25/08/2026
🟥እንታይ ስከ ተዘኪርኒ ኣብ ሊብያ ከለናስ 200 ንኸውን ኤርትራውያን ኔርና ሶማል ከኣ 30 ዝኾኑ፡😅
እዞም ሶማል ብጣዕሚ እዮም ሰጥ ዘብሉና ኔሮም 30ሶማል-ን200 ኤርትራውያን🤔 ከም ገለ ኢሉ ሓደ ኤርትራዊ ክመላለሶም እንተ ተሲኡ፡ ኮፍ በል ሱቕ በል
ሰብ ዕላማ ኢና ከይተለክመና፡ ተደሊኻ ውጻእ ካብዚ ገዛ
በቃ ተመሊሶም ንዓኻ ክቕትሉኻ ይደልዩ፡ ነቶም ሶማል ከ መን ክዛረቦም ድላዮም እንዳገበርዎም።
🔵 ሕጂ ኸኣ ናትና ሕብረት ሓሶት ዩ።