Shane Media

Shane Media We are here to have a good time with friends and families from all over the world.🌍
One Love! To Shane Media 🌠
Thanks God 🤲🏿❤️‍🔥
(1)

11/04/2026

Shane Media

👸🏽Vs 👩🏾‍🦲= መንክር 🤔Shane Media 📊Subscribe to get exclusive benefits:
05/04/2026

👸🏽Vs 👩🏾‍🦲= መንክር 🤔

Shane Media 📊

Subscribe to get exclusive benefits:

ካብዞም'ኦም ትርእዮዎም ኣየናይ እንስሳ እዩ ሓደ ዓይኑ ከፊቱ ዝድቅስ? Shane Media  📊🤌🏻🤔
02/04/2026

ካብዞም'ኦም ትርእዮዎም ኣየናይ እንስሳ እዩ ሓደ ዓይኑ ከፊቱ ዝድቅስ? Shane Media 📊🤌🏻🤔

26/03/2026

Shane Media 📊🤷🏼

22/03/2026

Shane Media 📊😁

21/03/2026

እዚ ክውንነት መርዛም ሓዳር ኤውሮጳ 🤯😂

Shane Media 📊

14/03/2026

ንነብሱ ብዋጋ ስረ ስለ ዝግምታ ድዩ ዋጋ ብስኩም እዩ ዝብሎ ዘሎ? 🤷🏼

Shane Media

ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ ኬብሮን ኬንታኪ ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ንጄክ ፖል ኣብ መድረኽ ብምጽዋዕ፡ እቲ ቦክሰኛ ፖለቲካዊ መጻኢ ከም ዝጽበዮ ይግምትትንቢት እዉን አለኒ ይብል🙋🏽‍♂️😎 🗣️ ትራምፕ...
14/03/2026

ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ ኬብሮን ኬንታኪ ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ንጄክ ፖል ኣብ መድረኽ ብምጽዋዕ፡
እቲ ቦክሰኛ ፖለቲካዊ መጻኢ ከም ዝጽበዮ ይግምት
ትንቢት እዉን አለኒ ይብል🙋🏽‍♂️😎
🗣️ ትራምፕ ኣብ ዘይርሑቕ መጻኢ፡ ንፖለቲካዊ ስልጣን ክትወዳደር ኢኻ። ናተይ ድማ ምሉእን ፍጹምን ድጋፍ ኣለካ! ንሕና ንደልዮ ንሱ'ዩ።👥 ንምእማኑ ዘጸግም ወዲ'ዩ፡
ብዙሕ ትብዓትን ብልሕን ዘለዎ። ክብል ትራምፕ ገሊጽዎ።
Shane Media 👥🤫

ኣብናይ ትማሊ ዘምሰየ ግጥም Sela ምስ Miki ፣  አብ Tik Tok ሸላ 2 Vs 1 Miki  ተዛዚሙ 🙌ንሃገረይ ወኪለይ እየ ዝጻወት ዘለኩ ፣ ንዝበሎ ሚኪ፣ ሰሚዑ 🙋🏽‍♂️ ኣሞራ ሰማይ አ...
08/03/2026

ኣብናይ ትማሊ ዘምሰየ ግጥም Sela ምስ Miki ፣ አብ Tik Tok ሸላ 2 Vs 1 Miki ተዛዚሙ 🙌

ንሃገረይ ወኪለይ እየ ዝጻወት ዘለኩ ፣ ንዝበሎ ሚኪ፣ ሰሚዑ 🙋🏽‍♂️ ኣሞራ ሰማይ አብ ፈላሚ ጸወታ 2 አንበሳ 🐯 ሓደ ጨሓም ሰብኣይን🧔🏼‍♂️😂 ሰዲዱ እኮ ጸወታ 1ብ vs ብ0 ከምዝ መሪሕ እንተ ገበሮ😎🤫
ኣብ ካልኣይ ግጥም ግን King Jedida ብምምጻኣ፣ ተክኒክ ኣጣቃማማ Tik tok ማዓስ ግዜ አንበሳ ማኣስ ግዜ ፍዮሪ ብግብኡ ብምጥቃም፣ ንኣሞራ ሰማይ ካብ ስራሕ ወጻኢ ጌይሮዎ🫣 ሚኪ ፋዚዙ 🤦🏽‍♂️ኣምስዩ ከምዚ አብ ስእሊ ትርይዎ 🫠

🦁 Sela ንጸወታ 2 Vs 1 ንሚኪ ስዑርዎ።

Sha

ሓደ ዓይነ ዑዉር፥👨‍🦯‍➡️ናብ ሓደ ሰኣላይ(Art) ከይዱ ስኣለኒ ይብሎ'ሞ፥ እቲ (Art) ከኣ ኦኬ፥ ኢሉ ክሕጉሶ ከም  ክልተ ዓይኒ ዘሎዎ ጌይሩ ይሰእሎ: 🤯👨‍🦯‍➡️ሓሳዊ 😏ኣነ ክልተ ዓይ...
07/03/2026

ሓደ ዓይነ ዑዉር፥👨‍🦯‍➡️
ናብ ሓደ ሰኣላይ(Art) ከይዱ ስኣለኒ ይብሎ'ሞ፥ እቲ (Art) ከኣ ኦኬ፥ ኢሉ ክሕጉሶ ከም ክልተ ዓይኒ ዘሎዎ ጌይሩ ይሰእሎ: 🤯👨‍🦯‍➡️ሓሳዊ 😏
ኣነ ክልተ ዓይኒ ኣለኒ ኢሉ ይቀትሎ። ናብ ካልእ (art) ከይዱ ከኣ ሰኣለኒ ኢሉ ይሓቶ? ስኣላይ ከኣ ኣኬ ኢሉ ሓንቲ ዓይኑ ዕዉር ጌይሩ የውጺ'ኦ፥ ንዓ'ኡ ውን፥
ብዘይ ምክንያት ፣ 🧎🏾‍♂️‍➡️🧍🏿‍♂️
ኣነ ዓይነ ስውር እየ ? ኢሉ ይቀትሎ። 🤦🏽‍♂️😁
ናብ"መበል ሳልሳይ (Art) ከይዱ ከኣ ሰኣለኒ ይብሎ፥ ሰኣላይ እሺ ኢሉ ነቶም ክልተ ክቀትሎም ስለ ዝረኣዮ፥ ብ'ጎኒ ከምዛ አብ ታሕቲ ዘላ ትርእዩ'ዋ ዘለኩም ፍርቂ ገጹ ስእሊ ሓንቲ ዓይኑ ከም'ይዘት'ረኤ ጌይሩ ይስእሎ። ብከምዚ ካብ ሞት ድሒኑ ይብለኩም 😂🙌

Shane Media

Subscribe to get exclusive

“ኮኾብ ርያል ማድሪድ ቪኒሲዮስ ፣ ንጓል ኪም ጆንግ ኡን ሕዝዋ ካብ ስጳኛ ናብ ኣመሪካ ከምዝ ገዓዘ ይዉረ ኣሎ 😀 🥶 Shane Media  🤞🎙️
06/03/2026

“ኮኾብ ርያል ማድሪድ ቪኒሲዮስ ፣ ንጓል ኪም ጆንግ ኡን ሕዝዋ ካብ ስጳኛ ናብ ኣመሪካ ከምዝ ገዓዘ ይዉረ ኣሎ 😀 🥶 Shane Media 🤞🎙️

Address

Rajshahi Division

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Shane Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Shane Media:

Share

Category