Hagere Tigray Media

  • Home
  • Hagere Tigray Media

Hagere Tigray Media Ethiopian daily news

17/11/2025

ሰበር ዜና ኣቦ ወንበር ውድብ ወሪዱ|ሻዕብያ ኣይንኣምኖን ጀነራል ምግበይ

17/11/2025

ሰበር ዜና 4 ኣዘዝቲ ሰራዊት ተቐቲሎም|ሓደገኛ ውሳነ|ሰራዊት ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ተቓፂለን

👉 ትግራይ ብዘይ ሕጋዊ ዕደና ወርቂን ምድፋእ ሓደገኛ ኬሚካልን ትጠፍእ ከም ዘላ ብግልፂ ዘቕረበ መፅናዕታዊ ሪፖርት ብዓለም ለኻዊ ሚዲያ ተቃሊዑ ።👉 ኣብዚ ተግባር ድማ  ኣዘዝቲ ሰራዊት TDF...
15/11/2025

👉 ትግራይ ብዘይ ሕጋዊ ዕደና ወርቂን ምድፋእ ሓደገኛ ኬሚካልን ትጠፍእ ከም ዘላ ብግልፂ ዘቕረበ መፅናዕታዊ ሪፖርት ብዓለም ለኻዊ ሚዲያ ተቃሊዑ ።

👉 ኣብዚ ተግባር ድማ ኣዘዝቲ ሰራዊት TDF ዝኾኑ ጀነራላት ትግራይ ይሳተፉ ከም ዘለው ተመላኺቱ ።

👉ነቲ ዕደና ዘይሕጋዊ መዓድን ዝተቃወሙ ነበርቲ እቲ ኸባቢ እውን ዝተቀተሉ ከም ዘለው እቲ ሓዱሽ ምርመራዊ ጋዜጣ ኣቃሊዑ ኣሎ ።

👉ግምት ኣብ ልዕሊ ዘይስሩዕ ወረ ዝነዝሑ ነጋዶ ክሳብ ንብረቶም ምውራስ ዝበፅሕ ዘየማትእ ስጉምቲ ክውሰድ ምኻኑ ሓቢሩ ።

👉ኣብ ባድመ ሰራዊት ትግራይን
ሰራዊት ሻዕቢያን ተታዂሶም ተባሂሉ ክውዛዕ ንዝቀነየ ዝምልስ ፀብፃብ ሒዝና ኣለና ።

👉ኣብ ዞባ ምዕራብ ሰፊሩ ዘሎ ዘብዒ ተከዘ ዝብሃል ዘይሕጋዊ ዕጡቅ ወተሃደራዊ ስልጠና ይወስድን ይጠናኸርን ከም ዘሎ ተጠቂሱ ።

👉ተስፋ ተገይሩሉ ዝነበረ ምምላስ ተመዛበልቲ እውን ዝምለሱሉ ዕድል ዘፅብብ ተግባር ኮይኑ ይርከብ ።
ሙሉእ ቪድዮ 👇👇👇
https://youtu.be/gdTe82GWnm4

15/11/2025

ሰበር ዜና ሰራዊት ተከዘ ኣትዩ|ስጉምቲ ክውሰድ|ባድመ ታይ ተፈጢሩ

15/11/2025

ሰበር ዜና ሰራዊት ተከዘ ኣትዩ|ስጉምቲ ክውሰድ|ባድመ ታይ ተፈጢሩ

14/11/2025

TDF ከቢድ ተቓውሞ|ኤርትራ ድሮናት ቱርክዮ ተረኪባ|በረራ ኣጊዳ

14/11/2025

14/11/2025

ሰበር ዜና ጀነራል ተባሪሩ|መሃያ ተኣጊዱ|መጠንቀቕታ ጀነራል ንድያስፖራ ተጋሩ|ማእሰረቲ ተጋሩ ቐፂሉ

10/11/2025
09/11/2025

ሰበር ዜና ጀነራል ምግበይ ብድሮን|240 ሰባት|መጠንቀቕታ ደብረፅዮን|መጥቃዕቲ ንኣርሚ 70

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Hagere Tigray Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share