ፀጋታት ቱሪዝም ቀመር Tourism Resources

 #ነስተውዕል!!!    ===========◈ ኣብ እዋን  ፡ ሓደ ወተሃደር ሓደ ንእሽቶ ቆልዓ ሬሳ ሓዉ ኣብ ሕቖኡ ሒዙ ብዓሚቝ ስምዒት ክቐብሮ ከም ዝኸደ ኣስተብሃለ!◈ ስለምንታይ ንነብስኻ ት...
26/10/2025

#ነስተውዕል!!!
===========
◈ ኣብ እዋን ፡ ሓደ ወተሃደር ሓደ ንእሽቶ ቆልዓ ሬሳ ሓዉ ኣብ ሕቖኡ ሒዙ ብዓሚቝ ስምዒት ክቐብሮ ከም ዝኸደ ኣስተብሃለ!

◈ ስለምንታይ ንነብስኻ ትድክም ኣለኻ?
ከዝሕለካ ድዩ ነይሩ ? ኢሉ ሓተተ

◈ እቲ ቆልዓ መልሲ ከዓ " " እዩ። ንዓይ ኣይከብድን እዩ ኢልዎ።

◈ እቲ ነዚ ሕቶ ዝሓተተ ወተሃደር ንነብሱ ክቆጻጸራ ኣይከኣለን።

◈ ካብ ሽዑ ጀሚሩ እዚ ምስሊ እዚ ኣብ #ጃፓን ምልክት ሕውነታዊ ሓድነት ኮይኑ ’ ዩ።

👉 ከምኡውን ..... ናይ ህይወት መደብና ከምዚ እንተኾይኑኸ እንታይ እዩ

👉 ንሱ ሓወይ እዩ ጸገም የብለይን!
👉 ሓፍተይ እያ፡ ንዓይ ኣይከብድን እያ!
👉 #ሓውኻ እንተ ወዲቑ ኣልዕሎ!
👉 #ሓፍትኻ እንተደኺማ ኣብ ጎና ደው በል!
👉 #ሓውኻ ሞይቱ እንተኾይኑ ብመንፈስ ማይ ይኸይድ!
👉 #ሓፍትኻ ጌጋ እንተፈጺማ፡ ይቕረታኻ ኣይትኽሕዳ።

26/10/2025
25/10/2025


===========================

◈ ከተማ ኣብርሃ ወ ኣፅበሃ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ እትርከብ ዕሸል ከተማ እያ።
◈ እዚ ከባቢ ካብቶም ኣብ ትግራይ ዓበይቲ ገዳማት ሓደ ዝኾነ ዝርከበሉ እዩ።
◈ #ሱር ቅድማ ኩናት እናሰርሖ ዝፀንሐ ኮይኑ ድማ ዜና ተሰሪሑሉ ዋላ ይፅናሕ እቲ #ፀገም ግና ለውጢ ዘምፅእ ኣይኮነን ዘሎ።
◈ እዚ ብተመሳሳሊ ኣብ ከባቢ #ድጉም፣ ቃላይ ዳባሓራ፣ ፣ ምውራድ በቅሊ ወዘተ ዘሎ #ህልዊ ፀገም እዩ።

25/10/2025

ወፍሪ #ዓፂድ ኣብ ናይ ስድራ ስውኣት ወረዳ #ሓውዜን ጣብያ #ቆራሮ

23/10/2025

23/10/2025


===============
◈ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣብ ፀሎቶምን በረከቶምን ይሕወሰና🙏🙏🙏

21/10/2025


===============================
◈ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሓውዜን ናብ ቃለ ኣሚኖ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ ተምሃሮ ( Education Matters ) ካብ ለግዱሳት ወገናት ብዝረኸቦን ካብ ውልቁኡን ።

Address

Addis Ababa
NOTYET

Telephone

+251914319712

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ፀጋታት ቱሪዝም ቀመር Tourism Resources posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share