ፍኖተ ብርሃን ሚድያ ኔትዎርክ

ፍኖተ ብርሃን ሚድያ ኔትዎርክ ፍኖተ ብርሃን ሚድያ ኔትዎርክ (Way of Light )

06/01/2026

Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.

" ጥራሕ ንድኻታት ክንዝክሮም ሓደራ በሉና።  እዙይ ከዓ ባዕለይ ዝተግሀሉ ነገር እዩ።" ገላ 2÷10ሎሚ ታህሳስ 27/2018  ካብቶም ክሳዕ ሎሚ ምእንቲ ህዝቦም ህዝቢ ትግራይ  ዘይረብረቡን ...
05/01/2026

" ጥራሕ ንድኻታት ክንዝክሮም ሓደራ በሉና። እዙይ ከዓ ባዕለይ ዝተግሀሉ ነገር እዩ።" ገላ 2÷10
ሎሚ ታህሳስ 27/2018 ካብቶም ክሳዕ ሎሚ ምእንቲ ህዝቦም ህዝቢ ትግራይ ዘይረብረቡን ዋጋ እናኸፈሉን ካብ ዝረከቡ ኣቦታት መራሕቲ ሃይማኖትን መራሕቲ ኮሚኒትን ኢሉውን ብሓፈሽኡ ምእመናንን ምእመላትን ማእኸ ኣም ሃገራት ኣሜሪካ ግዝኣት ኮሎምቦስ ኦሃዮ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ደብረ ብርሃን ቅድስት ሥላሴን ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይን ኮሚኒትን ካብ ዝተለኣኸ ገንዝብ ኣብ ሰለኽለኻ IDP ንዝርከቡ ኣብ ከቢድ መከራን ንዝርከቡ ወገናትና 200 ኩንታል ፅሩይ ዕፍን ን400 መራሕቲ ስድራ ብብፁዕ ኣቡነ ሰላማን ሊቀ ጳጳስ ኣውስትራልያን ኒውዝላንድን ብምኽትል ዋና መካየዲ ሥራሕ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ትግራይን መካየዲ ስራሕ ምዕራብ ትግራይ ሕሞራን መልኣከ ምሕረት ሓጎስን ተዓዲሉ ። ብጠቕላላ ናይ 1000, 000 ብር ድጋፍ ተገይሩ ኣሎ። ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ #ፍኖተ ብርሃን ሚድያ ኔትዎርክ ክቐርብ እዩ።

02/01/2026

Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.

' ናብ ምሉእ ዓለም ዝቐረበ ኣዝዩ መሕዘኒ ዝኾነ ድምፂ ተፈናቐልቲ ድሕሪ ሰዓታት ክቐርብ እዩ። ፍቓድኩም ይኹን እሞ ናብ ክሉ ክባፃሕ ሼር ላክ ንኽትገብርዎ  ብልዑል ኣኽብሮት ንላቦ።
02/01/2026

' ናብ ምሉእ ዓለም ዝቐረበ ኣዝዩ መሕዘኒ ዝኾነ ድምፂ ተፈናቐልቲ ድሕሪ ሰዓታት ክቐርብ እዩ። ፍቓድኩም ይኹን እሞ ናብ ክሉ ክባፃሕ ሼር ላክ ንኽትገብርዎ ብልዑል ኣኽብሮት ንላቦ።

02/01/2026

Enjoy the videos and music that you love, upload original content and share it all with friends, family and the world on YouTube.

02/01/2026

Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.

01/01/2026
31/12/2025

Address

112-114 Mills Street
Melbourne, VIC
ALTONNORTHVIC3025

Telephone

+61432460761

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ፍኖተ ብርሃን ሚድያ ኔትዎርክ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share