Aron tv Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Aron tv, Digital creator, Washington D.C., DC.

ኤርትራውያን ዲያስፖራ: Tigrinya and English news and pictures and all the latest and Current news from all of the world, መዓልታዊ ሓድሽ ናይ ኤርትራ ስእልታት ካብ ኤርትራ ከምኡ ውን ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለምን🌍🌐

08/03/2026
07/28/2026
07/28/2026

😂🇪🇹😂😂🇪🇹

07/27/2026

😂😂

07/27/2026

ሓለንጊ

07/27/2026

ፉፉ ውድብ ክቅይር ኮ ተዋሪዱ😂 ትግራይ ይብል ነይሩ ሕጂ ከኣ ብልጽግና ኮይኑ ንትግራይ ይጸርፋ ሎ😂😂🇪🇹

እዚኦም'ሲ፡ ኣብ ሂወቶም ዝኮነ ዝጠቅም ስራሕ ስሪሖም ዘይፈልጡ፡ ብዛዕባ ዝሰርሑ ግን ክዛረቡ ጸሓዮም ዘዕረቡ፡ ሓተላ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ እዮም። እዚ ዓቢ-ዓርጌይን ደሳለኝ በረኸትኣበ ዝመራሒ...
07/25/2026

እዚኦም'ሲ፡ ኣብ ሂወቶም ዝኮነ ዝጠቅም ስራሕ ስሪሖም ዘይፈልጡ፡ ብዛዕባ ዝሰርሑ ግን ክዛረቡ ጸሓዮም ዘዕረቡ፡ ሓተላ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ እዮም። እዚ ዓቢ-ዓርጌይን ደሳለኝ በረኸትኣበ ዝመራሒኦም ፍጮ ሕብረተሰብ፡ "ንስኩም እንታይ ትዋጥዩ፡ እስከ እንታይ ተፍርዩ፡ ወይ ኣፍሪኩም ትፈልጡ" ኢልካዮም፡ "ዋእ ንሕና ንዛረብ ኢና፡ ንእገለ ተዛሪብናሉ፡ ንምድር ከኣ፡ ካብ ቀደም ኣብ ጋዜጣ ንጽሕፍ ነይርና፡ ሃለዉለዉ'ዩ" ካልእ ኢዶም ዝሕዉስሉ ቁምነገር የብሎምን።

ዋላ ንነብሶም ዉን፡ ጎይታን ዉሽማን ክቀያይሩ፡ መንፈሶም ዓንዩ፡ ሞራሎም ዝሰፈፉ፡ ትሩፋ ንትሩፋ እዮም።

ሕጂ ንሕና እቲ ዝገርመና'ስ፡ መቸም ኣይሓፍሩን እንድዮም --- ሎሚ ሎሚ "ከም'ዚ ናይ ኣቢይ ኣሕመድ ብስሩዕ ፕሮፖጋንዳ፡ ንግሆ ንግሆ ባሕሪ ባሕሪ" ዝብለና ዘሎ፡ እዚኦም ባጎኒ ጓሓፋት ክኾኑ ዘይበቅዑ ትሩፋታት ከኣ፡ ትማል "ኤርትራዉነት ሓሶት'ዩ፡ ሞይቱ'ዩ፡ ኤርትራ ትበሃል ሃገር ፍሪሳ'ያ፡ ክልል እገለ ሃገር ንምኳን ኤርትራ ድማ ክልል ንምኳን ተቃሪበን፡ ወዘተ ወዘተ" ዝብሉና ዝነበሩስ፡ ሕጂ ስለ ሃገርን ህዝብን ኤርትራን ከም'ዚ እባ ከም'ቲ ይሓይሽ ክብሉና፡ ኣይሓፍሩን ድዮም'ከ?

ቃሕ ስለ'ዝብለና ከኣ ኢና ሕላፍ-ሰዓት ብዛዕባ እዚኦም ተረፍ-መረፍ ንጽሕፍ ዘለና እንበር፡ ከም'ዚ ስሞም ድዩ ሳጉኦም እንተ ኣልዒልካዮም፡ ኣብ'ዛ ዓለም ዘለዉ ስለ'ዝመስሎም፡ ሰሙን ምሉእ እዮም ከም ቆልዓ ዝሰራሰሩ። ብናይ ፖለቲካ ዕጸ-ፋርስ ዝደንዘዙ፡ ክሓዉዩ ይኹም ጥዕንኦም ከማሓይሹ ፈጺሞም ተስፋ ዘይብሎም፡ ግን ከኣ ክነብሩ ስለ'ዘለዎም --- ንካልኦት ዝነብሩ ዘለዉ ጥዑያት ሰባት ኣስማቶም ብምልዓል ድራሮም ዝምእርሩ ወረበላታት፡ ብጨንኦም ሃመማ ከይእክብልኩም፡ ካብ ማሕበራዊ ገጻትኩም በል*ዎም ጓሓ*ፍዎም፡ እለ*ይዎም።

NationalEr Interest

Address

Washington D.C., DC

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Aron tv posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Aron tv:

Shortcuts

Share