ሓዳሽ ትግራይ New Tigray

ሓዳሽ ትግራይ New Tigray .tax.refund
🖤⛱ትግራይ ንምድሓን ዝደልይ ትግራዋይ ብኹሉ መልክዕ ይወደብ።
==>ዝተበታተነ ሓሳብን ኣካይዳን ኣይኮነንዶ ዓድኻ ስድራኻ ኣይተድሕነሉን።⛱

28/03/2025

ሐዚ እውን ተጋሩ ናብ ሓደ ንተኣከብ ብሄራዊ ዕርቂ ይፀዋዕ፣ገዛና ዓፂና እሂንምሂን ንበል ንመፍትሒ ፀገማትና ተባዕ ሕርያ ንሕረ።

09/02/2025

ውዕሊ ፕሪቶሪያ ይተግበር ብፍቓድ ምምሕዳር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ተወረረ ክሳብ ሎሚ ቀፂሉ ዘሎ ሉዓላዊ ክሊ ግዝኣት ትግራይን ዝተመዛበለን ህዝብና ይመለስ።

13/12/2024

ሰራዊት ትግራይ ትማሊ ህይወቱን ኣካሉን ከፊሉ ሓንጊሩ ናብዚ መሊስኩም ንረብሓ ወንበርኩምን ሃፍትኹምን ክትብሉ ናብ ይፍረስ ኣይፍረስ ድርድር ክትእትውዎ ኣይትኽእሉን::

L
16/11/2024

L

Updated Tigray Information ሓዳሽ ትግራይ New Tigray
15/11/2024

Updated Tigray Information ሓዳሽ ትግራይ New Tigray

03/11/2024

4ይ ዓመት ሐዚ እውን ብናይ መራሕቲና ውሽጣዊ ሕቱኽቱኽ ብሰላሕታ ቀፂሉ ኣሎ።

11/10/2024

ኣብ ትግራይ ዝተረሰዓ ቀንዲ 4 ዓበይቲ ዋኒናት
🪫 ዳግመ ሕውየትን ህንፀትን ትግራይ
🪫ምውሓስ ሉዓላዊ ግዝኣት ትግራይ
🪫 ምምላስ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም
🪫መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ
ሓዳሽ ትግራይ New Tigray

ደገፍቲ ግዝያዊ ምምሕዳር እባ ትማሊ ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ዝበሎ ኣይመስምዕዎን ድዮም 🤔ኣቱም ሰባት ብስሩ እባ ኣይጠዓናን ጋዕገልጠም ድኻም ዘይብሉ ኣብ ኣዳራሽ ወይ ኣብቲ ዝተመረፀልና ቦታ ...
29/09/2024

ደገፍቲ ግዝያዊ ምምሕዳር እባ ትማሊ ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ዝበሎ ኣይመስምዕዎን ድዮም 🤔

ኣቱም ሰባት ብስሩ እባ ኣይጠዓናን ጋዕገልጠም ድኻም ዘይብሉ ኣብ ኣዳራሽ ወይ ኣብቲ ዝተመረፀልና ቦታ ኣቲና ሓሳባትና ምግላፅ ኣይንኽእልን ዲና ?

ምስ ልኡኽ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ዘጓንፅ ስራሕ ኣይንስራሕ ።
ሓዳሽ ትግራይ New Tigray

ዋዕሮታት TDF 🙏
22/08/2024

ዋዕሮታት TDF 🙏

ኣብ መበል 14 ውድባዊ ጉባኤ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብ ህወሓት ኮይኖም ዝተመረፁ 👇1.   ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል - ኣቦወንበር2.   ኣማኒኤል ኣሰፋ - ምክትል ኣቦወንበር3.   ...
20/08/2024

ኣብ መበል 14 ውድባዊ ጉባኤ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብ ህወሓት ኮይኖም ዝተመረፁ 👇

1. ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል - ኣቦወንበር

2. ኣማኒኤል ኣሰፋ - ምክትል ኣቦወንበር

3. ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣቢሄር _ፈፃሚ ስራሕ

4. ልያ ካሳ -ፈፃሚ ስራሕ

5. ተኽላይ ገብረመድህን _ፈፃሚ ስራሕ

6. ዶ/ር ፍስሃ ሃፍተፅዮን _-ፈፃሚ ስራሕ

7. ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተ _-ፈፃሚ ስራሕ

8. ረዳኢ በርሀ _ፈፃሚ ስራሕ

9. ዶ/ር ሰሎሞን ኪዳነ _ፈፃሚ ስራሕ

10. ዶ/ር ኪሮስ ጉዕሽ

11. ፍረወይኒ ገረዝጊሄር

12. ይትባረክ ኣምሃ

13. ፕሮፌሰር ክንፈ ኣብርሃ

14. ዶ/ር ፀጋይ በሪሁ

15. ዶ/ር ኣብርሃም ሓጎስ

16. ዶ/ር ፀጋይ ብርሃነ

17. ኪሮስ ሓጎስ

18. ዘነበች ፍስሃ

19. ኤልሳ ተስፋይ

20. ጌታቸው ኣሰፋ

21. እያሱ ተስፋይ

22. ወልደኣብርሃ ገብረፃዲቕ

23. ኣለም ገብረዋህድ

24. ባህኢለን ወላይ

25. ብርኽቲ ገብረመድህን

26. ተወልደ ገብረፃድቕ

27. ኣለምብርሃን ሃሪፈዮ

28. ተኽኣ ገብረየሱስ

29. ፍስሃ ሃይላይ

30. ረዳኢ ገብረእግዚኣቢሄር

31. ካልኣዩ ገብረሂወት

32. ሹሻይ ግርማይ

33. ዶ/ር ተኽላይ ተስፋይ

34. ዶ/ር ኣዲስኣለም ባሌማ

35. ሃይላይ ኣረጋዊ

36. ፈናን ኣብርሃ

37. ትኩእ ሃይሉ

38. ኣማኒኤል ገረዝጊሄር

39. ዝናቡ ገብረመድህን

40. ገዛኢ ዳኘው

41. ገብረመድህን የውሃንስ

42. ኤልያስ ካሕሳይ

43. ኣፅብሃ ኣረጋዊ

44. ፀሃይ ኣያሌው

45. ክብሮም ፍስሃየ

# ኣባላት ማእኸላይ ኮምሽን ቁፅፅር ህወሓት ኮይኖም ዝተመረፁ

1.ገብረ ካሕሳይ - ኣቦወንበር

2. ብርሃነ ከበደ - ምክትል ኣቦወንበር

3. ራሕማ ዓብደልቃድር

4. ኣበባ ግደይ

5. ለተንቸአል ጋያ

6. ማሞ ውሬታ

7. መብራት ለገሰ

8. ኣታኽልቲ በርሀ

9. ደስታ ኣብርሃ

# ብኽብሪ ዝተሰናበቱ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ

· ሓዱሽ ዘነበ

· ያለም ፀጋይ

· ለምለም ሓድጉ

· ተኪኡ ምትኩ

· ኢንጅር ኣርኣያ ግርማይ

· ዶ/ር ገብረመስቀል ካሕሳይ

· ዶ/ር ኣኽሊሉ ሃይለሚካኤል
ሓዳሽ ትግራይ New Tigray

18/08/2024

ኣብዚ መረባ ኲናት ኲናት ዝጨንዉ ፅሑፋት ይዕዘብ ኣለኹ 🤔 ደሓን ተፋሊጥና ኢና ናይ ማሕበራዊ ሚድያ ተዋጋእቲ ኣፍኩም ሓዙልና ኣብቲ ርሱን ኲናት ፀፀግዕኹም ከምእትሕዙ ስለእንፈልጠኩም።

ይኣክል! ኲናት ኮነ ወረ ኲናት ክንሰምዕ ኣይንደልን።

ትርጉም ኲናት ዝፈልጥ ኲናት ኣይናፍቕን ።

ሓዳሽ ትግራይ New Tigray
Tk

Adresse

Tigraymekelle
Democratic Republic Of The

Notifications

Soyez le premier à savoir et laissez-nous vous envoyer un courriel lorsque ሓዳሽ ትግራይ New Tigray publie des nouvelles et des promotions. Votre adresse e-mail ne sera pas utilisée à d'autres fins, et vous pouvez vous désabonner à tout moment.

Partager