DJ Nemo Grande

DJ Nemo Grande 🇪🇷 RadioDJ & Clubbing, Programmer, Organizer & Actor
Instagram/
https://instagram.com/nemogrande/?utm_source=qr&igshid=YzU1NGVIODEzOA==

11/07/2025

ትማሊ ሓሙስ 10 ሓምለ ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን በረድ ዝተሓወሶ ብርትዕ ዝበለ ዝናብ ሃሪሙ።
ርሑስን ጥልሉን ክራማት ይግበረልና!!!🙏🏾

ሻብዓይቲ መድረኽ ዙር ፈረንሳ ብዓወት እቲ ዓብላሊ ተቀዳዳማይ ኮይኑ ዘሎ   ተዛዚሙ…በዚ ውጽኢት ፖጋቻር ትማሊ ንዝተመጠለን  💛💚 መሊስወን ኣሎ።ኣብ ብጫ ማልያ  #ሬምኮ ኤቨነፑል 54 ካልኢት...
11/07/2025

ሻብዓይቲ መድረኽ ዙር ፈረንሳ ብዓወት እቲ ዓብላሊ ተቀዳዳማይ ኮይኑ ዘሎ ተዛዚሙ…
በዚ ውጽኢት ፖጋቻር ትማሊ ንዝተመጠለን 💛💚 መሊስወን ኣሎ።
ኣብ ብጫ ማልያ #ሬምኮ ኤቨነፑል 54 ካልኢት ድሒሩ ይስዕቦ።
ፖጋቻር 💚 ውን ብ156 ነጥቢ ካብ መጢልዋ’ሎ።
ኣብ #ኢንተርሚደይት 10 ነጥቢ ዝወሰደ ጆናታን ሚላን ብ122 ነጥቢ ይስዕቦ፡ ኣብታ ቦታ ድሕሪ ሚላን ኣትዩ 9 ነጥቢ ዝወሰደ ብ111 ነጥቢ 3ይ ኮይኑ ይስዕቦ።
እዚ ውድድር ጽባሕ ቀዳም 171.4 ኪ.ሜ. ኣብ 8ይ መድረኽ ክሽፍን’ዩ፡ እዛ መድረኽ ንናይ ቅጽበታዊ ውድድር ከም በዓል ቢንያም ግርማይ ዝኣመሰሉ ናይ ቅጽበታዊ ተቀዳደምቲ ክዕወቱላ ይግመት።
!!!💚🇪🇷💪🏾

ዙር ፈረንሳ 6ይ መድረኽ   ተዓዊቱላ...በዚ ውጽኢት  💛 ቫንደርፑል ንፖጋቻር ደጊሙ መጢልዎ ኣሎ።  💚 ውን ኣብ ኢንተርሚድየት 1ይ ዝወጸ   ንፖጋቻር ደጊሙ መጢሉ ብ112 ነጥቢ ይመርሕ’ሎ፡...
10/07/2025

ዙር ፈረንሳ 6ይ መድረኽ ተዓዊቱላ...
በዚ ውጽኢት 💛 ቫንደርፑል ንፖጋቻር ደጊሙ መጢልዎ ኣሎ።
💚 ውን ኣብ ኢንተርሚድየት 1ይ ዝወጸ ንፖጋቻር ደጊሙ መጢሉ ብ112 ነጥቢ ይመርሕ’ሎ፡ ቫንደርፑል ብ108 ; ፖጋቻር ብ106 ; ቢንያም ከኣ ብ102 ነጥቢ ክሳብ 4ይ ተሰሪዖም ኣለው።
ቢንያም ናብ 102 ነጥቡ ዘደየቦ ኣብ ኢንተርሚድየት 3ይ ኮይኑ ብምእታው 15 ነጥቢ ወሲዱ፡ ቫንደርፑል ከኣ ካልኣይ ኣብ ኢንተርሚድየት ብምውጻእ 17 ነጥቢ ወሲዱ፡ ሚላን ከኣ 1ይ ብምእታዉ 20 ነጥቢ ረኺቡ።
ቲም ዋለንስ ደጊሙ ንታ 🔴⚪️ ካብ ወድ ጋንትኡ ንፖጋቻር መንጢልዎ‘ሎ፡ ቲም ዋለንስ 7 ፖጋቻር 5 ነጥቢ ኣኪቦም ኣለው።
እዚ ውድድር 7ይ መድረኽ ናይ ጽባሕ ኣብ ኩርባታት ክካየድ’ዩ።
ወትሩ ዓወት ንቢንያም ግርማይ!🇪🇷💪🏾

  ዕውት 5ይ መድረኽ ዙር ፈረንሳ ኮይኑ #ረምኮ፡ ነዛ 33 ኪ.ሜ. ዝነበራ ናይ ውልቅ ናይ ግዜ ውድድር ብ36 ደቂቅን 42 ካልኢትን ተዓዊትላ፡  #ፖጋቻር ብ16 ካልኢት ድሒሩ 2ይ ኣትዩ፡  ...
09/07/2025

ዕውት 5ይ መድረኽ ዙር ፈረንሳ ኮይኑ
#ረምኮ፡ ነዛ 33 ኪ.ሜ. ዝነበራ ናይ ውልቅ ናይ ግዜ ውድድር ብ36 ደቂቅን 42 ካልኢትን ተዓዊትላ፡ #ፖጋቻር ብ16 ካልኢት ድሒሩ 2ይ ኣትዩ፡ 33 ደቂቅ ድሒር 3ይ ደረጃ ሒዙ። ድማ ብ 3 ደቂቅን 47 ካልኢትን ድሕሩ መበል 61 ኣትዩ። በዚ ውጽኢት ቢንያም ንዝዋዳደረላ 💚 ፖጋቻር ብ97 ነጥቢ #ንሚላን መጢሉ ለቢስዋ ኣሎ፡ ቢንያም ብ87 ነጥቢ ናብ 3ይ ደረጃ ኮይኑ ወሪዱ። ፖጋቻር ናይ ግዜ 💛 ውን ካብ #ቫንደርፑል ተቐቢልዋ ኣሎ፡ ንናይ ⚪🔴 ውን ሒዝዋ’ሎ፡ በዚ ከኣ ፖጋቻር ሰለስተ(3) ማልያታት ሒዙ ይርከብ።
እዚ ውድድር ጽባሕ ብናይ ዓቐብ ውድድር ክቅጽል እዩ፡ 201.5 ኪ.ሜ. ክሽፍን’ዩ።
ወትሩ ንቢንያም ጽቡቕ ዕድል ንምነየሉ!

4ይ መድረኽ ዙር ፈረንሳ ፖጋቻር ተዓዊቱቢንያም ኣብ 4ይ መድረኽ  #ኢንተርሚድየት ድሕሪ  #ሚላን ብምእታው 6ይ ታርታ ሒዙ 10 ነጥቢ ወሲዱ።ስለዚ   ሚላን ብ92 ነጥቢ ሕዝዋ'ሎ፡ ቢንያም ከ...
08/07/2025

4ይ መድረኽ ዙር ፈረንሳ ፖጋቻር ተዓዊቱ
ቢንያም ኣብ 4ይ መድረኽ #ኢንተርሚድየት ድሕሪ #ሚላን ብምእታው 6ይ ታርታ ሒዙ 10 ነጥቢ ወሲዱ።
ስለዚ ሚላን ብ92 ነጥቢ ሕዝዋ'ሎ፡ ቢንያም ከኣ 5 ነጥቢ ድሒሩ ይስዕቦ ኣሎ።
ሎሚ ተመራሪሖም ቀዳማይን ካልኣይን ዝኣተው ፖጋቻርን ቫንደርፑልን ድማ፡ ውህሉል ነጥቦም ተመሳሳሊ ናብ 80 ነጥቢ ኣበሪኾም 3ይ 4ይ ታርታ ሒዞም ኣለው።
እዚ ውድድር ጽባሕ ረቡዕ ብናይ ውልቂ ናይ ግዜ ውድድር (Time Trial) ክቅጽል እዩ።
ሰናይ ዕድል ንቢኒ!

ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ 3ይ መድረኽ ዙር ፈረንሳ ቢንያም 6ይ ኮይኑ ኣትዩ። ኣብ ቀጠልያ ማልያ ዘሎ ነጥቢ 1ይ ጆናታን ሚላን 812ይ ቢንያም ግርማይ 773ይ ቲም መሪሌር 63ናይ ጽባሕ 4ይ መድረኽ...
07/07/2025

ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ 3ይ መድረኽ ዙር ፈረንሳ ቢንያም 6ይ ኮይኑ ኣትዩ።
ኣብ ቀጠልያ ማልያ ዘሎ ነጥቢ
1ይ ጆናታን ሚላን 81
2ይ ቢንያም ግርማይ 77
3ይ ቲም መሪሌር 63
ናይ ጽባሕ 4ይ መድረኽ ውድድር 174.2 ኪ.ሜ ትሽፍን ኮይና ዝያዳ ነቶም ዕውት መጥቃዕቲ ናይ ምግባር ልምዲ ዘለዎም ትምችእ’ያ።
ንቢንያም ከኣ ጽቡቕ ዕድል ንምነ...

ትማሊ ቀዳም 5 ሓምለ ኣብ ዝፈለመ ዙር ፈረንሳ 2025፡ ኦሎምፒካዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ፡ ንዕውት መድረኽ ንፊሊፕሰን ስዒቡ ብተመሳሳሊ ግዜ 3 ሰዓት፡ 53 ደቒቕን 11 ካልኢትን ካልኣይ...
06/07/2025

ትማሊ ቀዳም 5 ሓምለ ኣብ ዝፈለመ ዙር ፈረንሳ 2025፡ ኦሎምፒካዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ፡ ንዕውት መድረኽ ንፊሊፕሰን ስዒቡ ብተመሳሳሊ ግዜ 3 ሰዓት፡ 53 ደቒቕን 11 ካልኢትን ካልኣይ ኣትዩ፡፡ በዚ ከኣ፡ ኣብ ሓፈሻዊ ግዜ ማለት ብጫ ማልያ ካብ ፍሊፕሰን ብ4 ካልኢት ድሒሩ ካልኣይ ደረጃ ሒዙ ናብ ካልኣይ መድረኽ ኣትዩ ኣሎ፡፡
ንቀጠልያ ማልያ ፍሊፕሰን 63 ነጥቢ ክለብሳ እንከሎ፡ ቢንያም ብ45 ነጥቢ ይስዕቦ፡፡ ቢንያም፡ ንጻዕዳ ናይ መንእሰያት ማልያ ግና ለቢስዋ ኣሎ፡፡ በዚ ከኣ፡ ናይ ፈለማ ኤርትራዊ ነዛ ማልያ ዝለበሳ ኮይኑ ኣሎ፡፡
ንዝመጽእ ውድድራቱ ብሃንቀውታ ንጽበ..

ዓለም ፈጥፈጥ ዘበልካ ኣብነታዊ መራሒ ኣፍሪቃ ንበረልናን ክበረልናን ክቡር ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ 🇪🇷💪🏾
29/06/2025

ዓለም ፈጥፈጥ ዘበልካ ኣብነታዊ መራሒ ኣፍሪቃ ንበረልናን ክበረልናን
ክቡር ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ 🇪🇷💪🏾

ኤርትራ ኣብ ረዚን ዝኽሪ ሰማእታት ደቃ🇪🇷20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ሓላፍነት እተሰክመናን መብጸዓና እነሓድሰላን ዝኽሪ ታሪኻዊት መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ'ያ።ቅሰኑ ሰማእታትና እናበል...
19/06/2025

ኤርትራ ኣብ ረዚን ዝኽሪ ሰማእታት ደቃ🇪🇷
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ሓላፍነት እተሰክመናን መብጸዓና እነሓድሰላን ዝኽሪ ታሪኻዊት መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ'ያ።
ቅሰኑ ሰማእታትና እናበልና ሕድሮም ብስራሕ እንድብሰላ ዕለት ውን'ያ
🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና🇪🇷
🇪🇷ETERNAL GLORY & HONOR TO OUR MARTYRS!🇪🇷
ዓወት ንሓፋሽ!!!

ሎሚ 18 ሰነ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኣባላት ቀዳማይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት፡ ኣብ ማይ-ድምነት ነቲ ክቡር ናይ ዝኽሪ ዕለት ዘንጸባርቕ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ኣካይዶም...
18/06/2025

ሎሚ 18 ሰነ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኣባላት ቀዳማይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት፡ ኣብ ማይ-ድምነት ነቲ ክቡር ናይ ዝኽሪ ዕለት ዘንጸባርቕ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ኣካይዶም።

ETERNAL GLORY TO OUR MARTYRS!
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና!🇪🇷
ዓወት ንሓፋሽ!!!

Address

Asmara

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when DJ Nemo Grande posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to DJ Nemo Grande:

Share

Category