ እዩ። እዛ ብመስዋእቲ ኣሽሓት ቡሉጻት ደ...
06/05/2024

🇪🇷ዮሃና መበል 33 ዓመት
ጽንብል ነጻነት🇪🇷

መዓልቲ ሃገራዊ ናጽነት፡ ብኹሎም ህዝብታት ዓለም ወትሩ ክኽበርን ብድምቀት ኪጽምበልን ልሙድ እዩ። እዛ ብመስዋእቲ ኣሽሓት ቡሉጻት ደቓን ፥ ብነዊሕ ዓመታት ቃልስን ዝመጸት 24 ግንቦት ዕለተ-ነጻነት ኤርትራ ከኣ ሕልፊ ኣለዋ።

ስለ ዝኾነ ብፉሉይ መልክዕን ኣገባብን ክንጽምብላ ዝተኸፍለ ዋጋ ንዘንተ-እለት ክዝከርን ክኽበርን ዓመት ዓመት ሓደስቲ መደባት እንዳ ተዋደደ ፥ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ብፍቕሪ ተሳትፎ ህዝቢ : "ውሕስነት ሰላም ብ መኸተ" ኣብ ዝብል ቴማ ብውዕዉዕ ኤርትራዊ መንፈስ ክባዓል'ዩ ።

ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን-ዲሲ ድማ ናይ ሰለስተ መዓልቲ በዓል ብኸምዚ ዝስዕብ ኣገባብ ክጽምበል'ዩ ።



🇪🇷ዓርቢ 24 ግንቦት ጉዕዞ ብማኪና ፥
መደብ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ሃገረ-ኤርትራ ፥ ቀጺሉ
ኣብ ባህላውን ሲቪካውን ማእከል ድራርን ድሙቕ ምዝንጋዕ ምሸት ፥ ክሳብ ፍርቂ ለይቲ
🇪🇷ቀዳም 25 ግንቦት ፥ መደብ ኣብ ባህላውን ሲቪካውያን ማእከል (ኢሲሲሲ) ብውሩያት ድምጻውያንን ሙዚቀኛታትን
🇪🇷ሰንበት 26 ግንቦት ዙነት (Picnic ) ኣብ ፎርት
ሃንት ፓርክ (Fort-Hunt Park)

33rd 🇪🇷 Eritrea/s
Birthday Celebration
DC
-Friday 24th May Car Tour
Downtown DC &
Ceremony Eritrea, Continues
To Eritrean Cultural Community Center
-Saturday 25th May
Party
-Sunday 26th May
Picnic Hunt Park



Address

MD

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Voice of Eritrea Us posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Voice of Eritrea Us:

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Alerts
  • Contact The Business
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share