Filmon kiflom kidanu

Filmon kiflom kidanu ዝጋሃድ ሕልሚ ኣለኒ https://youtube.com/?si=lNwHhD_sxF0ZVlU-
(9)

11/09/2026

ሰብ 🤔

ወዲ ኖ  ​ብሓቂ ብጣዕሚ ጅግና ተጊሁ ዝሰርሕ ወዲ ህዝቢን ኢኻ! እቲ  ንህዝቢ ትግራይን ትገብሮ ዘለኻ ናይ መስውኣትን ቃልስን፡ መላእ ህዝቢ ትግራይ ዘመስክሮን ዝሕበነሉን እዩ። ብጣዕሚ ንፉዕ...
11/09/2026

ወዲ ኖ ​ብሓቂ ብጣዕሚ ጅግና ተጊሁ ዝሰርሕ ወዲ ህዝቢን ኢኻ! እቲ ንህዝቢ ትግራይን ትገብሮ ዘለኻ ናይ መስውኣትን ቃልስን፡ መላእ ህዝቢ ትግራይ ዘመስክሮን ዝሕበነሉን እዩ። ብጣዕሚ ንፉዕን ክቡርን ሰብ ኢኻ wedi agazi tdf 🫡።

​ንወላዲኻ ፈጣሪ ምሉእ ጥዕናን ምሕረትን የውርደሉ። እዚ ዘመን ናይ ቅሳነትን ዘመን ይግበርሎም ፍጹም ሙሉ ጥዕንኦም ተመሊሱ ንቡር ህይወቶም ዝመርሕሉ ጊዜ ይኹነሎም።

☘️​ንወላዲኻ፡ ንዓኻ፡ ንመላእ ቤተሰብካን ብጾትካን፡ ከምኡ’ውን ንመላእ ሕዝቢ ትግራይ "እንቋዕ ኣብጽሕኩም " wedi agazi TDF🫡

10/09/2026

ሩሑስ ብዓል ይግበርልና 🥰🙏 family 222

10/09/2026

እንኳዕ ኣብፀሕኩም family 222

09/09/2026

ምዕባለ ናይ cybercab

08/09/2026

ፈለማ ክንገብሮ ዝግበእና ነገር

«7 ቢልዮን ህዝቢ ናይ ዓለም እንተ ዝጭፍለቕ፡ ሓንቲ ዘለላ ጸጉሪ ድንግል ማርያም ክተክእ አይክእልን!" ካብ ፈጣሪ ታሕቲ ማርያም ኣዴ ጎይታ"»3/13/2018  ብሩኽ መዓልቲ
08/09/2026

«7 ቢልዮን ህዝቢ ናይ ዓለም እንተ ዝጭፍለቕ፡ ሓንቲ ዘለላ ጸጉሪ ድንግል ማርያም ክተክእ አይክእልን!
" ካብ ፈጣሪ ታሕቲ ማርያም ኣዴ ጎይታ"»

3/13/2018 ብሩኽ መዓልቲ

07/09/2026

መክሊትካ /መክሊትኪ / እንታይ እዩ...?

07/09/2026

ኣብ ሓደ ወርሒ 13 ኪሎ ንምቕናስ

07/09/2026

2018 ቻው ንበላ 🙌🙌

Adresse

Waalsekaai
Antwerp
2000

Notifications

Soyez le premier à savoir et laissez-nous vous envoyer un courriel lorsque Filmon kiflom kidanu publie des nouvelles et des promotions. Votre adresse e-mail ne sera pas utilisée à d'autres fins, et vous pouvez vous désabonner à tout moment.

Contacter L'entreprise

Envoyer un message à Filmon kiflom kidanu:

Raccourcis

Partager