
08/09/2025
#ሓደ ሽሕ ላይክ ንክብሪ ቅድስቲ ድንግል ማርያም 👍🏼 ሃቡለይ !
⛪ ብ 29 ግንቦት 2016 ዓ.ም. (06 ሰኔ 2024 ዓ.ም.ፈ) ኣብ ሃገረ ስብከት ጋሽ ባርካ ዝተመረቀ ኣዝዩ ዓብይን ግሩምን ህንጻ ፣ እዚ ካቴድራል ንኣብ ከተማ ተሰነይ ዝርከቡ መእመናን ንጡፍ ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ይርከብ ፡ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ድንግል ማርያም ተሰነይ ። ❤ 🇪🇷 ❤