Heri Tv

Heri Tv Heri Wed Sudan

Hallo g**s
02/06/2024

Hallo g**s

07/02/2024
09/09/2023

Romon king WWW

Keme ameley
27/08/2023

Keme ameley

ሄራዊ ቲክቶካዊ                    ከሰላዊ ሰማእታትና ዎቱሩ  ኣብ ልብና ።ሃገረ 🇪🇷ኣብ🇪🇷ረዚን🇪🇷ዋጋ🇪🇷20🇪🇷ሰነ።ቅሰኑ 🕯 ሰማእታትና🕯 ከምቲ ኣነ ክሓልፍ🕯ንስኻ ጽንናሕ ኣነ ክጸ...
19/06/2023

ሄራዊ ቲክቶካዊ
ከሰላዊ
ሰማእታትና ዎቱሩ ኣብ ልብና ።

ሃገረ 🇪🇷ኣብ🇪🇷ረዚን🇪🇷ዋጋ🇪🇷20🇪🇷ሰነ።

ቅሰኑ 🕯 ሰማእታትና🕯 ከምቲ ኣነ ክሓልፍ🕯ንስኻ ጽንናሕ ኣነ ክጸምእ🕯 ንስኻ ርወ , ወዲ መን🕯 ጋል መን ከይ በሉ ንስለ ናጽነት ተቃሊሶም ናጽነት ዘጨበጡና ነቶም ነብሶም 🕯ከም ሽምዓ መኺኾም🕯 ነዚ ብርሃን ዝሃቡና ዝኽሪ🕯 ደበሶም እዩ 🕯 ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና 🕯 ወትሩ ኣብ ልብና።

ዓወት ንሓፋ🕯🇪🇷✊ሽ።

https://www.facebook.com/profile.php?id=100089302568241&mibextid=ZbWKwL

tiktok.com/..tiktokawi

ምፍልላይ ኣታ ምፍልላይ መን ፈጠሮ,        ንወዲ ሰብ ሓንጎሉ ድዝርዝሮ,ምፍልላይ ከቢድ ዩ"                          ሚዛኑ ናብ ዝናፈቁ ዩ** ዝመጽእ              ...
27/05/2023

ምፍልላይ
ኣታ ምፍልላይ መን ፈጠሮ,
ንወዲ ሰብ ሓንጎሉ ድዝርዝሮ,

ምፍልላይ ከቢድ ዩ"
ሚዛኑ
ናብ ዝናፈቁ ዩ** ዝመጽእ
ኣብ ቀረባ
ምኻኖም ደንዲኑ'''
ዓቢ ኣይብል ንእሽቶ
(ሓደ) ዩ ሚዛኑ
ደቂ ሰባት, ተሓቢኦም ከየሕልፍዎ
(ኩሉ) ግዜ ኩፉት ዩ የእዛኑ፡
ንደቂ ሰባት ወዲእዎም ጸልማት, ተከዲኑ
(ኣታ) ዚ'ምፍልላይ ክንደይ ይከፍእ ግብሩ፡
ከመይ ወደይ ደድስበር ኣእጋሩ,
ውሉድ ምስ ወላዲ ኮ
ፋሕ ኣቢልዎም ኣባሪሩ፡
እምበር መዓስ ጸሊኡ
ወላዲ ዉሉዲ ሓቒፉ ከረሩ።
ሄራዊ ቶክቶካዊ
ከሰላዊ
tiktok.com/..tiktokawi
🏃🏃🚶‍♂️🏃‍♂️🫂👨‍👩‍👧‍👧
http://tiktok.com/..tiktokawi

Love ♡Love
06/02/2023

Love ♡Love

06/02/2023

Heri Tv Heri Arki Hani

Address

Adis
HERI

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Heri Tv posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category