
07/09/2025
ዝርዝር_ሓበሬታ_ዉድድር
ብሄረሰብ ኢሮብ 2018 ዓ.ም
ወይዘሪት #መስቀል ብሄረሰብ ኢሮብ 2018 ዓ.ም መስከረም 15 ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ባህልንትሩዚምን ወረዳ ኢሮብ ፣ኣርቲስታት ብሄረሰብ ኢሮብን ፈተውቲ ብሄረሰብ ኢሮብን ኣብ ዝተረከብሉ ዝካየድ ዉድድር ወይዘራዝርን ምርኢት ብሄረሰብ ባህሊ ኢሮብን እዩ ።
እዚ ዉድድር ዋና ዕላምኡ እዩ ። በዚ ድማ ወይዘሪት መስቀል ብሄረሰብ #ኢሮብ 2018 ዓ.ም ንምዕዋት ዝሐሸ ናብ ባህሊ ህዝቢ ኢሮብ #መስቀል ዝተፀገዐን ተፈጥሮኣዊ ዉህብቶታት ዝተጠቀመን ዝሐሸ ናይ ምዕዋት ዕድል ከምዝህልዎ ምፍላጡ ኣገዳሲ ይኸዉን !!
ኣብዚ ዉድድር ካብ ኩሉ ጣብያታት ወረዳ ኢሮብ ዝመፅእ ማዕረ ዕድል ኣለዎ !!
●●●●●
ዝርዝር #ሮቋሒታት | መስፈርታት | ተወዳደርቲ ወይዘሪት መስቀል ብሄረሰብ ኢሮብ 2018 ዓ.ም ...!
1, ሙሉእ ናይ ብሄረሰብ ኢሮብ ባህሊ ተጠቂማ ትወዳደር
2, ተፈጥሯዊ ሃፍታን መልክዓን ተጠቂማ ትወዳደር
3, ቅድመ መምርሒ ወሲዳ ብሕጊ እቲ ዉድድር ትምራሕ ወዘተ.. እዚኦም ንመመዝገቢ ዝተቀመጡ ሮቋሒታት እዮም ።
ዝኾነት ጓልሄዋን ጎርዞ ድማ ክትሳተፍ ትኽእል እያ !!
●●●●●
ናይ ኣፈፃፅማ ቅደም ሰዓብ | መዓበይ |
- ካብ ዕለት 1 ጳጉሜን 2017 ናይ #ምዝገባ ግዜ ይጅምር ።
- ካሳብ ዕለት 10 መስከረም ድማ ቅድመ መምርሒ ብሰብ ሞያ ተዋሂብወን ንዉድድር ዝዳለዋሉ እዩ።
- መወዳአታ ዕለት 15 መስከረም 2018 ኣብ መድረኽ ብዝግበር ዉድድር ምርኢት በህሊ መዕለቢ ረኺቡ ኣብቲ መድረኽ ተዓዋቲት ባህልን ቱሪዝምን ወረዳ ኢሮብ ብዘዳለዉዎም ዳያኑ ተሓርያ ሽልማት ብምብርካት ዝዉዳእ ይከዉን ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ፡ ☎️ - 0985793528
#ኢና ሜክኣፕ መሰልጠኒ ማእከል
ምስ
EVENT'S AND PROMOTION