Shane Media

Shane Media We are here to have a good time with friends and families from all over the world.🌍
One Love! To Shane Media 🌠
Thanks God 🤲🏿❤️‍🔥

🐵 ጋዜጠኛ ህበይ: እንቋዕ ናብ ናይ ዱር ንጉስ ምርጫ ብደሓን መጻእኹም። ሎሚ መዓልቲ ቀዳማይ መዓልቲ ናይ ኣንበሳ ሳዕሪ ናይ ምብላዕ ፈተና እዩ።" 🦁ኣንበሳ: "እዚ ምርጫ ብዘይ ሳዕሪ ምብላዕ...
24/07/2026

🐵 ጋዜጠኛ ህበይ: እንቋዕ ናብ ናይ ዱር ንጉስ ምርጫ ብደሓን መጻእኹም። ሎሚ መዓልቲ ቀዳማይ መዓልቲ ናይ ኣንበሳ ሳዕሪ ናይ ምብላዕ ፈተና እዩ።"
🦁ኣንበሳ: "እዚ ምርጫ ብዘይ ሳዕሪ ምብላዕ ክነካይዶ ንኽእልዶ?"
ጤል:🐐 "ሳዕሪ እንተዘይበሊዕካ፡ ኣብ ምርጫ የለካን ኣይትዋዳደርን!፡
ህዝቢ እንስሳታት:🐷🦒🦛🦓 "ሳዕሪ ብላዕ! ሳዕሪ ብላዕ! ሳዕሪ ብላዕ!"
ጋዜጠኛ ህበይ🐵 "ሕጹይ ተወዳዳሪ ኣብ ታሕቲ መድረኽ ሳዕሪ ይሓብእ ኣሎ!"
ህዝቢ እንስሳታት:🐰🐘🐖
🗣️"መታለሊ! ምርጫ የለን፡
🗣️መታለሊ! ምርጫ የለን፡
[ፖሊስ ድሙ:🐱 "ጎይታይ፡ እዚ ኣብ ኣፍካ እዩ ክኣቱ ዘለዎ እምበር ኣብ ታሕቲ መድረኽ ኣይኮነን።"
ኣንበሳ🦁 ደሓር ክበልዖ ኢለ እየ ኣቐሚጠዮ።"
ጋዜጠኛ ህበይ🐵: "
እወ፡ 'ደሓርስ ኣይትበልዖን ኢካ ማለት እዩ።
ነብሪ🐯፣ ናይዚ ዱር እንስሳታት፡ ንሳዕሪ እኳ ክበልዕ ንዘይክእል ኣንበሳ ስለምንታይ ኣብ ምርጫ ትእትዎ ወይ ትህቡ?"
ኣንበሳ🦁 "መን እዩ ዓዲምዎ እዚ?"
ጋዜጠኛ ህበይ🐵 "
ኣነ እየ ዓዲመዮ! ኣብ ዲሞክራሲ ምርጫ ተወሳኺ ኣማራጺታት የድልዮ እዩ። 😜😁


📊 ምንጪ ሽሻል ሜድያ ትርጉም Shane Media

🔰ናይ ብሓቂ ፣ ብዝሓት ሰብት አብ FiFa ጥርጣሬ ኔርዎም ንኩዕሶ ⚽️ ብሪሞት፣  ይቆጻጸራ ከይህሉ ዝብል⁉️ 🤐♨️ ሓደ ካብኣቶም  ፕረዝደንት  ትራምፕ እዉን ይጥርጥሮ ግድ ኔይሩ ኮይኑስ፣እን...
20/07/2026

🔰ናይ ብሓቂ ፣ ብዝሓት ሰብት አብ FiFa ጥርጣሬ
ኔርዎም ንኩዕሶ ⚽️ ብሪሞት፣ ይቆጻጸራ ከይህሉ ዝብል⁉️ 🤐
♨️ ሓደ ካብኣቶም ፕረዝደንት ትራምፕ እዉን ይጥርጥሮ ግድ ኔይሩ ኮይኑስ፣
እንሄልኩ ቴለፎን'ኡዉን ክቅበል ኣይፈቐደሉን። 🙌😂

👻 አነ'ዉን ንትራምፕ አብ ጎኒ FiFa ኮፍ ኢሉ ምስ ራእክዎ፣ ነቲ ጸወታ ደስ እንዳ በለኒ እየ ክከታተል ኣምስየልኩም 😂

11/07/2026

እዚ ወዲ ኣቃል'ቦ ወይ ተፈላጥነት ንምርካብ ናብዚ ሾሻል ሚድያ ፣ነዚ ሃለዉለዉ ከም ፍሉይ ሓሳብ ሒዙ ይላለየና ደኣ ከይህሉ 😂🙌

ብከመይ ኢካ ሞሮኮ'ስ ካብ ካልእ ኣፍሪቃዊት ሃገር ደገፍ ኣየድልያን እዩ ድካ ኢልካ ኔርካ  ይብሎ አሎ።  መን እዩ ንመን  ከምዚ ኢሉ ዝሓቶ ዘሎ ትብሉ?
09/07/2026

ብከመይ ኢካ ሞሮኮ'ስ ካብ ካልእ ኣፍሪቃዊት ሃገር ደገፍ ኣየድልያን እዩ ድካ ኢልካ ኔርካ ይብሎ አሎ።
መን እዩ ንመን ከምዚ ኢሉ ዝሓቶ ዘሎ ትብሉ?

07/07/2026

🧏🏽

06/07/2026

🫠

05/07/2026

Wow great job ari hawey 🙏👌🥰

05/07/2026

❤️‍🔥🫂

03/07/2026

ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ::
ናይዛ ጋል ልቦና ግን መዳርጊቲ የቡሉን ኣምላኽ ውሽጥኪ ሪኡ ኩሉ ሰናይ ነገር ይግበረልኩ 🙏🥰

30/06/2026

ጾይሙ ዝወዓለ ሮበት 🙌🤣

Address

Dc
Rajshahi Division

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Shane Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Shane Media:

Shortcuts

Share

Category