Awramba Times

Awramba Times Awramba Times is an online media outlet providing latest news and analysis about Ethiopia & the horn

26/09/2025

የመስቀል-ደመራ በአል አከባበር በአዲስ አበባ መስቀል አደባባይ!

17/09/2025

fans

15/09/2025

05/09/2025

ኣኽሱም፣ ዓይኒዋሪ

24/08/2025


Mekelle, Tigray

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ጉዳይ ትእምት ኢዱ ንምእታው ከምዝግደድ ኣፍሊጡ------------------------------ኣውራምባ ታይምስ [መቐለ] - ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣...
20/07/2025

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ጉዳይ ትእምት ኢዱ ንምእታው ከምዝግደድ ኣፍሊጡ
------------------------------
ኣውራምባ ታይምስ [መቐለ] - ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ሌ/ጄነራል ታደሰ ወረደ፣ ሎማዓንቲ ኣብዝተሳለጠ መድረኽ ትእምት ተረኺቦም እቲ ኣብቲ ትካል ዘጋጠመ ፀገም ብእሂን ምሂን ንኽፍታሕ ከምዘተሓሳሰቡ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ትግራይ፣ ሎሚ ኣማስዩ ብማሕበራዊ ሚዲያ ዕላዊ ኣብዝገበሮ መግለፂ ሓቢሩ።

እቲ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ኣመራርሓ ቦርድ ተፈጢሩ ዘሎ ፀገም ናብ ሕጊ ምቕራቡ እቲ ጉዳይ ብዝገደደ ንኽተሓላለኽ ከምዝገበረ ሌ/ጄነራል ታደሰ ምግላፆም ዝሓበረ እቲ መግለፂ፣ ነቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ፀገም ኩሎም ወገናት ብልዑል ህዝባዊ ሓላፍነት፣ ብልዝብን ኢሂን ምሂንን ክፈትሕዎ ከምዝግባእ ፃውዒት ኣቕሪቦም ኢሉ።

እቲ ጉዳይ ብውሽጣዊ ልዝብን ብኢሂን ምሂንን ዘይፍታሕ እንተኾይኑ ግን፣ እቲ ኣፈላላይ ሰፊሑ ንኢድ ኣእታውነት ሳልሳይ ወገን ዘቃልዕ ሓደገኛ ሳዕቤን ስለዝህልዎ ምእንቲ ረብሓ ህዝቢ ክበሃል ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብዘለዎ ሓላፍነት ኢዱ ኣእትዩ ክፈትሖ ከምዝግደድ እቶም ፕሬዚዳንት ኣተሓሳሲቦም ክብል እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ መግለፂኡ ወሲኹ ሓቢሩ።

-----
ዜናታትና በዞም ዝስዕቡ ተወሰኽቲ መማረፅታት ይከታተሉ

ዩቲዩብ
https://youtube.com/?si=c-1VsIDf_R40Bp2A

ፌስቡክ
https://www.facebook.com/awrambatimes

ቲክቶክ

tiktok.com/

ትዊተር/ኤክስ
https://x.com/AwrambaTimes?t=YLACUGpSq3nLWhgltZ0myQ&s=09

13/07/2025

የሙሉ ቃለምልልሱን Link ኮመንት ላይ ይገኛል

ሚኒስትር ካሳሁን ጎፌ የመኪና አደጋ ደርሶባቸዋልን?----------አውራምባ ታይምስ [አዲስ አበባ] - የንግድና ቀጣናዊ ትስስር ሚኒስቴር ሚኒስትር የሆኑት ዶ/ር ካሳሁን ጎፌ ሰኔ 15 ቀን 2...
30/06/2025

ሚኒስትር ካሳሁን ጎፌ የመኪና አደጋ ደርሶባቸዋልን?
----------
አውራምባ ታይምስ [አዲስ አበባ] - የንግድና ቀጣናዊ ትስስር ሚኒስቴር ሚኒስትር የሆኑት ዶ/ር ካሳሁን ጎፌ ሰኔ 15 ቀን 2017 ዓ.ም ምሽት ላይ ድንገተኛ የመኪና አደጋ እንደደረሰባቸው በሚኒስትርነት የሚመሩት ተቋም ዛሬ ይፋ አደረገ።

የንግድና ቀጣናዊ ትስስር ሚኒስቴር ዛሬ በማህበራዊ ትስስር ገጹ እንዳብራራው፣ አደጋው የደረሰው ከመደበኛ ስራቸው ወደ ቤታቸው በመመለስ ላይ እያሉ ከምሽቱ 1:00 አካባቢ መኖሪያ ቤታቸው የሚገኝበት ካርል አደባባይ ላይ መሆኑን እና በእለቱ ሚኒስትሩ ወደ ሆስፒታል አምርተው በቂ የህክምና አገልግሎት አግኝተው አሁን በሙሉ ጤንነት ላይ ይገኛሉ ብሏል።

ዋዜማ የተባለው የበይነ መረብ ሚዲያ ባለፈው ቅዳሜ ባወጣው ዘገባ፣ ዶ/ር ካሳሁን አደጋው የደረሰባቸው፣ ባለፈው ሳምንት እሑድ፣ ሰኔ 14 ቀን 2017 ዓ.ም. ለሰኞ አጥቢያ ከሌሊቱ ሰባት ሰዓት ገደማ ወደ ቤታቸው በማምራት ላይ ሳሉ፣ በአልኮል ተጽእኖ ስር ሆነው ሲያሽከረክሩት የነበረው መኪና በካርል አደባባይ ከቆመ ኤክስካቫተር ጋራ በመላተሙ እንደኾነ ገልጾ በኢትዮ-ጠቢብ ሆስፒታል በጽኑ ሕሙማን ክፍል (ICU) የሕክምና ክትትል እየተደረገላቸው እንደሚገኝ መዘገቡ ይታወሳል።

ለዚህ ዘገባ ምላሽ በሚመስል መልኩ፣ ሚኒስትር መስሪያ ቤቱ ዛሬው መግለጫው "ሁነቱን ለርካሽ ፖለቲካዊ ግብ ለመጠቀም ከአውድ ውጪ ባልተረጋገጠ መረጃና በአሉባልታ የሚናፈሰው የማህበራዊ ሚዲያ ዘገባ የተሳሳተ ነው" በማለት ከበቂ የእረፍት ቆይታ በኋላ ሚኒስትሩ ወደ መደበኛ ስራቸው እንደሚመለሱ ይፋ አድርጓል።

--------
ዜናዎቻችንን በነዚህ ተጨማሪ የማህበራዊ ሚዲያ አማራጮች ይከታተሉ

ዩቲዩብ
https://youtube.com/?si=c-1VsIDf_R40Bp2A

ፌስቡክ
https://www.facebook.com/awrambatimes

ትዊተር/ኤክስ
https://x.com/AwrambaTimes?t=YLACUGpSq3nLWhgltZ0myQ&s=09

ቲክቶክ
https://www.tiktok.com/?_t=ZN-8x75B6o1Ako&_r=1

27/06/2025
ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ልዕሊ 1300 ተምሃሮ ሎሚ ኣምሪቑ-------ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዝተምሃረ ሓይሊ ኣብ ምፍራይ ብዕቱብ እናሰርሐ መፂኡን ኣሎን ክብሉ ፕረዚደንት እቲ ዩኒቨርስቲ ገሊፆም ። ...
21/06/2025

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ልዕሊ 1300 ተምሃሮ ሎሚ ኣምሪቑ
-------

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዝተምሃረ ሓይሊ ኣብ ምፍራይ ብዕቱብ እናሰርሐ መፂኡን ኣሎን ክብሉ ፕረዚደንት እቲ ዩኒቨርስቲ ገሊፆም ። ፕረዚደንቲ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዶክተር ዛይድ ነጋሽ ነዚ ዝገለፁ እቲ ዩኒቨርስቲ ልዕሊ 1300 ተምሃሮ እንተመርቕ እዩ ።

ዶክተር ዛይድ ነጋሽ ኣተሓሒዞም ኣብቲ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ምረቓ ከምዝበልዎ በዚ ዕለት ብቀደማይን ካልኣይን ድግሪ የመርቆም ካብ ዘሎ 1307 ተመረቕቲ ተምሃሮ እተን 461 ደቂ ኣንስትዮ እየን ።

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስርሑ ካብ ዝጅምር 2004 ዓ/ም ጀሚሩ ምስዞም በዚ ዕለት መበል ዓሰርተ ሓደ ዙር ዝምረቑ ዘለው ተምሃሮ ሓዊስካ፣ ትሸዓተ ሽሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝርከበኦም ልዕሊ 27,000 ተምሃሮ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ኣምሂሩ ከም ዘመረቐ ድማ ተዛሪቦም ።

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዋላ እኳ ብዘጋጠመና ጀነሳይዳዊ ኵናት ከቢድ ዕንወት እንተጋጠሞ ፣ ዝፅገን ፀጊኑን ዘለውዎ ሃፍቲታት ፀንቂቁ ብምጥቃምን ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ይህብ ከም ዘሎ ድማ ኣረዲኦም ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ዶክተር ኪሮስ ጉዑሽ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ድማ ተመረቕቲ ኣብ ድሮ መዓልቲ ሰማእታት ይምረቑ ስለ ዘለው ሰማእታት ዝወደቕሉ ዕላማ ኣብ ዳርችኡ ክበፅሕ ብዝተምሃርሉ ዓውዲ ንህዝቦምን ዓዶምን ብቕንዕናን ተኣማንነትን ከገልግሉ ይግባእ ኢሎም ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝረኸብናዮም ተመረቕቲ ኣብ ዝሃቡና ርኢቶ ድማ ፣ ተማሂሮም ንኽምረቑ ዝተፈጠረሎም ዕድልን ኩነታት ሰላምን ዋጋ ተኸፊልዎ ስለ ዝተረኸበ ሰማእታት ዝወደቕሉ ዕላማ ንምግሃድ ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ኣለው ።

©Dimtsi Weyane

21/06/2025

ሳምንቱ በታሪክ ውስጥ! የዛሬ 24 አመት በዛሬዋ ቀን!

"የተፈናቃዮቹ ጉዳይ በሰላም እልባት ካላገኘ የሚደረገውን ሁሉ እናደርጋለን እንጂ እጃችንን አጣጥፈን አናይም"አቶ አማኑኤል አሰፋየትግራይ ጊዜያዊ አስተዳደር ም/ፕሬዚዳንት
20/06/2025

"የተፈናቃዮቹ ጉዳይ በሰላም እልባት ካላገኘ የሚደረገውን ሁሉ እናደርጋለን እንጂ እጃችንን አጣጥፈን አናይም"

አቶ አማኑኤል አሰፋ
የትግራይ ጊዜያዊ አስተዳደር ም/ፕሬዚዳንት

​​​​​​​​​​​​​​​​ ​​​​​​​​​​​ ​​​​​​​​​​​Ethiopia news | Ethiopian News | Tigray News | Eritrean News | Daily News | Getachew Reda | Tades...

Address

Addis Ababa

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Awramba Times posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Awramba Times:

Share