ኣንከረ ሚድያ - Ankere Media

ኣንከረ ሚድያ - Ankere Media Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ኣንከረ ሚድያ - Ankere Media, Digital creator, Aksum.

24/09/2025

ሓቂ ንምዝራብ ተጋደልቲን ሓርበኛታትን ኣብ ሆቴል ተኸልኺሎም ኢልና ንዛረብ ኣለና እምበር ኣብ መንግስታዊ ቢሮታት ዝንገላትዕዎ፣ዝንቋሸሽዎ፣ዝፅረፍዎን ዝኽልኸልዎን ብብዙሕ ዕፅፊ ይገድድ!!🙄

13/09/2025

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Shshaye Gebremedhn, Tsegay Wedi Chla, Tesfay Ftsum, GT TL, ዓለም ናይሓያላት እያ, Berhan Aregawi, H Hailu Abadi, Welde G Wahd, Hailemariam Tesfay, Destu Hagos, Wedi Adey, Mebrhit Wasihun, Natey Terfe

ሰላም እንዃዕ ኣብፀሐና !ብዝሓለፈ ኣብ ጭላ ወዲቁ ዝተረኸበ  መንእሰይ  ትውልዱ ወረዳ  ማይ ቅነጣል ማእኸል ሰግሊ  ዝኾነ  ሕዚ ብኽትትል ሕክምና ኣብ ኣክሱም ዪኒቨርስቲ ሪፈራል ሆስፒታል ዲ...
11/09/2025

ሰላም
እንዃዕ ኣብፀሐና !
ብዝሓለፈ ኣብ ጭላ ወዲቁ ዝተረኸበ መንእሰይ ትውልዱ ወረዳ ማይ ቅነጣል ማእኸል ሰግሊ ዝኾነ ሕዚ ብኽትትል ሕክምና ኣብ ኣክሱም ዪኒቨርስቲ ሪፈራል ሆስፒታል ዲሒኑ ኣብ ፅቡቅ ኩነታት ይርከብ !
ሼር ብምግባር ናብ ቤተሰብ ነባፅሕ !

30/08/2025

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! ሰብ ክብሩ አመሉ, ብፂት ጀጋና, Hluf Hluf, Grmanesh Tesfay

05/08/2025

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Nechi Tesfay, Tesfay Gebrekiros, Gebremichael B Hailu, Shewit Tsegay, Tmnit Hayle, Geri Adwa, Tekle Belay, ሄለን አብርሀ, ድምፂ ነባር ፉሉይ ሓይሊ, Yemane Gerzgher, Weldegebreal Kidane, T Tezera Abraha, Teklu Gebrejewergis, Gebrehiwot Abadi, Samson Arefe, Eyorus Weres, Semere Teklay, Aregay Gebrekidan, Ozian Michael, Gere Wed Hawuza, Um Robi King, Rahwa Nguse, Merhawi Mera, Weldu Berhe, ሂወተይ ንስድራይ, Selamawit Desu, Haftamu Haset, Werknesh Yewhans, Yordanos Tsegay, Aklil Mekonen, Desta Tasfy, Haftom Gezae, Atu Wed Brie

13/07/2025

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Yrga Beyene, Brhane Mehari, Melesgg Gidena, Gebrekirstos Hailesilasie, Kibrom Tsegay, Hailay Gebru, Mearg Fisseha, Abrahaleysyum Welu, Naode Zeleke Giroud, Yohannes Miro Gassal, Frtuna Tsegay, Gebrekiros Abay, Bini Asamar, Sanday Tgray, Gerie Grie, Asafew Dessie, Haftom Kahsay, ፍቅሪ እዩ መንገደይ, Yimegnushal Gebrecherkos Gebru, Goyteom Debresion, Mebrahtu Lemlem, Gerye Gerye, ኣንቲ ውእቱ ተስፋሁ ለኣዳም, Negasi Gebrihans, ክፍሎም ተስፋይ, Mebrahtu Guesh, Weynishet Mokonen, Mekonen Kfle Amare, Richo Tsm, Kalkidan Girma, John Kiros, ኣየ ዓለም, ደላዩ ፅቡቕ, Gal Hayelom, Aweta Awet, Shambel Abrhaley, Keven Mu, Grmay Tsegay, Liyu Dadi, Harege Wyni Mamoy, Wudase Muzey, Alexsa Aft, Alelom Berhe Manaye, Alamata Press, Adisu Gebreagziabher, Mili Manta Helu, Danial Mical, Lemlem H***e, Lemlem Geremareym, Egh Atn

ኩለኹም ተጋሩን ፈተውትን ዚኣ ሼር ብምግባር ተሓባበሩና።እዚ ኣብ ታሕቲ ፎትኡ ዝረአ ሓውና ኣማኑኤል ኣለማዮ ይበሃል። ካብ ትግራይና ካብ ዝወፁ ብሉፃት ተወዳደርቲ 'ዳርት' ኣብቶም ቀዳሞት ዝም...
20/08/2023

ኩለኹም ተጋሩን ፈተውትን ዚኣ ሼር ብምግባር ተሓባበሩና።
እዚ ኣብ ታሕቲ ፎትኡ ዝረአ ሓውና ኣማኑኤል ኣለማዮ ይበሃል። ካብ ትግራይና ካብ ዝወፁ ብሉፃት ተወዳደርቲ 'ዳርት' ኣብቶም ቀዳሞት ዝምደብን ትግራይና ወኪሉ ቅድሚ ሐዚ ልዕሊ 50 ሜዳልያ ዝተዓወተ እንትኸውን 4 ጊዘ ድማ ናይ ኢትዮጵያ ቻምፕዮን ኮይኑ እዩ። ሐዚ ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክለብ ተሓቒፉ ዝፀንሐ እንትኸውን ኣብ ሃገረ ኣውሮፓ 'ዴንማርክ' ኣብ ዝግበር ዓለም ለኸ ውድድር መን ሓለፈ ተወዳዲሩ 1ይ ወፂኡ። ነዚ ስዒቡ ናብ ዴንማርክ ንምኻድ 45.5 ነጥቢ ሒዙ ከምታ ኣብ ታሕቲ ወረቐት ዘላ ቅድሚ ኹሎም ተሰሪዑ ነይሩ። ኮይኑ ግን ናብ ዴንማርክ ዘኽይድ ነጥቢ ሒዘ ኢሉ ንምኻድ ኣብ ምድላዋት እናሃለወ ቢልልኝ ብዝበሃል ኣምሓራይ ናይ (ኢ/ያ ዳርት ፌደሬሽን ሓላፊ) ቀጥታ ንዑኡ(1ይ) ዝወፀ ኣትሪፉ ካብ 2ይ ክሳብ 5ይ ዝወፁ ንኽኸዱ ይገብር ኣሎ። እቲ 5ይ ዝወፀ ናይ ዓዲ 3 እዩ። ኣብ ናይ ኣማኑኤል ቦታ ብወነኖም ዘእተውዎ እምበይ እቶም ክኸዱ ዝግበኦም ካብ 1ይ ክሳብ 4ይ ዝወፁ እዮም ነይሮም። ብምንታይ ምኽንያት እንተበሎም ግን ከምቲ መብዛሕቲኡ ትግራዋይ ከይጥቀም ዝግበር ብደፈና ብዘይ ምኽንያታዊ መልሲ ዝዓፅውዎ። እዞም 4 ተወዳደርቲ ኣብ ወርሒ መስከረም ናብ ዴንማርክ ንምውሳድ ድማ ድሮ ናብ ካምፕ ኣትዮም ዝግጅት ጀሚሮም ኣለው። ስለዚ ናይዚ ሓውና ዓወትን ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻት ምስታፉን ከም ናይ ውልቀ ሰብ ጥራሕ ዝረአ ስለ ዘይኮነ ኩለና ተጋሩ ድምፂ ንኹኖ ናብ ዝምልከቶም ኣካላት ወላ እንተመልከተ ትግራዋይ ብሙኻኑ ጥራሕ የትርፍዎ ስለ ዘለው ብዝኸኣልናዮ መጠን እታ መዓልቲ ስለዝቀረበት ናይ ሚድያ ሽፋን ሂብና ዝግበኦ ክረክብ ንሓግዞ። ካብዛ ዓዲ ፍትሒ ምርካብ እኳ ከቢድ ተኾነ ምናልባት ግን እቲ ስፖርት ኮሚሽንን ዝምልከቶ ካልእ ላዕለዋይ ኣካል ዘይፈልጥ እንተኾነ ሞ መፍትሒ እንተሃብሉ ዕድልና ንሞክር። ዓለም ለኸ መድረኻት ንተጋሩና ብቐሊሉ ዝረአ ኣይኮነን።

 #ጃውሳ😂
09/08/2023

#ጃውሳ😂

እዋናዊ ዛዕባ==============================ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ መሬት ምንቅጥቃጥ ኣጋጢሙ እዩ። እዚ ብዘብፀሖ ሓደጋ ተዓቂኑ ውሑድ ሬክተር ስኬል ስለዝኾነ ካብ ቀሊል...
02/08/2023

እዋናዊ ዛዕባ
==============================

ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ መሬት ምንቅጥቃጥ ኣጋጢሙ እዩ። እዚ ብዘብፀሖ ሓደጋ ተዓቂኑ ውሑድ ሬክተር ስኬል ስለዝኾነ ካብ ቀሊል ክሳብ ማእኸላይ ደረጃ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝምደብ እዩ። ቀፃሊ እውን ከጋጥም ይኽእል እዩ። እዚ ኣባና ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ መላእ ዓለም ዘጋጥም ተፈጥሮኣዊ ሓይሊ ምዃኑ ምግንዛብ የድሊ።

እንታይነት ምንቅጥቃጥ መሬት (Earthquake)፦
=============================
እዚ ተፈጥሮኣዊ ሃንደበታዊ ምንቅስቓስ መሬት ምዃኑ ተገንዚብና ብዝተረጋገዐ መንፈስ ንባዕልና ካብ ኣካላዊ ኮነ ናይ ስነ - ኣእምሮ ሓደጋታት ክንከላኸል ይግባእ።

መንቀሊ ምንቅጥቃጥ መሬት፦
=============================

1. ሃንደበታዊ ምስባር ኣብ ውሽጢ መሬት ዝርከቡ ከውሕታትን ምንቅስቓስ መንደቕ (ፀፍሒ) መሬትን። Sudden break in underground rocks and sudden tectonic movements.

2. ሃንደበታዊ ጉልበት ሙቖት ዝፈጥሮ ናይ መሬት ማዕበልን ፍሕፍሕን። Sudden release of energy resulting in ground shake.

3. ናይ መሬት ቅልጡፍ ምንቅስቓስ ኣብ ነቓዕ ቅርፂ መሬት ወይ ሽንጥሮታት። Rapid motion along a fault.

4. ምንቅስቓስ ርብራብ (ቀፀላ) መሬት። Movement of plate tectonics.

5. ምግንፋል እሳተ ጎመራዊ ሓይሊ። Volcanic eruptions.

6. ካብ ውሽጢ መሬት ዝብገስ ምብራዕ። Underground explosions.

7. ኩሉ ግዜ ኣብ ቀስ ዝበለ (ዘገምተኛ) ምንቅስቓስ ዘሎ መንደቕ መሬት ብፍሕፍሕ እንትሽከል። When the slowly moving tectonic plates get stuck due to friction, there will be vibrations.

8. ስነ ምህዳራዊ ፀቕጢ ንፍሕፍሕ መሬት እንትዕብልሎ። When Environmental Stress overcomes friction, we feel shaking.

ውፅኢታት ምንቅጥቃጥ መሬት፦
============================
# ምንቅስቓስ መሬት። Ground Shaking.
# ምንቃዕ መሬትን ምፍራስ ከውሕታትን። Surface faulting and rockfalls.
# ምድርማስ መሬት። Ground failure (landslides).
# ሞገደ - ባሕሪ። Tsunami.

ዓይነታት ምንቅጥቃጥ መሬት፦
===========================
1. ቀፀላዊ = Tectonic.
2. እሳተ ጎመራዊ = Volcanic.
3. ምድርማስ (ምፍራስ) = Collapse.
4. ምብራዕ (ምግንፋል) = Explosion.

እሞ ታይ ንግበር?
======================
ምንቅጥቃጥ መሬት ተፈጥሮኣዊ ስለዝኾነ ዋላ ክንቆፃፀሮ ኣይንኽኣል ዘብፅሖ ሓደጋታት ግን ብንቕሓት ምቕናስ ይከኣል እዩ።

@ እዚ ኣብ መላእ ዓለም ኮነ ከባቢና ዘጋጥም ብምዃኑ ልዕሊ መጠን ክንድንግፅ የብልናን።

@ ንባዕልና ኣብ ነፃ መሬት ክንከውን ኣለና።

@ ካብ ህንፃታት፣ ገዛ፣ ዓሚቕ መሬት ወይ ሽንጥሮታት፣ ዓበይቲ ኣእማን ወይ ከውሒታት ከምኡ እውን ካብ ዝቀፃፀሉ ነገራት ክንርሕቕ ኣለና።

@ ዋላ ቀጥተኛ ውፅኢት ኣይሃልዎ ብበዝሒ ኣግራብ ምትካልን ግድባት ሰሪሕና ማይ ብምውህላልን መጠን ረስኒ ክቕንስ እንተኽኢሉ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ረብሓ ይህልዎ።

26 ሓምለ 2015 ዓ.ምhttps://www.facebook.com/100093455794968/posts/pfbid07XPc3pr3qN93AeKpaZzx3oty7gyYzKwUQ2

01/08/2023

መቐለ ሓውዜን ኣደባባይ!

30/07/2023

ኣብ ምእታው ካራቁሬ ኣርሚ 15 ኮር 153 ክ/ሰራዊት መኸተ ክንዲ ክልተ መሰተንክራዊ ጅግንነት!

Address

Aksum

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ኣንከረ ሚድያ - Ankere Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share