Eritrean Talent Sami Camera

Eritrean  Talent Sami Camera love and respect for every one we will update as soon as possible

ቢኒ ብሰላም ጀሚሩ ብሰላም ወዲኡ አሎደዊለሉ ጸኒሔ ንዓመታ ከሕጉሰኩም እየ ኢሉኒ አሎ
27/07/2025

ቢኒ ብሰላም ጀሚሩ ብሰላም ወዲኡ አሎ
ደዊለሉ ጸኒሔ ንዓመታ ከሕጉሰኩም እየ ኢሉኒ አሎ

🌿💒🕯+++   12   +++🕯💒🌿ኣብ ዝሃለኹም ሃሊኹም ቅዱስ ሚካኤል ይሓልኹም    ናይ  ፈጣን ረዲኤት ቅዱስ ሚካኤል መልአኽን ገዳማዊ ጻድቕ ኣቡነ ሳሙኤል ዘዋልድባ ወርሓዊ በዓሎም እዩ ። ና...
18/07/2025

🌿💒🕯+++ 12 +++🕯💒🌿
ኣብ ዝሃለኹም ሃሊኹም ቅዱስ ሚካኤል ይሓልኹም
ናይ ፈጣን ረዲኤት ቅዱስ ሚካኤል መልአኽን ገዳማዊ ጻድቕ ኣቡነ ሳሙኤል ዘዋልድባ ወርሓዊ በዓሎም እዩ ። ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ሓለዋ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ሃዋርያት ጻድቃናት በረከቶምን ረዲኤቶምን ምስ ኩላትና ይኹን አሜን! እግዚኣብሔር ኣምላኽ ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ይሰውረና ፡ ሰላም ዘዉዓለና እግዚኣብሔር ኣምላኽና
ሰላም ይሕድረና🙏

🌿🌿🌿 7 🌿🌿🌿ናይ አጋእዝተ አለም ቅድስተ ስላሴ አብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ናብ ቤት ኣብራሃም ዝኣተውሉ ( ዝተመገብሉ ) ዓመታዊ ክብረ በዓል'ዩ።     ናይ ቅድስተ ስላሴ ምሕረት ንዘልአለም ...
13/07/2025

🌿🌿🌿 7 🌿🌿🌿

ናይ አጋእዝተ አለም ቅድስተ ስላሴ አብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ናብ ቤት ኣብራሃም ዝኣተውሉ ( ዝተመገብሉ ) ዓመታዊ ክብረ በዓል'ዩ።
ናይ ቅድስተ ስላሴ ምሕረት ንዘልአለም አይፈለየና አሜን! ከምቲ ቤት አቦና አብራሃም ዝባረኹ ቤትና አትዮም ይባርኹልና፡ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ማዓትና የቑርረልና ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ይሰውረና ኣሜን ብሩኽ ለይቲ ናይ ጽባሕ ሰባት ይበለና 🙏

🌿🌿🌿🌿5🌿🌿🌿    ናይ ገዳማዊ ጻድቅ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ:    ጸሎቶምን  ጸጋ በረኸቶምን  ምስ ኩላትና ይሕደር  ፍትዋተይ፡ እቲ ሰላም ዘውዓለና እግዚአብሄር አምላኽና  ክብርን ምስጋ...
11/07/2025

🌿🌿🌿🌿5🌿🌿🌿
ናይ ገዳማዊ ጻድቅ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ:
ጸሎቶምን ጸጋ በረኸቶምን ምስ ኩላትና ይሕደር ፍትዋተይ፡ እቲ ሰላም ዘውዓለና እግዚአብሄር አምላኽና ክብርን ምስጋናን ውዳሴን አምልኾን ንዕኡ ይኹኖ፡ ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ይሰውረና፡ ሓጥያትና ከይጸብጸበ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና፡ አሜን 🙏

ባሕቲ ሐጎስ ባሕቲ ጥዕና ይኹነልና ኣብ ጭንቐት ኣብ መከራ ዘለኹምልደታ ማርያም አለኹ ትበልኩም።🌿🌽🌿  +++ 1 +++  🌿🌽🌿ናይ ልደታ ማርያም በረኸታን ረዲኤታን ጾሎታን ኣማላድነታን ጣዕማን...
07/07/2025

ባሕቲ ሐጎስ ባሕቲ ጥዕና ይኹነልና
ኣብ ጭንቐት ኣብ መከራ ዘለኹም
ልደታ ማርያም አለኹ ትበልኩም።
🌿🌽🌿 +++ 1 +++ 🌿🌽🌿
ናይ ልደታ ማርያም በረኸታን ረዲኤታን ጾሎታን ኣማላድነታን ጣዕማን ፍቕራን ምሕረት ፍቁር ወልዳን ኣብ ኵልና ጸኒዑ ይንበር አሜን።
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክንወጽእን ክንኣቱን ሓለውኡ ኣይፈለየና ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ይሰውረና ኣሜን ብሩኽ ለይቲ 🙏

Adres

Antwerpen

Openingstijden

Maandag 09:00 - 17:00
Dinsdag 09:00 - 17:00
Woensdag 09:00 - 17:00
Donderdag 09:00 - 17:00
Vrijdag 09:00 - 17:00
Zaterdag 09:00 - 17:00

Website

https://www.youtube.com/channel/UClLbIKEeqDU4zOMwnLq72KA

Meldingen

Wees de eerste die het weet en laat ons u een e-mail sturen wanneer Eritrean Talent Sami Camera nieuws en promoties plaatst. Uw e-mailadres wordt niet voor andere doeleinden gebruikt en u kunt zich op elk gewenst moment afmelden.

Contact

Stuur een bericht naar Eritrean Talent Sami Camera:

Delen