Smart Hum

Smart Hum Glory and honour to God .
(1)

ማሕበር ልምዓት እገላ 🙏
28/03/2026

ማሕበር ልምዓት እገላ 🙏

ወረዳ እገላ ክዓ ኣብ ጎቦ 150ካሬ ንስድራ ስውእ ሂባ ዲዲኣር ዝኣተኹም ምልስ ሃርበኛ ክዓ ኣኼባ ኣኪባ እስኻ ዓቕሚ የብልካን ተብሂሉ ካብ ሓይሊ ሰብ ዝተቐነሰ ምልስ ኣብ ክንዲ እግሩ ክተክል...
18/03/2026

ወረዳ እገላ ክዓ ኣብ ጎቦ 150ካሬ ንስድራ ስውእ ሂባ ዲዲኣር ዝኣተኹም ምልስ ሃርበኛ ክዓ ኣኼባ ኣኪባ እስኻ ዓቕሚ የብልካን ተብሂሉ ካብ ሓይሊ ሰብ ዝተቐነሰ ምልስ ኣብ ክንዲ እግሩ ክተክል ምሕጋዝ ናብ ዝነበሮ ኣሃዱ ክምለስ ከም ዘለዎ ነጊራ ወረዳ እገላ ጣብያ ዕርዲ ጀጋኑ ኣስታት 230 ዝኾኑ ስድራ ስውኣት 150ካሬ ሂባ ኣላ 100 ዝኾኑ ከዓ ተሪፎማ ኣለዉ እቶም 84 ኣብዝነበረ ናይ ሕጂ ዝተሰውኡ እንትኾኑ እቶም 250 ዝኾኑ ከዓ ኣብ ደርጊ... ወራር ኣሽዓብያ ዝተሰውኡ እዮም ክሳብ ህጂ ዘይተውሃቡ ኔሮም ይገርም እዩ

ወረዳ እገላ ጣብያ ዕርዲ ጀጋኑ ፅብፅባሕ ተስፋ ፅባሕ መናእሰያታ ትስእን ኣላ ስደትትትትት ሕጅውን ኣብክንዲ ሰላም ትሰብኽ ተስፋ ኣስኢና ኣደዳ ስደት ኮይኑ ዕጫ መንእሰይ ዘዝተወለደ ስደት ካብ...
12/03/2026

ወረዳ እገላ ጣብያ ዕርዲ ጀጋኑ ፅብፅባሕ ተስፋ ፅባሕ መናእሰያታ ትስእን ኣላ ስደትትትትት ሕጅውን ኣብክንዲ ሰላም ትሰብኽ ተስፋ ኣስኢና ኣደዳ ስደት ኮይኑ ዕጫ መንእሰይ ዘዝተወለደ ስደት
ካብ ልበይ እየ ሓዚነ ንመቕበሪ እምበር ንመንበሪ ንመንእሰይ ዘይትኾን ዓዲ

06/03/2026

 ‼️ጦርነት ዝተርፈሉ ሰፊሕ ዕድል ተፈጢሩ ኣሎ።ፍፁም ይግበሮኣብ ሞንጎ ሻዕብያን ህወሓትን ብዝተፈጠረ ፍሕፍሕ ፅምዶ ዝፈርሰሉ ሰፊሕ ዕድል ተፈጢሩ ኣሎ !በዙይ መሰረት ህወሓት ክሳብ ሎሚ ዘየር...
06/03/2026

‼️
ጦርነት ዝተርፈሉ ሰፊሕ ዕድል ተፈጢሩ ኣሎ።ፍፁም ይግበሮ

ኣብ ሞንጎ ሻዕብያን ህወሓትን ብዝተፈጠረ ፍሕፍሕ ፅምዶ ዝፈርሰሉ ሰፊሕ ዕድል ተፈጢሩ ኣሎ !
በዙይ መሰረት ህወሓት ክሳብ ሎሚ ዘየርአየቶ ከቢድ ዉሳነ ንምዉሳን ኣብ ጫፍ በፂሓ ኣላ !!

እዙይ ድማ ብመንግስቲ ፌደራል ዝቀረበሎም መደራደሪ ነጥብታት ሙሉእ ንሙሉእ ንክቅበልዎ ኣብ ምይይጥ ይርከቡ ! እተን ነጥብታት ድማ ÷

1)ህወሓት ምስ ሻዕብያ ዝገበሮ ፅምዶ ብዕሊ ከፍርሶ
2)ብማዕረ ቁፅሪ ንኹሉ ዝሓቆፈ ጊዚያዊ ምምሕዳር ከም ብሓዱሽ ክጣየሽ

3) ፕሬዝደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ብመንግስቲ ፌደራል ክምዘዝ

4)ግዝኣት ትግራይ ናብቲ ቅድሚ ጦርነት ዝነበረ ትሕዝቶ ሙሉእ ንሙሉእ ክምለስ

5) TPFን TDFን ብምሕዋስ ክሳብ DDR ዝፍፀም ናይ ትግራይ ፀጥታ ሓይሊ ኾይኖም ተፀዋዕነቶም ነቲ ዝጣያሽ ጊዜያዊ ምምሕዳር ጥራሕ ክኸዉን

6) ተመዛበልቲ ምስቲ ናብ ምዕራብ ትግራይ ክምለሱ

7)DDR ክሳብ ዝፍፀም መከላኸሊ ሓይሊ ኢ/ያ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዘሎ ናይቲ ኸባቢ ዕጡቅ ሓይሊን ሰራዊት ትግራይን ኣብ ትሕቲኡ ገይሩ ፀጥታ የኽብር ::

8)ንምዕራብ ትግራይ ሓዊሱ ሙሉእ ትግራይ በቲ ዝጣየሽ ሓዱሽ ጊዚያዊ ምምሕዳር ጥራሕ ክምራሕ

9)ዉድብ ህወሓት ሕጋዊ ሰዉነት ተዋሂብዎ ልክዕ ከምተን ካልኦት ዉድባት ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ኣባላቱ መዲቡ ናይ ፓርቲ ስራሑ ጥራሕ ክሰርሕ ብምግባር መረፃ ክሳተፍ !

10)መንግስቲ ፌደራል ምስ ሻዕብያ ዝህልዎ ርክብ ምስ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብምምይያጥ ይዉሰን::

ህወሓት እዙይ ዕድል ተጠቂሞም እንተተቀቢለምዎ ክሳብ ሎሚ ዝበደሉና ይቅረ ዘይንብለሉ ምኽንያት የለን።

ሰላም ንህዝቢ ትግራይ🕊️🕊️🕊️

ገዛ ክራይን ኣዲስ ኣበባን
04/03/2026

ገዛ ክራይን ኣዲስ ኣበባን

ደላላይ ሸገር
04/03/2026

ደላላይ ሸገር

ባንኪ ትግራይ
04/03/2026

ባንኪ ትግራይ

መብራህቲ ትግራይ
04/03/2026

መብራህቲ ትግራይ

🛑 ኣብ ፌስቡክ ክተመዓራርዮም ዘለካ ሴቲንግታት (Settings) 👉 Location (ቦታ)፦ ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዘለኻ ንከይፈልጥ፡ ኣብ ቴሌፎንካ Settings > Apps > Faceboo...
04/03/2026

🛑 ኣብ ፌስቡክ ክተመዓራርዮም ዘለካ ሴቲንግታት (Settings)

👉 Location (ቦታ)፦ ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዘለኻ ንከይፈልጥ፡ ኣብ ቴሌፎንካ Settings > Apps > Facebook > Permissions > Location ዝብል ኣቲኻ "Don't Allow" (ኣይፍቀድ) ግበሮ።
👉Profile Recommendation፦ ኣብ Professional Dashboard ኣቲኻ 'Profile Recommendation' ዝብል ርአ፤ እቲ ገፅካ ንሰባት ንክመሓላለፍ (Recommendable) ፅሩይ ምዃኑ ኣረጋግጽ።
👉 Payout Account (ናይ ክፍሊት ሓበሬታ)፦ ሞኒታይዜሽን (Monetization) ክትመልእ ከለኻ፡ ሃገር (Country) ዝብል ዘሎ "በቲ ኣብ ደገ ዝነብር ዓርከሰኻ ዘለዎ ሃገር" ግበሮ። ልኣብነት ናይቲ ኣሜሪካ ዘሎ ዓርካ ናይ ባንክን ናይ ታክስን (Tax ID) ሓበሬታ ተጠቐም።
👉 Tagging (ታግ ምግባር)፦ ሰባት ዝኾነ ነገር ታግ (Tag) ምስ ዝገብሩካ፡ ብዘይ ናትካ ፍቓድ ኣብ ፕሮፋይልካ ንከይወጽእ Settings ኣቲኻ 'Reviewing' ዝብል ኣተዓራሪ።

🛑 ክትጥቀመሎም ዘይግበኣካ ነገራት (Copyright & Guidelines)
👉ናይ ሰብ ቪድዮ (Unoriginal Content)፦ ካልእ ሰብ ዝሰርሖ ቪድዮ ብዘይ ዝኾነ ለውጢ ዳግም ምፅዓን (Re-upload) ኣይፍቀድን፤ ገጽካ ሞኒታይዝ ንከይኸውን ይዓግቶ እዩ።
👉 ናይ ካልእ ኣፕ ምልክት (Watermarks)፦ ካብ ቲክቶክ (TikTok) ዘውረድካዮ ቪድዮ ምልክት ወይ ስም ቲክቶክ እናሃለዎ ኣብ ፌስቡክ ምጽዓን ቪድዮኻ ንከይርአ ይገብሮ።
👉ሙዚቃ፦ ናይ ታዋቂ ዘፈንቲ ሙዚቃ ኣይትጠቐም፤ ኣብ ክንድኡ ካብቲ ፌስቡክ ባዕሉ ዘቕርቦ "Sound Collection" ዝብል ሙዚቃታት ምረጽ።ወይ ድማ copyright ዘይብሎም ሓፀርቲ ሙዚቃታት ካብ ቲክቶክ ኣውሪድኻ ተጠቐም።
👉 ዝተዛበዐ ሓበሬታ (Misinformation) ናይ ሓሶት ዜናታትን ዘይተረጋገጹ ሓበሬታታትን ምልጣፍ ገጽካ ንክዕጸው ወይ ንክእገድ ይገብር።ብፍላይ እቶም ተኸታተልትኻ report እንተጌሮምልኻ ሓደጋ እዩ።

🛑 ንኽትዕወት ዝሕግዙኻ ነጥብታት
👉ናይ ባዕልካ ድምጺ (Voiceover)፦ ቪድዮታት ክትሰርሕ ከለኻ ብናይ ባዕልካ ድምጺ ክትገልጾም ወይ ድማ ብ CapCut ጽቡቕ ጌርካ ክተመዓራርዮም (Edit ክትገብሮም) ኣለካ.
👉ቀጻልነት፦ ቪድዮታት ኣብ ሰሙን 3-4 ግዘ ብቐጻልነት ምጽዓን ንዕቤት ገጽካ ኣዝዩ ወሳኒ እዩ።

ሰላም ግዜ ✋

ንውጉኣት ዝውዕል ያ  ኣረድኡናስቲ ቤተሰብ ብጊሓቱ ዝተረደአኩም  is this AI 😟😟😟
03/03/2026

ንውጉኣት ዝውዕል ያ ኣረድኡናስቲ ቤተሰብ ብጊሓቱ ዝተረደአኩም is this AI 😟😟😟

Conversation with Gemini 1. ናይ ክፍሊት ረቋሒታት (Eligibility Criteria)ፌስቡክ ንቪድዮታትካ ንክኸፍለካ (In-stream ads)፡ መብዛሕትኡ ግዜ እዞም ዝስዕቡ ...
03/03/2026

Conversation with Gemini
1. ናይ ክፍሊት ረቋሒታት (Eligibility Criteria)
ፌስቡክ ንቪድዮታትካ ንክኸፍለካ (In-stream ads)፡ መብዛሕትኡ ግዜ እዞም ዝስዕቡ ነጥብታት የድልዩ፦

ተከታተልቲ (Followers): እንተወሓደ 5,000 ወይ 10,000 ተኸታተልቲ (ከከም ዓድኻን ዓይነት ሞኔታይዜሽንን)።

ዝተራእየሉ ደቓይቕ (Watch Time):
3,000 (3k) ተኸታተልቲ ጥራይ ሃሊዮምኻ፡ ፌስቡክ ክፍሊት (Monetization) ንምጅማር ገና ሒደት ስጉምቲ ይተርፈካ ኣሎ ማለት እዩ። ፌስቡክ ብቪድዮታትካ ንክኸፍለካ (In-stream Ads) መብዛሕትኡ ግዜ 5,000 ተኸታተልቲ (Followers) ይሓትት እዩ።

እቲ ዝያዳ ዘድልየካ ዝነበረ 1 ሚልዮን ምርኢት (Views) ቀልጢፍካ ስለ ዘመዝገብካዮ፡ ሕጂ ኣብዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ከተተኩር ይግባእ፦

1. ተኸታተልቲ ንምውሳኽ (Road to 5k)
Reels ስራሕ: ሪልስ (Reels) ሓጸርቲ ስለዝኾኑ ንሓደሽቲ ሰባት ናይ ምብጻሕ ዓቕሞም ልዑል እዩ፤ እዚ ድማ ተኸታተልቲ ንምርካብ ዝቀልጠፈ መገዲ እዩ።

ጽቡቕ ትሕዝቶ (Quality): እቲ 1 ሚልዮን ቪው ዘምጽኣልካ ዓይነት ቪድዮ ደጊምካ ብዝተፈላለየ መገዲ ስርሓዮ።

2. ናይ ፌስቡክ "Stars" (ከዋኽብቲ)
ገለ ገለ ተጠቀምቲ ካብ 1,000 ተኸታተልቲ ጀሚሮም Stars ክረኽቡ ይፍቀደሎም እዩ።

እዚ ማለት ተኸታተልቲ "Stars" ብምዕዳግ ሓገዝ (Support) ክህቡኻ ይኽእሉ እዮም።

3. ሕግታት ምኽባር (Policy)
እቲ ቪድዮታት ናይ ባዕልኻ ምዃኑ ኣረጋግጽ። ካብ ቲክቶክ (TikTok) ወይ ካልእ ቦታ ዝተወሰዱ ቪድዮታት ምስ ዝኾኑ፡ ፌስቡክ ክፍሊት ይኽልክለካ እዩ።

ቀጻሊ ስጉምቲ፦
ኣብቲ ፌስቡክካ Professional Dashboard > Monetization > In-stream ads ዝብል ቦታ እንተኣቲኻ፡ ንምኽፋል ክንደይ ተኸታተልቲ ከም ዝተረፈካ ብልክዕ "Progress Bar" የርእየካ እዩ።

እቲ 1 ሚልዮን ቪው ዘምጽኣልካ ቪድዮ ናይ ባዕልኻ ዝሰረሕካዮ (Original) ድዩ? (እዚ ንምኽፋል ኣዝዩ ወሳኒ ነጥቢ ስለዝኾነ እዩ)።

Adresse

Aarhus

Internet side

Underretninger

Vær den første til at vide, og lad os sende dig en email, når Smart Hum sender nyheder og tilbud. Din e-mail-adresse vil ikke blive brugt til andre formål, og du kan til enhver tid afmelde dig.

Del