Batino liebe

Batino liebe መደባትና
1)እንዳ ስሓቅና ክንምሃር ኢና።
2)መዘንግዕ ካሜራ ንስነ-ጥበባዉያንን ካልኦትን።
3)ድህሰሳ ጠባይ ንስነ-ጥበባዉያን።
4)ኣስሓቕቲ ቪድዮታት።

26/11/2024

ሽምግልና ሚኪ & ሮዳስ❤👸🤴

Love is the answer💚 ፍቅሪ'ዩ እቲ መልሲ💚ኣቀዲሙ ነብሶም ነጊርዎም ኔሩ እዩ ሓምላይ ኮነት መሬት ቢኒ ኣንበሳ🤴🏆💎
20/07/2024

Love is the answer💚
ፍቅሪ'ዩ እቲ መልሲ💚
ኣቀዲሙ ነብሶም ነጊርዎም ኔሩ እዩ ሓምላይ ኮነት መሬት ቢኒ ኣንበሳ🤴🏆💎

ብንያም ግርማይ ኣብ ምጅማር መበል 17 መድረኽ ተረኺቡወናኒ ቀጠልያ ማልያ ዙር ፈረንሳ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብንያም ግርማይ ኣብ ጽንብል ምጅማር ሎሚ ትካየድ መበል 17 መድረኽ ምስ ምሉእ ጥ...
17/07/2024

ብንያም ግርማይ ኣብ ምጅማር መበል 17 መድረኽ ተረኺቡ

ወናኒ ቀጠልያ ማልያ ዙር ፈረንሳ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብንያም ግርማይ ኣብ ጽንብል ምጅማር ሎሚ ትካየድ መበል 17 መድረኽ ምስ ምሉእ ጥዕንኡ ተረኺቡ ኣሎ፡፡

=> ቀጠልያ ማልያ ናብ ከተማ ኒስ ኣብጺሕና ናብ ኤርትራ ክንወስዳ ቃልስና ቀጻሊ እዩ፡፡

እንቋዕ ሓጎሰና…ብሰላም የወድኣዮም…!
ፎርሳ ሓበን ሃገር…!
ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ቢኒ ኣንበሳ🙏🥰

ድግም ድግም ነዚ ዓወት ድግም ቢኒ ኣንበሳ ሰራሒ ቅያ🏆ቱር ዲ ፍራንስ፡ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ቀዳማይ ብምውጻእ ‘ሃትሪክ’ ሰሪሑ_____________________ቢንያም ግርማይ ንሳልሳይ ግ...
11/07/2024

ድግም ድግም ነዚ ዓወት ድግም ቢኒ ኣንበሳ ሰራሒ ቅያ🏆
ቱር ዲ ፍራንስ፡ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ቀዳማይ ብምውጻእ ‘ሃትሪክ’ ሰሪሑ
_____________________
ቢንያም ግርማይ ንሳልሳይ ግዜ ናይ መድረኽ ዓወት ብምምዝጋብ ብዝኾነ ኣፍሪቃዊ ተመዝጊቡ ዘይፈልጥ ሓዲሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊቡ።
ንሱ፡ ካብቲ ክሳብ ሕጂ ኣብ ዝተኻየደ 12 መድረኻት ኣብ ሰለስተ መድረኻት ቀዳማይ ብምውጻእ ንዕኡ ንጋንትኡ፡ ንሃገሩን ንኣፍሪቃን ታሪኽ ኣግዚሙ።
ቢኒ እንካዕ ሓጎሰካ ሓጎሰና🏆❤

Happy birthday to me🥰 Thank you God for another year of my life🙏💒 I am so blessed 😇
09/01/2024

Happy birthday to me🥰 Thank you God for another year of my life🙏💒 I am so blessed 😇

Adresse

Frankfurt

Öffnungszeiten

Montag 09:00 - 17:00
Dienstag 09:00 - 17:00
Mittwoch 09:00 - 17:00
Donnerstag 09:00 - 17:00
Freitag 09:00 - 17:00
Samstag 09:00 - 17:00
Sonntag 09:00 - 17:00

Telefon

+491608382150

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Batino liebe erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Service Kontaktieren

Nachricht an Batino liebe senden:

Teilen