ኣፍሮ ፕሮሞሽን

ኣፍሮ ፕሮሞሽን ኣፍሮ ፕሮሞሽን 0933097747/0935006292

16/07/2025

ሎሚ ምሸት ኣብ መዕሮፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ትጉዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ክትዓርፍ ከላ ብሰንኪ ኣየር ፀባይ መስመራ ሲሕታ ቀሊል ሓደጋ ክበፅሓ ኪኢሉ እዩ። ክሳብ ሕዚ ኣብ ተጉዓዝቲ ዝበፅሐ ከቢድ ሓደጋ ከምዝየለ ተሓቢሩ።

ተመስገን እዩ ...ቐሊል ስለ ዝገበሮ ኣምላክ 🙏🙏
Binyam Girmay

ፃውዒት ምረቓ  ቤት ቁርስን ካፌን ************************ንዓብዪ ምስ ንእሽተይ ዘኽብር ሓውና ሃይላይ ተስፋይ   ( ሃይላይ ሃና )  ብዘለዎ ናይ ነዊሕ ዓመት ናይ ቁርስ ቤት ...
11/07/2025

ፃውዒት ምረቓ ቤት ቁርስን ካፌን
************************
ንዓብዪ ምስ ንእሽተይ ዘኽብር ሓውና ሃይላይ ተስፋይ ( ሃይላይ ሃና ) ብዘለዎ ናይ ነዊሕ ዓመት ናይ ቁርስ ቤት ልምዲ ኣብ ከተማ ሓዉዜን ፅቡቅ ኣገልግሎት እንዳሃበ ከም ዝፀንሐ ዝፍለጥ ኮይኑ ሐዚ ድማ ኣብ ከተማ ሓዉዜን ኣብ ሓዱሽ ህንፃ ቪዥን ሆቴል ብሓዱሽ መልክዕ ቤት ቁርስን ካፌን የመርቅ ስለ ዘሎ ኩልኩም ፈተዉትን ኣኽበርትን ሃይላይ ተስፋይ (ሃይላይ ሃና) ንዕለት 5 ን 6 ሓምለ 2017
ዓ/ም ኣብ ዝግበር ምርቓ ተረኺብኩም ክትምርቑን ነዚ ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን ሓዉና ክተተባብዕዎ ብክብሪ ንዕድም።

ኣድራሻ= ኣብ ከተማ ሓዉዜን ሆቴል ቪዥን
ብኣካል ክትርከቡ ዘይክኣልኩም ግን ድማ ንሓዉኩም ክተበረታትዑ ዝደለኹም ድማ
ብቁፅርታት ሒሳብ ፦ ሃይላይ ተስፋይ
CBE= 1000077179732
Wegagen =0068834230101
Anbesa = 00310148189-27
ኣኽበርትኹም
ኣይተ ሃይላይ ተስፋይ /ሃይላይ ሃና
ወ/ሮ ሓጎሳ ኣረጋዊ
*********************************
ሃይላይ ተስፋይ ( ሃይላይ ሃና )
0914319992 / 0985477202
AFRO PROMOTION

07/07/2025

ቅርሺ እናሰኣንና እንተኼድና ነብኡ ክመስል እዩ
ኣየ ኣያ ዘርኣብሩክ😁😁😁😁😁😁😁

With Yared Habesha – I just got recognised as one of their top fans! 🎉
04/07/2025

With Yared Habesha – I just got recognised as one of their top fans! 🎉

With Atsie Amg – I just got recognised as one of their top fans! 🎉
30/06/2025

With Atsie Amg – I just got recognised as one of their top fans! 🎉

With Tsega Gualhawza – I just got recognised as one of their top fans! 🎉
27/06/2025

With Tsega Gualhawza – I just got recognised as one of their top fans! 🎉

27/06/2025

ተፈታዊት ዓደይ ከተማ ሓዉዜን ቪድዬ GBK

ተጠራጣሪት  ብብሉፅ ከያኒ ጌታቸዉ ኪዳነ***********************************ኣብ 2004 ዓ/ም ኣብ ዉሽጠይ ዘሎ ባህጊ ስነ-ጥበብ ሙዚቃ ጋህዲ ንምግባር ቆሪፀ ተላዒለ። ድሌ...
23/06/2025

ተጠራጣሪት ብብሉፅ ከያኒ ጌታቸዉ ኪዳነ
***********************************
ኣብ 2004 ዓ/ም ኣብ ዉሽጠይ ዘሎ ባህጊ ስነ-ጥበብ ሙዚቃ ጋህዲ ንምግባር ቆሪፀ ተላዒለ። ድሌትን ብቅዓትን ዘማልኡ መናእሰይ ከተማና ብምምዝጋብ ምስ ጉዳይ መናእሰይን ምምሕዳር ወረዳ ሓዉዜንን ተነጋጊረ ሓገዝ መሳርሒ ሙዚቃ ክግበረልና ዘቅረብክዎ ሕቶ ግቡእ መልሲ ረኺቡ ሓገዝ መሳርሒ ሙዚቃ ምስ ተገበረልና እታ ኣብ ሕሊናይ ተፀኒሳ ንብዙሕ እዋን ተሸኪመያ ዝነበርኩ ባህገይ ዘ-ባዜን ባንድ ተወሊዳ።
***********************************
ዘ-ባዜን ባንድ ብዙሓት ሙሉእ ዓቅሚ ስነ -ጥበብ ሙዚቃ ዘለዎም መናእሰይ ሓቂፋ
ዉዕዉዕ ስራሕቲ እናሰርሐት ብዙሓት መርዑ እናዓጀበት ሓበን ሙሉእ ሓዉዜን ገርዓልታ ንሙኳን በቂዓ። ንፈለማ እዋን ኣብ ነሓሰ 16 ብሃፍቶም ገ/መስቀል፣ ብርሃነ ሽሙየን ሃይልሽ ሓጎስ ወዲ ኣፍሮን ናይ ክቡር ቀደማይ ምኒስተር መለስ ዜናዊ ናይ ሓዘን ዜማ ብምስራሕ ሓደ ኢላ ጀሚራ።
************************************
እዛ ቦክሪ ባህገይ ዝኮነት ዘ-ባዜን ባንድ ካብ ዘፍረየቶም ብቁዓት ሙዚቀኛታት
ሓደ ዝኮነ ተተካኢ ዕሸል ጌታቸዉ ኪዳነ " ተጠራጣሪት" ዝብል ብሉፅ ናይ ሙዚቃ ክሊፕ ሒዙልና መፂኡ ኣሎ። ጌች እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ።
ኩላትኩም ኣሕዋት እዚ ዕሸል ሙዚቀኛ ፅባሕ ዝሐሸ ስራሕ ሒዙልና ንክመፅእ ላይክን ሼርን ብምግባር ናብ ኩሉ ነባፅሕ። ሰላም ኩሉ ንዓኩም።
***********************************************
ብሃይልሽ ወዲ ኣፍሮ/AFRO PROMOTION

23/06/2025

ኣፍሮ ፕሮሞሽን
0933097747/0935006292

20/06/2025

ጠግሸይ መቅሰን ፍሽክታ ኣመላ
ፀጋ ጓል ሓዉዛ ብድሙቅ ሙዚቃ ሓዉዜነይ ስትክሽም የዒስ ጓልኖ Tsega Gualhawza Yonatan Gidey

ድሕሪ እቲ ዝሓለፈ መሪር እዋን ጎይታ ካልእ ዓመት ንክቅፅል ፈቒዱለይ ። ኦ ጎይታ ንዝገበርካለይ ኩሉ ተመስገንሎማዓንቲ መዓልቲ ልደተይ እዩ እንዃዕ ተወለድኩ**********************...
19/06/2025

ድሕሪ እቲ ዝሓለፈ መሪር እዋን ጎይታ ካልእ ዓመት
ንክቅፅል ፈቒዱለይ ። ኦ ጎይታ ንዝገበርካለይ ኩሉ ተመስገን
ሎማዓንቲ መዓልቲ ልደተይ እዩ እንዃዕ ተወለድኩ
**********************************************
እዛ ናይ ስራሕ ፔጀይ ብምክንያት በዓል ልደተይ
ፈለዉን ሼርን እናገበርኩም ክተተባብዑኒ ይምሕፀን
ሃይልሽ ወዲ ኣፍሮ /AFRO PROMOTION

16/06/2025

ወለድና ደስ ክብሉ

Address

ትግራይ ኢትዮጵያ
Hawzen

Telephone

+251933097747

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ኣፍሮ ፕሮሞሽን posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share