Nael Academy

Nael Academy “In learning you will teach, and in teaching you will learn.”

13/07/2025
Summer with Nael Academy
12/07/2025

Summer with Nael Academy

Why do we learn graphics design??
12/07/2025

Why do we learn graphics design??

11/07/2025

✅ ክሳብ ሕዚ ንዘይተመዝገብኩም!!!
📌2ይ ዙር ናይ ግራፊክስ ዲዛይን & ቪድዮ ኤዲቲንግ ስልጠና ኣብ ምምዝጋብ ንርከብ!!!

✅10 ተምሃሮ ንቕበል!

📌 ብፍሉይ ብኣካል መፂኦም ቦታ ንዘትሕዙ ቅድሚያ ንህብ።

📌 ካብ መሰረታዊ ምስልን ድምፅን ምውህሃድ ክሳብ ናይ ሲኒማ ፊልሚ፥ ዶክመንታሪን ሙዚቃን ምቅንባር !

📌 መሳጢ ምስሊ ንምድላው ዝሕግዙና ዝተፈላለዩ መተግበሪታት ዝሓወሰ ፍሉይ ስልጠና!

📌 ስልጠና ዝወሃበሉ - ሰኑይ-ዓርቢ
⏰ ግዜ - ካብ 2:00 – 6:00 (ንጉሆ)
ግዜ - ካብ 11:00 – 2:00 (ምሸት)

📌 ስልኪ ቑፅሪ - 0967131133
📍ኣድራሻ - ዓድዋ ዓዲማሕለካ ፊት ንፊት ጂ.ኤም ፕላዛ 2ይ ደብሪ⌛ ዘለና ትርፊ ቦታ - 10ተ

⏱ ክላስ ዝጅመረሉ - ሓምለ 7

➗ 15% ቅናሽ ክሳብ ሓምለ 6

📱 ንምምዝጋብን ቦታ ንምሓዝን - Graphic Design & Video Editing ኢልኩም ናብ 👉 ልኣኹኡልና!

▶️ ሙሉእ ንሙሉእ ብኣካል ዝወሃብ ስልጠና!!

⚠️ እዚ ስልጠና እዚ ንዝቕፅል 2ወርሒ ጥራሕ ስለ ንህብ እዚ ዕድል ከየምልጠኩም!!!

10/07/2025

1ይ ዙር ተምሃሮና ሪኢቶ

10/07/2025

ናይ ቀዳማይ ዙር ሰልጠንቲ ተምሃሮና ዝሃብዎ ሪኢቶ

09/07/2025

105 likes, 4 comments. “2nd round is open 🥀 . . . .”

08/07/2025

ባሕቲ

2nd round registration officially open
07/07/2025

2nd round registration officially open

ክረምቲ ምስ ናኤል ኣካዳሚ!🌦📌 ብፍሉይ ቅናሽ 3ተ ዓይነት ስልጠናታት ኣብ ሓደ ክረምቲ ካብ ናኤል ኣካዳሚ!✅ ሓሳብኩም ንዓይኒ ብዝስሕብ ናይ ስእሊ ቅዲ(ግራፊክ ዲዛይን) ንምግላፅ ፡ ተንቀሳቓ...
06/07/2025

ክረምቲ ምስ ናኤል ኣካዳሚ!🌦

📌 ብፍሉይ ቅናሽ 3ተ ዓይነት ስልጠናታት ኣብ ሓደ ክረምቲ ካብ ናኤል ኣካዳሚ!

✅ ሓሳብኩም ንዓይኒ ብዝስሕብ ናይ ስእሊ ቅዲ(ግራፊክ ዲዛይን) ንምግላፅ ፡ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ንምቕራፅን ኣወሃሂድኩም ንምስናድን ኢሉ እውን ዕውት ዝኾነ ናይ ማሕበራዊ ሚድያ ገፅ ንምውናን ዝሕግዝኹም ዝተፈላለዩ ሓፀርቲ ናይ ሞያ ስልጠናታት ኣብ ሓደ ዘጠቓለለ ፓኬጅ ኣብ ናኤል ኣካዳሚ ኣዳሊናልኩም ኣለና!

✅ እዚ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ፓኬጅ(ጥሙር) ን20 ተምሃሮ ጥራሕ ዝተዳለወ እዩ!!

📌 ካብ ሎሚ ጀሚርኩም ብምምዝጋብ ቦታ ምሓዝ ትኽእሉ!

✅ “In learning you will teach, and in teaching you will learn.”🦅

ንዝበለፀ ሓበሬታ
📞 0967131133
📍 ኣድራሻና - ዓድዋ፥ ዓዲማሕለካ ፊት ንፊት 9 ፎቅ ጂ.ኤም ፕላዛ 2ይ ደብሪ

Address

Tigray
Adwa
7080

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Nael Academy posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share