Ahferom communication/pr/

Ahferom communication/pr/ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Ahferom communication/pr/, Media, Adigrat.

ወራር ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ከባቢ ዕ/ዓርቢ ፡ኩዶ፡ን እ/ኣሕፈሮምን ከባቢ ተራእዩ ይበሃል ስለ ዘሎ ኩሉ ሓረስታይናን ማሕበረሰብናን ብጥንቃቀ ከባቢኡ ክከታተል ንፅውዕ፡፡ናብ መሬት ከይ ዓረፈ ናብ...
14/10/2020

ወራር ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ከባቢ ዕ/ዓርቢ ፡ኩዶ፡ን እ/ኣሕፈሮምን ከባቢ ተራእዩ ይበሃል ስለ ዘሎ ኩሉ ሓረስታይናን ማሕበረሰብናን ብጥንቃቀ ከባቢኡ ክከታተል ንፅውዕ፡፡ናብ መሬት ከይ ዓረፈ ናብ ጣብያ ሴሮን ማይ ስሩን ክወርድ ስለ ዝክእል ክትትል ክተቋርፁ ኣይግባእን፡፡ዘድሊ ሐበሬታ እንተሊዩ ድማ ናብ 0344490151 ክትድውሉልና ነተሓሳስብ፡፡ወራር ዕ/ኣንበጣ ብሓባር ንከላከል!!

ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ከባቢታት ኣክሱም ዓድዋ ብስፍሓት ብምምፅኡ ኩሉ ነባሪ ከተማን ገጠርን ብዝተዋደደ ዘድሊ ናውትን መካይንን ብ ምትሕብባር ከምቲ ኣብ ስእሊ ዝረአ ዘሎ ተዋዲዱ ይምክት ኣሎ፡፡እ...
11/10/2020

ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ከባቢታት ኣክሱም ዓድዋ ብስፍሓት ብምምፅኡ ኩሉ ነባሪ ከተማን ገጠርን ብዝተዋደደ ዘድሊ ናውትን መካይንን ብ ምትሕብባር ከምቲ ኣብ ስእሊ ዝረአ ዘሎ ተዋዲዱ ይምክት ኣሎ፡፡እዚ ኣምበጣ ናብ ኣንፈት ምብራቅን ሰሜንን ይበርር ስለ ዘሎ ኩሉ ነባሪ ወረዳናን ከባቢናን ኩሉ ምድላው ብምግባር ምክልካሉ ከሓይል ከም ዝግባእ ነፍልጥ፡፡ወራር ዕስለ ኣንበጣ ምምካት ናይ ኩሉ ማሕበረሰብ ሓላፍነት ስለ ዝኮነ ክንዘናጋዕ ኣይግባእን፡፡

ህፁፅ ሓበሬታ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ካብ ዓሚ ዝተርአየ ብሓሙሽተ ዕፅፊ ብምውሳክን ብፍጥነት ምብራር ብዝሓየለና ናብ ዞባና ዞባ ማእከል  ጣብያታት ኣበርገለን ጭላን ተፀጊዑ ስለ ዘሎ ኩሉ ሰብ ከ...
09/10/2020

ህፁፅ ሓበሬታ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ካብ ዓሚ ዝተርአየ ብሓሙሽተ ዕፅፊ ብምውሳክን ብፍጥነት ምብራር ብዝሓየለና ናብ ዞባና ዞባ ማእከል ጣብያታት ኣበርገለን ጭላን ተፀጊዑ ስለ ዘሎ ኩሉ ሰብ ከባቢኡጠከም ቆቃሕ ክከታተል ይግባእ፡፡ዘድልዩ ናውቲ ምዝግጃው እውን ኣይንዘናጋዕ ንብል፡፡ዕስለ ኣንበጣ ሓቢርና ንከላኸል!!

ነባርን ጀማርን ጀግና ወያናይ ገ/መድህን ገ/ሚካኤል( ጨርግድ)  ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ውግኣት ማለት ኣብ ራዛ፡እገላ ፡ፋፂን ሴሮን ተወዳዳሪ ዘየብሉ ጀግንነት ኣብርኪቶም እዮም፡፡ንመጀመርታ ግ...
28/09/2020

ነባርን ጀማርን ጀግና ወያናይ ገ/መድህን ገ/ሚካኤል( ጨርግድ) ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ውግኣት ማለት ኣብ ራዛ፡እገላ ፡ፋፂን ሴሮን ተወዳዳሪ ዘየብሉ ጀግንነት ኣብርኪቶም እዮም፡፡ንመጀመርታ ግዘ ብሬን ካብ ፀላኢ ብምምንጣል ናብ ውድቦም ዘረከቡን ንብረትን መጓዓዝያን ናይ ውድብ መተሓላለፊ ብምኳን ብቆራፅነትን እምነትን ዘዐወቱን ዝተዓወቱን ኣቦና ጨርግድ ብዕለት 13/01/2013ዓ/ም ኣብ 96 ዓመቶም ብዝሓደሮም ሕማም ቤተ ዘመዶምን ፈተውቶምን ኣብ ዝተረከቡሉ ኣብ ትውልዲ ዓዶም ዝኮነ ከተማ ድብድቦ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም ተቀቢሮም እዮም፡፡ነዞም ተባዕ ጀግና ኣቦ ህዝቢ ዝኮኑ ወላዲ ህዝብን ምምሕዳርን ወ/ኣሕፈሮም ዝተሰመዖ ሓዘን እናገለፀ ንመላእ ቤተሰቦምን ፈተውቶምን ፅንዓት ይሃብኩም ብምባል ጀግንነቶም እናተዘከረ ዝነብር ህያው ምኳኑ ይገልፅ፡፡ምስ ናይ ቀረባ ኣዕርክቶምን ላዕለዎት ኣመራርሓን ብምምካር ታሪኮም ኣብ ሰማእታት ሓወልቲ ንክስነድ እውን ኣብ ምትሕብባር ይርከብ፡፡ህዝብን ምምሕዳርን ወ/ኣሕፈሮም ብድጋሜ ፅንዓት ይምነ...

ህዝብን ምምሕዳርን ወ/ኣሕፈሮም ንመላእ ኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ብርሃነ መስቀል ኣብፀሐኩም እናበለ በዓሉ በዓል ሰላም፡ጥዕና፡|ምትሕልላይን ልምዓትን ኮኮነልኩም እናተመነየ በ...
27/09/2020

ህዝብን ምምሕዳርን ወ/ኣሕፈሮም ንመላእ ኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ብርሃነ መስቀል ኣብፀሐኩም እናበለ በዓሉ በዓል ሰላም፡ጥዕና፡|ምትሕልላይን ልምዓትን ኮኮነልኩም እናተመነየ በዚ ኣጋጣሚ ሰላም ከባቢና እውን ከም ወትሩ ብንቅሓት ክንከታተል ይፅውዕ፡፡ሰናይ በዓል መስቀል...

ተወለድትን ፈተወትን ላ/ምጋርያ ፀምሪ ጎጥ መፋልሶ ብልዕሊ ሓደ ሚልዮን 3ተ ኪ/ሜ ዝርሕቀቱ ፅርግያ ከም ዝፀረገ ተገሊፁ፡፡ኣብቲ ቦታ ተረኪብና ዘዘራረብናዮም ነበርትን መተሓባበርትን ከም ዝገለ...
22/09/2020

ተወለድትን ፈተወትን ላ/ምጋርያ ፀምሪ ጎጥ መፋልሶ ብልዕሊ ሓደ ሚልዮን 3ተ ኪ/ሜ ዝርሕቀቱ ፅርግያ ከም ዝፀረገ ተገሊፁ፡፡
ኣብቲ ቦታ ተረኪብና ዘዘራረብናዮም ነበርትን መተሓባበርትን ከም ዝገለፅዎ>፡፡

16/09/2020
ህዝብን ሓይልታት ፀፅታ ከተማ ድብድቦን ከባቢኣን ታሪካዊ መረፃ ትግራይ ብዓወት ብምዝዛሙ  ናይ ድጋፍ ሰልፊ ኣሳሊጦም፡፡ ኣብቲ ቦታ ተረኪብና ዘዘራረብናዮም ነበርቲ ከተማ ድብድቦ  ኣብ መረፃ ...
16/09/2020

ህዝብን ሓይልታት ፀፅታ ከተማ ድብድቦን ከባቢኣን ታሪካዊ መረፃ ትግራይ ብዓወት ብምዝዛሙ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ኣሳሊጦም፡፡
ኣብቲ ቦታ ተረኪብና ዘዘራረብናዮም ነበርቲ ከተማ ድብድቦ ኣብ መረፃ ዝነበረ ተሳትፎ ኣብ ልምዓት ከም ዝድገም ገሊፆም፡፡
ኣብቲ ቦታ ተረኪቦም መደረ ስምዑ ኣማሓዳሪ ከተማ ድብድቦን ኣማሓዳሪ ወ/ኣሕፈሮምን ነቲ ናይ መረፃ ዕውት ንክኮን ንዝገበሩ ኣካላት ምስ ኣመስገኑ ውድብ ሕውሓት ነቲ ለባም ህዝቢ ብልምዓትን ብሰናይ ምምሕዳርን ሩኡይ ለውጢ ንምምፃእ ብዝተዓፃፀፈ ከም ዝሰርሕ ዘለዎም ፅኑዕ እምነት ተዛሪቦም፡፡

ንኩልኩም ነበርቲ ወረዳና ፡ክልልና፡ሃገርናን ኢሉውን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለምና እትነብሩ ተወለድትን ፈተውትን ወረዳና ክልልና እንኳዕ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ኣብፀሓኩ   ዘመነ ሰላም ፍቅሪ ...
11/09/2020

ንኩልኩም ነበርቲ ወረዳና ፡ክልልና፡ሃገርናን ኢሉውን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለምና እትነብሩ ተወለድትን ፈተውትን ወረዳና ክልልና እንኳዕ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ኣብፀሓኩ ዘመነ ሰላም ፍቅሪ ጥዕና ክኮነልኩም ብምምናይ ናይ ሎሚ በዓል ካብ ካሊእ እዋን ፍልይ ዘብሎ ድርብ በዓል ብምኳኑ ደጊሙ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ይብል ህዝብን ምምሕዳርን ወ/ኣሕፈሮም፡፡

ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ጣብያ ሴሮ ዝርከብ 4ይ ክ/ሰራዊት /መድፈኛ/ 3ይ በርገድ 1ይ ቢኤም122ሻለቃን 2ይ ቢኤም 130 ሻለቃን በሓባር ብምኳን ካብታ ዝረክብዋ ማዕልታዊት ጉርሻ ብምትእክካብ ን...
10/09/2020

ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ጣብያ ሴሮ ዝርከብ 4ይ ክ/ሰራዊት /መድፈኛ/ 3ይ በርገድ 1ይ ቢኤም122ሻለቃን 2ይ ቢኤም 130 ሻለቃን በሓባር ብምኳን ካብታ ዝረክብዋ ማዕልታዊት ጉርሻ ብምትእክካብ ን 42 ፅጉማት ወገናት 21ሽሕ ቅርሺ ሓጊዞም፡፡
ኣብቲ ቦታ ተረኪቦም መደረ ዘስምዑ ሌ/ኮሎኔል ቃሲም ጋጣን ሌ/ኮሎኔል ኣስመላሽ አበሩን በሓባር ከም ዝገለፅዎ

ማሕበር ተራድኦ ከተማ እንትጮን ከባቢኣን ኣብ ወ/ኣሕፈሮም ንዝነብሩ ፅጉማት ወገናት 150 ሽሕ ቅርሺ ሓገዝ ኣበርኪቶም፡፡
08/09/2020

ማሕበር ተራድኦ ከተማ እንትጮን ከባቢኣን ኣብ ወ/ኣሕፈሮም ንዝነብሩ ፅጉማት ወገናት 150 ሽሕ ቅርሺ ሓገዝ ኣበርኪቶም፡፡

ትግራይ ክትመርፅ እያ!!መናእሰይ ከተማ እንትጮ ንዝኮነ ይኩን ባንዳ ቦታ የብልናን ብምባል ሰለማዊ ሰልፊ ኣሳሊጦም፡፡መሰል ዓርሰ ውሳነ ትግራይ ብደቃ ክረጋገፅ እዩ፡፡6ይ ዙር መረፃ ትግራይ ብ...
30/08/2020

ትግራይ ክትመርፅ እያ!!
መናእሰይ ከተማ እንትጮ ንዝኮነ ይኩን ባንዳ ቦታ የብልናን ብምባል ሰለማዊ ሰልፊ ኣሳሊጦም፡፡መሰል ዓርሰ ውሳነ ትግራይ ብደቃ ክረጋገፅ እዩ፡፡6ይ ዙር መረፃ ትግራይ ብዘይ ዝኮነ ይኩን ፀገም ክፍፀም እዩ፡፡ኩለ መደያዊ መኸተ ክንምክት ኢና፡፡ ስላም ህዝብና ኣብ ኢድና ስለ ዝኮነ ምድሪቤትና ክነፅሪ ኢና ክብሉ ሰላማዊ ሰልፊ ኣሳሊጦም፡፡

Address

Adigrat

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Ahferom communication/pr/ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category