Sahoo Media Network

Sahoo Media Network ታይ ጻባን ኢሮብ ሒያዊህ ዳዓባህ ሳ~ሆ'ት ኣፋህ ጉርሱሳም ኪን ዋርሲም ከ ኣዶዲም ባ~ሃቲያ ኪኒ።
This page provide news and documentary

ዝርዝር Sahoo Media Network ብሎክ ዝገበሩ🤔 ደብረበፅብፅ (ብጥይት እምበር ብልዕልነት ሓሳብ ዘይኣምን ድሁል) ግን ካዓ ሓንቲ ጥይት ተኲሱ ዘይፈልጥ ባዓቲ በዓቲ ዝዞር ከም ጠበቅ🤔 ...
30/01/2025

ዝርዝር Sahoo Media Network ብሎክ ዝገበሩ
🤔 ደብረበፅብፅ (ብጥይት እምበር ብልዕልነት ሓሳብ ዘይኣምን ድሁል) ግን ካዓ ሓንቲ ጥይት ተኲሱ ዘይፈልጥ ባዓቲ በዓቲ ዝዞር ከም ጠበቅ
🤔 ማዓርግ ኣማረ
🤔 ኣሉላ ሰለሞን

ክንቅፅል እና

😂😂😂😂😂😭😂😂


Assimba press

መልእኽቲ ኣቡነ ማትያስ    S H A R E !🛑🛑🛑🛑🛑🛑ንGetachew K Reda ንደብረፅዮን ን Assimba  press Sahoo Media Network
30/01/2025

መልእኽቲ ኣቡነ ማትያስ S H A R E !
🛑🛑🛑🛑🛑🛑

Getachew K Reda ን
ደብረፅዮን ን


Assimba press
Sahoo Media Network

ካብ 'Pharma+/CBE Vacancy' ንጠንቀቅ 🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑ካብ ሕሳብ ባንኮም ካብ ፍቓድ ብዓል ዋና ሒሳብ ባንኪ ወፃኢ ካብን ናብን ገንዘብ ከመሓላልፍ ዝኽእል ብዓይነቱ ዝተፈለየን ...
28/01/2025

ካብ 'Pharma+/CBE Vacancy' ንጠንቀቅ
🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑
ካብ ሕሳብ ባንኮም ካብ ፍቓድ ብዓል ዋና ሒሳብ ባንኪ ወፃኢ ካብን ናብን ገንዘብ ከመሓላልፍ ዝኽእል ብዓይነቱ ዝተፈለየን ሓደገኛን መተግበሪ
'Pharma+/CBE Vacancy' ተኣታትዩ ስለዘሎ ጉቡእ ጥንቃቐ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ ።

ብዓይነቱ ዝተፈለየን ሓደገኛን መተግበሪ ካብ ሕሳብ ባንኮም ብዘይ ፍቓድ ብዓል ዋና ካብን ናብን ገንዘብ ከመሓላልፍ መተግበሪ (App) ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ምስ ዝረኽቡ ከየውርድዎን ከይፅዕንዎን ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ሓደገኛን መተግበሪ (App)
'Pharma+/CBE Vacancy' ዘስመየ መተግበሪ (App) ንጉሕለትን ምድንጋርን ዝተምሃዘ ሓደገኛ መተግበሪ ከምዝኾነ ዝሓበረ እቲ ባንኪ ብማሕበራዊ ሚድያታት ቴሌግራምን ዋትስአፕን ናብ ዓማዊሉ ይባፃሕ ብምህላው ተጠቀምቲ ተቐዳዲሞም ከየውርድዎን ከይፅዕንዎን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምዒዱ።

ንዚ ንምድንጋርን ንጉሕለትን ዝተሃንፀ መተግበሪ ሓንሳብ ኣብ ተንቀሳቓሳይ ስማርት ቴለፎን እንተተፃዒኑ ካብ ሕሳብ ባንኮም ብዘይ ፍቓድ ብዓል ዋና ካብን ናብን ገንዘብ ከመሓላልፍ ስለዝኽእል ብኣግኡ ምጥንቃቕ ከምዝግባእ ሓቢሩ'ሎ።

እዚ ሓድሽ ዝተኣታተወ ሓድሽን ብዓይነቱን ዝተፈለየ መደናገርን ንጉሕለት ዝተምሃዘ መተግበሪ ብዘካየድክዎ መፅናዕቲ ሓደገኛ ምዃኑ ኣረጋጊፀ'ለኹ ዝበለ እቲ ባንኪ
Pharma+/CBE Vacancy' ዘስመየ መተግበሪ (App) ብቴለግራም ይኹን ወትስኣፕ እንተኣትዩ ንምውራዱ ይኹን ንምፅዓኑ ከይትሓስብዎን ከይትውዕልዎን ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጠንቂቑ።

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
Commercial Bank of Ethiopia
Radio FM mekelle 104.4 offical page
Sahoo Media Network

ንጠንቀቅ Sahoo Media Network
28/01/2025

ንጠንቀቅ


Sahoo Media Network

የጥንቃቄ መልዕክት!

• ስለ ፋርማ ፕላስ (Pharma+) ምን ያህል ያውቃሉ ?

ፋርማ ፕላስ (Pharma+) ስልካችን ላይ ከማህበራዊ ትስስር ድረ-ገፆች በምንጭናቸው መተግበሪያዎች አማካኝነት ወደ ስልካችን ሰርጎ የሚገባ ሲሆን እንደ ቴሌግራም፣ዋትስአፕ፣የመሳሰሉ ማህበራዊ ትስስር ገፆች ላይ በስፋት እየተሰራጨ ጥቃትን የሚሰነዝር መተግበሪያ ነው፡፡
• ጉዳቱ
የኢትዮጵያ ንግድ ባንክ የመረጃ ሥርዓት ደህንነት ክፍል ሰሞኑን ፋርማ ፕላስ (Pharma+) የተሰኘውን መተግበሪያ ጉዳት አምጪነቱን አስመልክቶ ባወጣው መረጃ እንደገለጸው ፋርማ ፕላስ (Pharma+) ከማህበራዊ ትስስር ገጾች አውርደን በምንጭናቸው ሌሎች መተግበሪያዎች ጋር በመለጠፍ ወደ ስልካችን ሰርጎ በመግባት የስልካችንን ስክሪን ማየት፤ አጭር የጽሑፍ መልዕክቶችን ማንበብ፣ ሀሰተኛ የመግቢያ ገጾቸን በማዘጋጀት የይለፍ ቃሎችን መመንተፍ እና የመሳሰሉ የግል መረጃዎችን የሚሰርቅ መተግበሪያ ነው፡፡

የፋይናንሻል ግብይቶችን ከተጠቂው እውቅና ውጪመፈፅሙ እና ስልካችን ላይ ተጭነው ካሉት መተግበሪያዎች ውስጥ መደበቁ ማየት ስለማንችል ለመከላከል በጣም አዳጋች መሆኑ ነው።

• እንዴት ራሳችንን ፋርማ ፕላስ (Pharma+) ይጠብቃሉ

• ካልታመኑ ምጮቾች ማንኛውንም መተግበሪያ ስልኮት ላይ አይጫኑ፤
• በማህበራው ገጽ አማካኝነት የሚላክሎትን ማንኛውንም ማስፈንጠሪያ ወይም መተግበሪያ ምንነቱን ሳያረጋግጡ አይክፈቱ፤
• ብቅ ባይ (Pop up) ማስታወቂያዎችን ወይም አጠራጣሪ ገጾችን በፍጹም አይክፈቱ፤
• እንደ ጎግል ፕሌይ፣ አማዞን፣ አፕስቶር ወይም ሳምሰንግጋላክሲ ስቶር ጥብቅ የደህንነት ፍተሻዎችን የሚያደርጉ ይፋዊ የመተግበሪያ ማከማቻዎችን ብቻ ይጠቀሙ።
ትክክለኛ የስልክ መተግበሪያዎችን በመጠቀም እራስዎትን ይጠብቁ!

ሓደ'ማ ኣይኮኑን ብፍፁም !🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑ብ Mezeker Abadi Zemo 👇https://t.me/mezekerdocs/248ኩሎም ሓደ ኣይኮኑን !"ጉጅለ ጌታቸው ረዳ ይኹን ጉጅለ ደብረፅዮን ኩሎም ...
28/01/2025

ሓደ'ማ ኣይኮኑን ብፍፁም !
🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑
ብ Mezeker Abadi Zemo 👇
https://t.me/mezekerdocs/248
ኩሎም ሓደ ኣይኮኑን !

"ጉጅለ ጌታቸው ረዳ ይኹን ጉጅለ ደብረፅዮን ኩሎም ሓደ'ዮም፣ ኩሎም ሕማቓት እዮም" ትብል ናይ ተመላላእ ሓዳሽ ኣጀንዳ ኸዓ ተሰንድያ'ላ ብእንዳ ኣደመ።

ሓደ'ማ ኣይኮኑን ብፍፁም ! ከመይ ኢሎም ሓደ ክኾኑ ? ምኽንያት:

* ዉዕሊ ፕሪቶሪያ ይቀደድ ዝበለን ኣይቕደድን ዝበለን፣
* ናብ ኲናት ንእቶ ዝበለን ሰላም'ምበር ንሱስ ኣይሕሰብን ዝበለን፣
* ለዉጢ ኣየድልን ዝበለን ለዉጢ ግድን'ዩ ዝበለን፣
* ዘይሕጋዊ ጉባኤ ዘካየደን ነዚ ኣይቅበልን ዝበለን፣
* ካዉንስል ክጣየሽ የብሉን ዝበለን ክጣየሽ ኣለዎ ዝበለን፣
* ዉድብን መንግስትን ክፈላለ የብሉን ዝበለን ክፍለ ኣለዎ ዝበለን፣
* ምስ ሻዕብያን ፋኖን ወጊንና ንብልፅግና ንዉጋእ ዝበለን ኲናት ይኣክል ዝበለን፣
* ወንበር ብዕልዋ ክምንጥል ዝደልን ነዚ ዝተቓወመን፣
* ወታሃደራዊ ስርዓት ክትከል ዝደልን ነዚ ዝቃወምን፣
* ተሓታትነት ከይመፅእ ሕሉፍ ኣይንገምግም ዝበለን ንገምግም ዝብልን፣....ወዘተ

ስለዚ ኩሎም ሓደ'ዮም ዘይኮኑስ ክልቲኦም በኣተሓሳስባ ኣንፃር'ዮም:: ፍፁም ኣይራኸቡን:: ጉጅለ ኣደመ ብሓሳብ ኣሪጉ ዘብቀዐን ዝደኽደኸን ምዃኑ ይሰመረሉ:: ንሓዋሩ ክእለ እዩ ዘለዎ:: ጉጅለ ጌታቸው ረዳ ምስ ባዕላዉን ወድዓዉን ድኽመታቱ ብብዙሕ መምዘኒ ዝሐሸ'ዩ:: ብሓዱሽ መንእሰይ ወለዶ ተቐባልነቱ ልዑል'ዩ፣ ሃገራዉን ዓለማዉን ተቐባልነትን ተሰማዕነትን ኣለዎ:: እናገራሕኻን እናኣረምካን ናብ ዝሐሸ መድረኽ ከሰጋግረና ዝኽእል'ዩ:: ስለዚ "ኩሎም ሓደ'ዮም " ብዝብል ንርሑስን ንቑፅን ብሓባር ኣቃፂልካ ካልእ ናይ ባዕልኻ ሳልሳይ ጥፍጣፍ ናብ ወንበር ንምምፃእ ዝተኣለመ ዉዲት ስለዝኾነ ኣይሰርሕን:: ሎሚ ኩላ ነቒሓ እያ !!


Assimba press
Sahoo Media Network

ትማሊ ኣብ ርእሰ ከተማ ትግራይ መቐለ ንዝነበረ ሰለማዊ ሰልፊ "እምቢ ንኲናት" ጃህያ ዝበሉዎ ጉጅለ ገንዘብ ተኸፊሉዎም ዝብልን ካልእ መውፀኢ ኣፎም ዝኾኑ መታለሊ ቃላት ብምጥቃምን መግለፂ ኣው...
28/01/2025

ትማሊ ኣብ ርእሰ ከተማ ትግራይ መቐለ ንዝነበረ ሰለማዊ ሰልፊ "እምቢ ንኲናት" ጃህያ ዝበሉዎ ጉጅለ ገንዘብ ተኸፊሉዎም ዝብልን ካልእ መውፀኢ ኣፎም ዝኾኑ መታለሊ ቃላት ብምጥቃምን መግለፂ ኣውፅኦም ኣለዉ

መንእሰይ ዓድኻን ዕድመኻን ወኒን


Assimba press
Sahoo Media Network

28/01/2025

ጉጅለ ነሓሰ ንምንታይ ወርሒ ጥሪ መሪፃ? ኣብ ርእቶ ረኣዩ

ህዝቢ ብሲኖትራክ ተፃዒኑ ናብ ሰላምኣይፋል ንኲናት Sahoo Media Network
27/01/2025

ህዝቢ ብሲኖትራክ ተፃዒኑ ናብ ሰላም

ኣይፋል ንኲናት


Sahoo Media Network

"ዳርጋ ጃህያ እዮም"🛑🛑🛑🛑🛑🛑ብተመንያ ዝደንገፀስ ብላሕፂ ባህረረ ድዩ ዝባሃል ካብ ኣድስ ኣበባ ብጃህያን ኩረትን ተባሪሩ ናብ መቐለ ዝተጠቅለለ ሓይሊ ሎሚ ንሰብ  #ጃህያ ይብል ኣሎ 🤔መንእሰ...
27/01/2025

"ዳርጋ ጃህያ እዮም"
🛑🛑🛑🛑🛑🛑
ብተመንያ ዝደንገፀስ ብላሕፂ ባህረረ ድዩ ዝባሃል

ካብ ኣድስ ኣበባ ብጃህያን ኩረትን ተባሪሩ ናብ መቐለ ዝተጠቅለለ ሓይሊ ሎሚ ንሰብ #ጃህያ ይብል ኣሎ 🤔

መንእሰይ መቀለ፣ 70 እንደርታ ፣ ዞባ ደቡብ ምብራቅ #ጃህያ ተባሂልካ ኣለኻ


Sahoo Media Network

✔️ Location: Edaga-Hamus,Enticho,Mekelle,Abi-Adi,Axum,Adwa,Addis Ababa
27/01/2025

✔️ Location:
Edaga-Hamus,
Enticho,
Mekelle,
Abi-Adi,
Axum,
Adwa,
Addis Ababa

🎯 ምልክታ-ስራሕ➱19/05/2017ዓ/ም
🎯 Enat Bank

Enat Bank S.C invites fresh Graduates and qualified applicants for the following vacant positions.

✔️ Position 1: Junior Customer Service Specialist

✔️ Position 2: Branch Manager – Grade C

✔️Position 3: Senior Customer Service Specialist

✔️ Position 4: Branch Accounts Administrator – Grade B

✔️ Position 5: Senior Planning, Monitoring and Evaluation Officer

✔️Dead line: January 31, 20

✔️ Location: Edaga-Hamus,Enticho,Mekelle,Abi-Adi,Axum,Adwa,Addis Ababa

How to apply:
https:oscarpromotion.com/en/job/enat-bank-job-vacancy-fresh-graduates-2025/

👇 Follow us on social media for the latest updates 👇

📲 Telegram: https://t.me/OscarPromotion

🎶 TikTok: http://tiktok.com/

🌐 Website: www.oscarpromotion.com


Follow ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ

ዲያብሎስ ትግራይ "ኲናት ዝተርፍ ኣይኮነን"የለን የለን ባህጊ ህዝቢ ትግራይ ሰላም እዩ።  Assimba  press Sahoo Media Network
27/01/2025

ዲያብሎስ ትግራይ
"ኲናት ዝተርፍ ኣይኮነን"

የለን የለን

ባህጊ ህዝቢ ትግራይ ሰላም እዩ።


Assimba press
Sahoo Media Network

ኣብዚኣ ወዲ መንጀሪኖ ኣይነበረ ወዲ ደብረፅዮን ኣይነበረወዲ ኣለም ኣይነበረ 👇"እዛ መኪና ብድሮን ተወቂዓ ብሓንቲ ቁምቡላ 150 ተጋድልቲ ዝሞቱላ እያ።ኣብዚኣ ወዲ መንጀሪኖ ኣይነበረ ወዲ ደብ...
27/01/2025

ኣብዚኣ
ወዲ መንጀሪኖ ኣይነበረ
ወዲ ደብረፅዮን ኣይነበረ
ወዲ ኣለም ኣይነበረ
👇
"እዛ መኪና ብድሮን ተወቂዓ ብሓንቲ ቁምቡላ 150 ተጋድልቲ ዝሞቱላ እያ።ኣብዚኣ ወዲ መንጀሪኖ ኣይነበረ ወዲ ደብረፅዮን፤ወዲ ኣለም እውን። ወዲ ድኻ ብዘይ ካሕሳ ሓሪሩ ተሪፉ🤔"
ካብ Ambess Welegergis


Assimba press
Sahoo Media Network

26/01/2025

ጋሕነሃይ
ኣይም ናድሐ 🤔

26/01/2025

ብለጋጠመ ቃፀሎ ኣብ Los Angeles ኔትዎርክ ጠፊኡ ስለዝቀነየ እና ጠፊእና ቀኒና ደቂ ኢሮብ ደቂ ትግራይ ከመይ ቀኒኻትኩም።
እንታይ ሓድሽ ነገር ኣሎ ሓበሬታ ሃቡና እስቲ


Sahoo Media Network

Address

United Areb Emirates
Dubai

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Sahoo Media Network posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Sahoo Media Network:

Videos

Share