YBL Eritrea

YBL Eritrea Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from YBL Eritrea, Media/News Company, .

ዂናት ኢራን-እስራኤል!ክሳብ ሐጂ እስራኤል ኣብ ኢራን 250 ታርጌት ቦታታት ወቒዓ። መብዛሕቲኡ ናይ ነዳዲ ዲፖታት፤ ኒኩሌር መማዕበሊ ቦታታን መሳርሕታት ኣጽዋርን ዘማእከለ መጥቃዕቲ ተካይድ ኣ...
16/06/2025

ዂናት ኢራን-እስራኤል!

ክሳብ ሐጂ እስራኤል ኣብ ኢራን 250 ታርጌት ቦታታት ወቒዓ። መብዛሕቲኡ ናይ ነዳዲ ዲፖታት፤ ኒኩሌር መማዕበሊ ቦታታን መሳርሕታት ኣጽዋርን ዘማእከለ መጥቃዕቲ ተካይድ ኣላ።

75% ናይ ኢራን ኑኩለር መማዕበሊ ቦታታ ተወቂዑ ይብል ከም ሓበሬታ FoxNews።



እስራኤላውያን ዓቅሚ ኢራን እንታይ ምዃኑ ተጠንቂቆም ዝተረድኡ ይመስሉ። ኢራን መብዛሕቲኦም ናይ ራሽያ ስርሓት ዝኾኑ ከባቢ 2000 ሚሳይላትን ፤ ነዞም ሚሳይላት መተኾሲ ከዓ ከባቢ 250 መተኮሲታትን/ላውንቸርስ/ ኣለዉዋ።

እስራኤል ኽልል ኣየራ ብነፈርቲ ብምቁጽጻር /air superiority/ ተጠቂማ 24ሰዓት ብነፈርትን ድሮናትን እንዳ ተከታተለት ነዘን ቑጽረን ኣስታት 250 ላውንቸርስ (ዋግአን $5 ሚልዮን ዶላር) ዝኾና መተኾሲ ሚሳይላት ብምህራም ነቲ ዝሓዝዎ 2000 ሚሳይላት ካብ ጥቅሚ ወጻኢ ክንገብሮ ኢና ይብሉ።

እተን መተኾሲ መሳርሕታት እንተመኺነን ኢራን ዋላ ኣሽሓት ሚሳይላት ትወንን ጥይት ብዘይ መሳርያ ዝሓዘት ዓዲ ክንገብራ ኢና ይብሉ።

ኽሳብ ሐጂ 70 ላውንቸርስ (22%) ብእስራኤል ዝተወገዳ ክከውን ከሎ ዝተረፋ ድማ ንኦፕሬሽን ወይከዓ ነዳዲ ንምምላእ ምንቅስቃሳት ስጉምቲ ንምውሳድ 24 ሰዓት ዳህሳስ ትገብረለን ኣላ።

ኢራን ክሳብ ሐጂ ካብ ዝነበራ 2000 ሚሳይላት 370 ሚሳይላት ናብ እስራኤል ብምትኳስ ብኣይረን ዶም መከላከሊ 92% ዘምኸነቶ ክከውን ከሎ 30 ሚሳይላት ግን ኣብ ምድሪ እስራኤል(ብበዝሒ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ) ወዲቁ ኣሎ። ናይዚ ዓጸፋዊ ግብረ መልሲ እስራኤል ርእሰ ኸተማ ኢራን ዝኾነት ከተማ ቴህራን ከምትሃርም እዮም ዝዛረቡ ዘለዉ።

ቀ/ሚኒ. ቤንጃሚን ኔታንያሁ ትማሊ ኣብ ዝተዛረቦ ናይ ኢራን ኒኩሌር ፕሮግራም ኣብ ኢራን ጥራሕ ተማዕብሎ ዘይኾነስ ንሑቲን ንሕዝቦላህን እውን እቲ ፕሮግራም ናይ ምሃብ ሓሳብ ከምዝነበራ ስለያዊ ሓበሬታ በጺሕና ኢዩ እዚ ከዓ "ኒክለር " ምሓዝ ምስ ግብረሽበራ እዩ ብምባል ንኢራን ዕድል ከምዘይህብ ተዛሪቡ ።
Don’t forget follow

🔴 ኣብ ሃይፋ ኣብ ዝርከብ መመንጨዊ ዓቢ መጻረዩ ነዳዲ ብሚሳይል ናይ ኢራን ተወቂዑ---ካብ ኢራን ኣብ ሓደ ለይቲ ዝተተኮሰ ደብዳብ ሚሳይላት ኣብ ሃይፋ ኣብ ዝርከብ ዓቢ መጻረዪ ነዳዲን ኣብ ...
16/06/2025

🔴 ኣብ ሃይፋ ኣብ ዝርከብ መመንጨዊ ዓቢ መጻረዩ ነዳዲ ብሚሳይል ናይ ኢራን ተወቂዑ---

ካብ ኢራን ኣብ ሓደ ለይቲ ዝተተኮሰ ደብዳብ ሚሳይላት ኣብ ሃይፋ ኣብ ዝርከብ ዓቢ መጻረዪ ነዳዲን ኣብ ቀጽሪ ኢንስቲትዩት ሳይንስ ዋይዝማን ኣብ ረሆቮትን ጉድኣት ኣውሪዱ።

Breaking NewsEthiopia 💥 |• ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣሳፊራ ምንባራ ዝተነግረላ ናይ ዉግእ ሄሊኮፕተር ፈደራል ከም'ዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ፡ዕጡቃት ሓይልታት ፋኖ፡ ሎሚ 15 ሰነ 2025፡ ...
15/06/2025

Breaking News
Ethiopia 💥 |• ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣሳፊራ ምንባራ ዝተነግረላ ናይ ዉግእ ሄሊኮፕተር ፈደራል ከም'ዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ፡

ዕጡቃት ሓይልታት ፋኖ፡ ሎሚ 15 ሰነ 2025፡ ኣብ ከባቢ ጎርጎራ ጎንደር፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣሳፊራ ምንባራ ዝተነግረላ ናይ ዉግእ ሄሊኮፕተር ፈደራል ከም'ዝሓምሸሹ ይንገር ኣሎ።

እቲ ንምሕምሻሽ እዛ ናይ ዉግእ ሄሊኮፕተር ኣመልኪቱ፡ ቅድሚ ቁሩብ ደቓይቅ ኣብ ማዕከናት ዜና ኢትዮጲያ ዝጋዋሕ ዘሎ ዜና፡ ንጠንቂ ምዉዳቃ ዝምልከት --- ዝተፈላለየ ርኢቶታት እኳ ይወሃብ እንተሎ፡ ሓይልታት ፋኖ ብጸረ-ነፈርቲ ከም'ዝሃረምዋ ግን ይዝረብ ኣሎ።

ዘሎ ምዕባሌታት ተኸታቲልና ከነቅርበልኩም ኢና፡
YBL Eritrea

" ኢራን ኣይኮነላን  እምበር ክልተ ግዜ ንፕ/ ትራምፕ ፤ ንዓይ ኸዓ ኣብ መደቀሲ እንከለኩ ሓደ ግዜ ፈተነ ቅትለት ሓሲቦም እዮም።" ቀ/ሚ እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ምስ FoxNews ኣብ ...
15/06/2025

" ኢራን ኣይኮነላን እምበር ክልተ ግዜ ንፕ/ ትራምፕ ፤ ንዓይ ኸዓ ኣብ መደቀሲ እንከለኩ ሓደ ግዜ ፈተነ ቅትለት ሓሲቦም እዮም።" ቀ/ሚ እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ምስ FoxNews ኣብ ዝገበሮ ቃለ ምልልስ ገሊጹ---

ስለምንታይ ኢዮ ቀዳማይ ምኒስተር ቤንጃሚን ኔታንያሁ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብዚ ኩናት ምስ ኢራን ክትገጥም ዝጉስጉስ ዘሎ? ---

ቤንጃሚን ኔታንያሁ ሎምዓንቲ ምስ FoxNews ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕትት "ንምንታይ ኣብ ኢራን ደብዳብ ኣዊጅካ?" ዝብል ናይ መጀምርታ ሕቶ ክምልስ ከሎ
" ኢራን 9 ኣቶሚክ ኒኩሌር ንምስራሕ ትቀራረብ ኔራ፤ ኣብ ሓደ ዓመት 3600 ብ 6 ዕጽፊ ፍጥነት ድምጺ ጎዓዝ ሚሳይላት ናይ ምፍራይ ፕሮግራም ኔሩዋ። ሞት ንእስራኤል ሞት ንኣሜሪካ እናበሉ ከም መራሒ ጠጠው ኢለ ክርኢ ኣይክእልን። ስግኣት እስራኤል ናይ ምውጋድ ግዴታ ኣለኒ።" ክብል ኢዮ መሊሱ።
YBL Eritrea

https://youtu.be/OLi0qd43-Mk
26/03/2025

https://youtu.be/OLi0qd43-Mk

tv News tv ቤን ቲቭThanks for watching, please don't forget to Subscribe, Like, Share, Comment ...

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when YBL Eritrea posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share