Radio Rufta

Radio Rufta Radio Rufta is a Chrstian FM Radio station that brings 24*7 Tigrinya Songs & Messages.
ሬድዮ ሩፍታ ን24 ሰዓታ ብዘይምቁራጽ መንፈሳዊ ናይ ትግርኛ መዝሙራትን መልእኽታትን ተቕርብ።

www.radiorufta.org

www.radiorufta.com

www.ruftaradio.com

https://listen.zenolive.com/radiorufta

https://www.zenolive.com/radiorufta2channel

www.radiorufta.worthyofpraise.org

www.eriwongel.com

www.g4er.tk

ኣብ ኣሜሪካ USA 1-518-907-9018

ኣብ ኣሜሪካ USA 17018010782

ኣብ ኣሜሪካ USA 16055627007

ኣብ ጀርመን Germany 4922198203493

ኣብ ካናዳ Canada 16474795715

ኣብ ዬኬ UK 44330998114

ኣብ ስዊዘርላንድ Switzerland 4144513

3033

ኣብ እስራኤል Israel 972765990013

ኣብ ስዊድን Sweden 46812410748

ኣብ ነርወይ Norway 4721930639

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ 27878250169

ነቲ ቃል ኣምላኻዊ ሓቂ ከምዚ ጌርካ ምሙጓትን፡ ነቶም ናብ ስሕተት ዝኸዱ ዘለዉ፡ ነቲ ቃል ሓቂ ብኸምዚ ዝኣመሰለ ምግላጽ ግቡእን ሓላፍነትን እዩ። ኣብዚ ቪድዮ ብወገን ስዓብቲ እቲ ነቲ ቁኑዕ ...
01/10/2024

ነቲ ቃል ኣምላኻዊ ሓቂ ከምዚ ጌርካ ምሙጓትን፡ ነቶም ናብ ስሕተት ዝኸዱ ዘለዉ፡ ነቲ ቃል ሓቂ ብኸምዚ ዝኣመሰለ ምግላጽ ግቡእን ሓላፍነትን እዩ። ኣብዚ ቪድዮ ብወገን ስዓብቲ እቲ ነቲ ቁኑዕ ቃል ኣምላኽ ዘይምህርን ዝጠውን ዘሎ ደገፍቲ፡ ዝቕርብዎ ስነ ሞጎት፡ ቁይቂ፡ ጸርፊ፡ መርገም ከተንብብ ከሎኻ፡ ለካ ሰዓብቲ ነቲ ትኹል ቃል ዘይምህርን ዝጠዋውን ሰብ፡ እቲ ፍረ እዚ እዩ ኢልካ ትድምድም። ኣብ ዘመነይ ካብ ደቂ ህዝበይ እሞ ድማ ካብቲ ከምዚ ከማይ ኣባል ወንጌላውያን ኢና ብኻልእ ኣዘራርባ (ጰኤጠ) ኢና ኢሎም ንገዛእ ርእሶም ዝጽውዑ፡ ንስልጣን ቃል ኣምላኽ ክዳፈሩ፡ ንቓል ኣምላኽ ከም ስልጣን ዘለዎ ዘይኮነስ ከም ተራ ጽሑፍ ወሲዶም 95% ቃል ኣምላኽ ኣይኮነን ኢሎም ዝምጉትን ዝኣምኑን ክህልዉ እየ ኢለ ሓሲበዮ ኣየፈልጥን፡ እንሆ ሕጂ ግና ሰኦብቲ እቲ ንገዛእ ርእሱ "ብነቢ ዝሸመን ዝጽዋዕን" ብግህዶ ክማገትሉ ይርኣዩ ኣለዉ። ኣምላኽ ናብ ልቦም ይምለሶም!!

MSECBN - is a television broadcasting network in spreading biblical messages and Christian values to Eritrean people and its surrounding nations.​If you want...

ሰላም ብሩኻት፡ ኣሕዋትን፡ ኣሓትን፡ ብዙሕ ኣዋን፡ ኣብ ሓደ  ስራሕ እንተ ኣሎኻ፡ ባዕሉ እቲ ስራሕ ክዛረብ ስለ እትደልዮ ስቕ ምባል ትመርጸሉ እዋን ኣሎ እዩ፡ ሕጂ ብዛዕባ ማእዘር ሰማይ እየ...
11/09/2024

ሰላም ብሩኻት፡ ኣሕዋትን፡ ኣሓትን፡ ብዙሕ ኣዋን፡ ኣብ ሓደ ስራሕ እንተ ኣሎኻ፡ ባዕሉ እቲ ስራሕ ክዛረብ ስለ እትደልዮ ስቕ ምባል ትመርጸሉ እዋን ኣሎ እዩ፡ ሕጂ ብዛዕባ ማእዘር ሰማይ እየ ክዛረበኩም፡ ብዘይ ምግናን፡ ሓቂ ንምዝራብ፡ ማእዘር ሰማይ ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ቀሊል ኣይኮነን፡ ኣብ ኩሉ መዳይ ዘምጾ ዘሎ ጽልዋ ድማ ኣዚዩ ዓቢ እዩ፡ ኣሞ ድማ ምስ ብዙሕ ፋይናንሳዊ ጸገም ስለዚ ብሩኻት፡ ነዚ ኣምላኽ ዝሃበና ዕዮ፡ ብዝግባእ ክንዓዪ፡ ንኽብሪ ኣምላኽን፡ ንህዝብና ንምጽንናዕን ንምብጻዕን፡ ዓቕምኹምን ኣጃምኩምን ክተበርክቱ፡ ብምሕረት ኣምላኽ ይሓተኩም!! ማእዘር ሰማይ፡ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ብዓቢኡ፡ ብተወሳኺ፡ መደባት ናይ ቋንቋ ኢንግሊዘኛ፡ ማትስ(ቑጽሪ) ቴክንሎጂይ፡ ማሕበራዊ ህይወት ተመሓላለፍ። ሓምሳ ልሚን ንሓደ ሰኹሙ ንብዙሓት ግና ፈውሱ እያ። እቶም ፋይናሳዊ ሓገዝ ከተበርክቱ እትደሊ፡ ኣብዛ መርበብ ሓበሬታ ከይድኩም ምውፋይ ይክኣል!! ስለ ህያብኩም ኣምላኽ ይባርኩም!! Azieb Hagos Ermias O. WeldemicaelPastor Abel Mebrahtu

Watch Now 7th Year Anniversary This month (November) marks the joyous celebration of our 7th year of broadcasting MaEzer Semay TV live. Our primary mission has remained steadfast – to share the gospel with the Tigryga-speaking nations. The past seven years have brought both challenges and rewards,...

Samson Debesay ፓስተር ሳሚ ሓወይ ጎይታ ይባርካ!! ዕሙቀታዊት መዝሙር!! ተባረኽ!
07/09/2024

Samson Debesay ፓስተር ሳሚ ሓወይ ጎይታ ይባርካ!! ዕሙቀታዊት መዝሙር!! ተባረኽ!

MSECBN - is a television broadcasting network in spreading biblical messages and Christian values to Eritrean people and its surrounding nations.​If you want...

ግሩም ምስክርነት ናይ እምነት ኣቦታት ኣብ FreProductions
09/08/2024

ግሩም ምስክርነት ናይ እምነት ኣቦታት ኣብ FreProductions

ብሉጽ ተሞክሮን ጽንዓትን ዘለዎም ኣቦታት Fathers: Exemplars of Experience and ResilienceFre Productions brings you educational teachings by entertaining dramas, sermons, pa...

 Yemane
05/08/2024

Yemane

#​RuthTigrignaMezmur Ruth-New Mezmur Cristian Song Singers \\ New Gospel song Chsnnel - Tigrinya ( Official Music Video ) 2023 ...

ኣዚዩ ጥዕም መዝሙር!!
29/04/2024

ኣዚዩ ጥዕም መዝሙር!!

እንኳዕ ናብ ኬኖሲስ አገልገሎት መዝሙር ( Kenosis ministry’s channel) ብደሓን መጻእኹም።እዛ " ህላዌኻ" ብዝብል ዝተሰመየት ሓዳስ ዝማሬና ኣብ ኣመንቲ ምሉእ ወንጌል ቤተክርስትያን ጨንፈር መቐለ እ...

እዛ ታሪኽ ህይወት ጃኒ ኤርክሰን፡ ብፓስተር ሚኬኤል ኣብርሃ ዝተተርጎመት፡ መጽሓፍ እያ። እዛ መጽሓፍ እዚኣ ኣብ ምሉእ ዓለም ኣዚዩ ንብሚሊዮናት ሰባት ጽልዋ ዝገበረት እያ፡ ክትሰምዕዎ ይዕድመ...
02/04/2024

እዛ ታሪኽ ህይወት ጃኒ ኤርክሰን፡ ብፓስተር ሚኬኤል ኣብርሃ ዝተተርጎመት፡ መጽሓፍ እያ። እዛ መጽሓፍ እዚኣ ኣብ ምሉእ ዓለም ኣዚዩ ንብሚሊዮናት ሰባት ጽልዋ ዝገበረት እያ፡ ክትሰምዕዎ ይዕድመኩም!

ጃኒ ዕዉት ህይወት ስንክልና

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Radio Rufta posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share