Raya Humera

Raya Humera ፀገም ትግራይን ትግራዋይን ዝብጠስ ትግራይ ሃገር እንተኾይና ጥራሕ እዩ።

29/07/2025
29/07/2025

ሓምት/TDF ብሕታዊ ትካል ወሓስ ትግራይ እዩ

22/07/2025

ካብ ብልፅግና ኢትዮጵያ ንላዕሊ ሕማም ርእሲ ትግራይ ብልፅግና ትግራይ እዩ።

20/03/2025

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Abreham Mehari, Tsegay Desaleng, Hiwi Habeshawit, ፈንቅል ወድ ተስፋይ, Haf Tom, Tsegay Aregay

05/03/2025

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! መርሃዊ ተስፋማሪያም ኣድሓኖም, Nebyat Almayo, Medi Gal Dasew, Teklebirhan Tadele, Znawu Geremaryam, Kalayu M Hadush, محمد علي محمد علي, Siye W Wedi Tigray

01/03/2025

ምስ ኢትዮጵያ ፕሪቶርያ ከይድና ስምምዕ ተፃብኦ ዝተፈራረምና እኮ ንህዝብና ስለዝጠቅም ተባሂሉ እምበር ግፍዒ ስለዘይፈፀመልና ኣይኮነን።ንህዝብና ሰላም ክበሃል ምስ ሻዕብያን ፋኖን ርክብ ምግባር ሓጢኣት ኣይኮነን።

እንኳዕ ደስ በለኪ እዚ ኹሉ ሽርሒ በጣጢስኪ ነፃ ተባሂልኪ🙏🙏🙏💪💪💪💪
27/02/2025

እንኳዕ ደስ በለኪ እዚ ኹሉ ሽርሒ በጣጢስኪ ነፃ ተባሂልኪ🙏🙏🙏💪💪💪💪

መምህር ፀጋ ትበሃል ።ሓላፊት ክፍለ ትምህርቲ ኣኽሱም እያ ።ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቀዳማዊ ሚኒሊክ ብወርሒ ሕዳር ናይ ወመሕ መረፃን ሕገ ደምቢ ምፅዳቕን እቲ ቤት ትምህርቲ ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ ተሳቲፋ ነይራ።ኣብቲ ሕገ ደምቢ ዝኾነ ተምሃራይ ካብ ዩኒፎርም ወፃኢ ኻሊእ ኽድርብ የብሉን ዝብል ዝርከቦ እንትኸውን።ብኽልቲኡ ሃይማኖተ መራሕቲ /ኦርቶዶክስን ሙስሊምን /ደቂ ኣንስትዮ ርእሰን ክጉልበባ እዩ ዘለዎን ምስ ሃይማኖተን ዶ ኣይነፃፅለንን ዝብል ሕቶ ኣቕሪቦም ነይሮም።መምህር ፀጋ ናይ ኽብሪ ጋሻ ኮይና ቀሪባ መልሲ ዝመስል ሓሳብ ኣቕሪባ።ካብቶም ዘቕረበቶም ቤት ትምህርቲ ቤት ትምህርቲ እምበር ናይ እምነት ተቋማት/ ቤተ ክርስትያን ወይከዓ መስጊድ/ ክመስል የብሉንደ ኩሉ ተምሃራይ ተምሃራይ መሲሉ እንተዝኣቱ እዩ ፅቡቕ ዝመስለኒ ኢላ ርኢቶኣ ምስ ኣቕረበት ወለዲ ተምሃሮን መምህራንን ከምኡ ውን ተምሃሮ ብሙሉእ ድምፂ ብዘይምንም ተቓውሞ ሕጊ ኮይኑ ክፀድቕ ተወሲኑ።ሕዚ መምህር ፀጋ እንታይ እዩ ሓጥያታ?

Address

Aksum

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Raya Humera posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share