Eritrean Community in Dubai & Northern Emirates

  • Home
  • Eritrean Community in Dubai & Northern Emirates

Eritrean Community in Dubai & Northern Emirates Eritrean Community in Dubai & Northern Emirates

18/06/2026
16/06/2026

ብምኽንያት 20 ሰነ ዝኽሪ ሰማእታት ኤርትራ - ዱባይ | 2022

15/06/2026

ብምኽንያት 20 ሰነ ዝኽሪ ሰማእታት ኤርትራ - ዱባይ | 2023

ሓበሬታ ንኹልኹም ኤርትራውያን ነበርቲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ። መበል 35 ዓመት ጽንብል ናጽነትና፡ "ጽንዓትና ዋሕስና" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብኽብ ዝበለ ድምቀት ንምጽንባሉ ማሕብረ-ኮምና ምስ...
15/05/2026

ሓበሬታ ንኹልኹም ኤርትራውያን ነበርቲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ። መበል 35 ዓመት ጽንብል ናጽነትና፡ "ጽንዓትና ዋሕስና" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብኽብ ዝበለ ድምቀት ንምጽንባሉ ማሕብረ-ኮምና ምስ ሽማግለ በዓላት ኣብ ልዑል ምድላው ይርከብ። እቲ ብ 29 ግንቦት ኣብ ሓያት ረጀንሲ ደይራ ሆቴል ሰዓት 7፡ 00 ድ/ቀ ዝጅምር ጽንብል፡ ናይ ድራር እንግዶት፡ መዛሙር ህጻናት፡ ምዕዳል ሽልማት ስፖርታዊ ውድድራት፡ከምኡ'ውን ብወናማትን ህቡባትን ድምጻውያን ዝካየድ 'ወጋሕ ትበል ለይቲ' ዘጠቓለለ መደብ'ዩ። ኩሉኹም ኤርትራውያን ዕዱማት ኢኹም። ብደሓን ምጹ!

تحيي الجالية الإريترية في دولة الإمارات العربية المتحدة، بالتعاون مع لجنة الاحتفالات، الذكرى الخامسة والثلاثين لاستقلال إريتريا، تحت شعار «صمودنا ضماننا»، وذلك ببرنامج احتفالي متنوع.
ومن المقرر أن يقام الاحتفال يوم 29 مايو في فندق حياة ريجنسي ديرة، ابتداءً من الساعة السابعة مساءً.
ويتضمن البرنامج مأدبة عشاء، وفقرات إنشادية يقدمها الأطفال، وتوزيع جوائز على الفائزين في المسابقات الرياضية، إلى جانب أمسية فنية بعنوان «لتشرق الليلة» يحييها عدد من الفنانين والمطربين المعروفين.
وتدعو الجالية جميع الإريتريين المقيمين في الإمارات إلى المشاركة في هذا الاحتفال الوطني.

ብምኽንያት መበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነት፡ ብ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ኣብ ዱባይ፡ ኣብ መንጎ 14 ጋንታታት ዝካየድ ዘሎ ስፖርታዊ ንጥፈታት 2026 ።بمناسبة الذكرى الخامسة ...
11/05/2026

ብምኽንያት መበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነት፡ ብ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ኣብ ዱባይ፡ ኣብ መንጎ 14 ጋንታታት ዝካየድ ዘሎ ስፖርታዊ ንጥፈታት 2026 ።

بمناسبة الذكرى الخامسة والثلاثين ليوم الاستقلال، تُنظّم الجالية الإريترية في دبي الأنشطة الرياضية لعام 2026 بمشاركة 14 فريقًا.

24/01/2026

ካብ 09-11 ጥሪ 2026 ብውዕዉዕ ኣገባብ ንዝተኻየደ መበል 3ይ ዓመት ፈስቲቫል ማሕበረ-ኮም፡ ብዕለት 24/01/2026 ገምጋም ተኻይዱ። ኣብ'ቲ ኣባላት ኣካያዲት ኣካል ማሕበረ-ኮም፡ ኣባላት ሽማግለ በዓላት፡ ኣካየድቲ ስፖርታዊ ንጥፈታትን ዝተሳተፍሉ ገምጋም፡ ደቂቕ ጸብጻብ ብኣቦመንበር ማሕበረኮም ቀሪቡን ክትዕ ተኻይድሉን። ብምቕጻል፡ ኣብ ፈስቲቫል ዝቐረቡ ንጥፈታትን ኣወዳድቦምን፡ ንዝነበረ ብልጫታትን ሕጽረታትን፡ ከምኡ'ውን ኣብ ቀጻሊ ክመሓየሹ ዝግበኦም ነገራት ብደቂቕ ተገምጊሙ። ኣብ'ቲ ኣጋጣሚ ሓለፍቲ ቤ/ጽ ጠቕላሊ ቆንስል ኤርትራ'ውን ተረኺቦም ነይሮም።

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Eritrean Community in Dubai & Northern Emirates posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share