ወዲ ኣንከረ - Wedi Ankere

ወዲ ኣንከረ - Wedi Ankere Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ወዲ ኣንከረ - Wedi Ankere, Digital creator, Aksum.

22/10/2025

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Tewelde Yemane, Teklay Brhane, Kara Mishg, Űm Lîli Love Bri, ደቂ ፀለምቲ, Mulu Aynew, ጎይታ ዋርዕለ ጎይታ ዋርዕለ, Wêdi Hâilê, Goshu Kiflay Gkidan, Wedi Chahamay, Weyzero Neguse, Hagos Geresea, Mhreteab Gebreslase, ሸውዓተ ሕጉም የጭላ, Belayneh Mekonen Tesfajewergs, Shewit Fissha, Adeni Kidane, Gal Mhrey, ኮኮው ፅባሕ, ትግራይ ንተጋሩ ጥራሕ, Dejen Teklechiel, Abeba Abeba, ተመስገን ገብረማርያም, Helen Gereziher, ገርሽ እዩ ዓለመይ

17/10/2025

TDF ንነዊሕ እዋን ብተደጋጋሚ ዝሓቶ ዝፀንሐ መሰልን ተጠቃምነትን ማእለያ ዘይብሉ መፅብዓ እናተኣተዎ ፀኒሑ እዩ። ሕዚ ካብ መፅብዓ ዝዘለለ ኣብ ባይታ ዝጭበጥን ዝድህሰስን ተግባር የድሊ።

ደምቢ ተጠቃምነት ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ ኣፅዲቑ!******************************ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሎሚ ጥቅምቲ 07/2018 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ደምቢ መ...
17/10/2025

ደምቢ ተጠቃምነት ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ ኣፅዲቑ!
******************************
ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሎሚ ጥቅምቲ 07/2018 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ደምቢ መሰልን ተጠቃምነትን ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ ብዝርዝር ዘትዩ ተግባራዊ ንክኸውን ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።

እቲ ዝፀደቐ ደንቢ መሰረታዊ ድልየታት፣ ኣገልግሎት ሕክምና፣ መስርሒ መንበሪ መሬት፣ ኣብ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ክብሪ ኣወሃህባ ኣገልግሎታት፣ ትምህርትን ስልጠናን ወዘተ ዝምልከቱ ተጠቃምነታት ዝሓዘ እዩ።

መሰል ተጠቃምነት ኣባላት ሓይሊ ፀጥታ ንምርግጋፅ ንነዊሕ እዋን መፅናዕቲ ዝተገበረሉን ምስ ዝምልከቶም ኣመራርሓ ሓይሊ ፀጥታ ምይይጥ እናተኻየደሉ ዝፀንሐን ኮይኑ፤ ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጥቅምቲ 5/2018 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ተጠቃምነት ሓይልታት ዝምልከት ዝቐረበ ረቂቕ ደምቢ ዘትዩ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ከም ዝመርሖ ዝዝከር እዩ።

[ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት]

እዚኣ ከተማ ጭላ ትባሃል። ካብ ዕለት 28 መስከረም  2015 ዓም  ካብ ኣድያቦ ተላቒቕና ክሳብ ከምዚ ከምዛ ዕለት እዚአ ዘዕረፍናላ ከተማ እያ። ናብዛ ከተማ ምስኣተና ብጣዕሚ እዩ ገሪሙና። ...
16/10/2025

እዚኣ ከተማ ጭላ ትባሃል። ካብ ዕለት 28 መስከረም 2015 ዓም ካብ ኣድያቦ ተላቒቕና ክሳብ ከምዚ ከምዛ ዕለት እዚአ ዘዕረፍናላ ከተማ እያ።

ናብዛ ከተማ ምስኣተና ብጣዕሚ እዩ ገሪሙና። ዓርሳ ዝኻኣለትን ካብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ፍልይ ዝበለትን ከተማ ተመሲላትና።
ኣብ ትግራይ ውሽጢ ዘለና ኣይመሰለናን።

ኣብቲ እዋን ካብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ በዝሒ መናእሰይ ዘለዋን ዝተረጋገአትን ከተማ ኮይና ረኺብናያ።
እቲ መንእሰይ ዝተረጋገአን ኣብ ዕፅዋን ክባን ዘሎ ኣይመስልን። ብራንድ ጫማን ክዳን ዝገበረ እዩ።

ምግቢ ቤታት ብተጠቀምቲ ዝተመልኡ እዮም። በቲ ሙቑር ጨና ናይቲ ምግቢ ኣፍንጫና ናትና ምዃና ክሳብ እንጠራጠሮ ኮይንና።
(እቱፍቱፍ ገዛይ ኣለኒ ኢልካዮ ዘይፋታሐካ)

መስተ ከም ማይ እዩ ዝስተ ። ሱዋ ፣ ኣረቅን ቢራን ከም ሓመድ እዩ።
ብፍላይ ቢራ ምስ ራኣና ኣዙዩ እዩ ደንፅዩና ። ድሕሪ ብዙሕ ግዜ ቢራ ሰቲና ዘይኮነስ ቢራ ብዓይንና ሪኢና።
ካበይ ከም ዝመፀ ዘይፍለጥ ቢራ ንሓደ ቢራ ብ250 ቅርሺ ከም ዝሽየጥ ሓቲትና ኣረጋጊፅና።

ይኹን እምበር ንቢራ 250 ቅርሺ ሂቦም ክሰትዩ ምስ ራኣና ኣግሪሙልና።

ሰራዊት ናብ ከተማ ክኣቱ የብሉን ዝባሃል ሓቂ ምኻኑ ሻቡ ኣረጋጊፅና።

ኣብቲ ገጠር ጭላ ግና በተን ኣዴታት ተጠቢሱ ዝዋሃበና ዝነበረ ሸዊት ዒልቦ ግና ክሳብ ሎሚ ጣዕሙን መቐረቱን ይዝከረኒ።

ግዚኡ ከምዚ ሎሚ ከይኮነ።

urgent ህፁፅፅኣክሱም ዩኒቨርሲቲ ሪፈራል ሆስፒታል  ስቶር ፋርማሲ ሓያል ቃፀሎ /ባርዕ ሓዊ ስለ ዘጋጠመ  ክጠፍእ ውን ስለ ዘይከኣለ ናይ እሳት ሓደጋን ብህፁፅ ክትሕግዙ እቲ ትካል ይፅውዕ...
15/10/2025

urgent ህፁፅፅ

ኣክሱም ዩኒቨርሲቲ ሪፈራል ሆስፒታል ስቶር ፋርማሲ ሓያል ቃፀሎ /ባርዕ ሓዊ ስለ ዘጋጠመ ክጠፍእ ውን ስለ ዘይከኣለ ናይ እሳት ሓደጋን ብህፁፅ ክትሕግዙ እቲ ትካል ይፅውዕ🙏
ሼር

15/10/2025

urgent ህፁፅፅ

ኣክሱም ዩኒቨርሲቲ ሪፈራል ሆስፒታል ስቶር ፋርማ ሓያል ቃፀሎ /ባርዕ ሓዊ ስለ ዘጋጠመ ክጠፍእ ውን ስለ ዘይከኣለ ናይ እሳት ሓደጋን ብህፁፅ ክትሕግዙ እቲ ትካል ይፅውዕ🙏ሼር

14/10/2025

መሰልን ተጠቃምነትን ሓርበኛ፣ ስድራ ስዉእ ሓርበኛን ስድራ ሓርበኛን መምርሒ ቁፅሪ 7/2017 ዓ/ም ተግባራዊ ይኹን!

29/09/2025

Why....?

ከግድቡ ወደ ወደቡ 🤣 ➲ ዛሬ ደሞ ፋኖ የሀይሌ ገብረስላሴ ሩጫ አዘጋጅቶ ነበር አሉ 😁
25/09/2025

ከግድቡ ወደ ወደቡ 🤣
➲ ዛሬ ደሞ ፋኖ የሀይሌ ገብረስላሴ ሩጫ አዘጋጅቶ ነበር አሉ 😁

24/09/2025

ሓቂ ንምዝራብ ተጋደልቲን ሓርበኛታትን ኣብ ሆቴል ተኸልኺሎም ኢልና ንዛረብ ኣለና እምበር ኣብ መንግስታዊ ቢሮታት ዝንገላትዕዎ፣ዝንቋሸሽዎ፣ዝፅረፍዎን ዝኽልኸልዎን ብብዙሕ ዕፅፊ ይገድድ!!🙄

13/09/2025

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Shshaye Gebremedhn, Tsegay Wedi Chla, Tesfay Ftsum, GT TL, ዓለም ናይሓያላት እያ, Berhan Aregawi, H Hailu Abadi, Welde G Wahd, Hailemariam Tesfay, Destu Hagos, Wedi Adey, Mebrhit Wasihun, Natey Terfe

Address

Aksum

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ወዲ ኣንከረ - Wedi Ankere posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share