ፍኖት ፖድካስት - Fnot Podcast

ፍኖት ፖድካስት - Fnot Podcast ፍኖት ኦርቶዶክሳዊ ፖድካስት
ስርዓት ፣ ትውፊትን ፣ ቀኖናን ዶግማን ስርዓት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ሓልዩ ዝቐርብ

"ንዓና ኣብዚ ይሐሸና" መጋቤ ምስጢር መምህር ኣርያኣያ ካሳ ደብረ ታቦር ኣመልኪቶም ዘምሃርዎ ትምህርቲ >> ደብረ ታቦር እንታይ ማለት እዪ ?>> ምስጢራትን ፍፃመታትን ደብረ ታቦር ?>> ደብ...
19/08/2025

"ንዓና ኣብዚ ይሐሸና" መጋቤ ምስጢር መምህር ኣርያኣያ ካሳ ደብረ ታቦር ኣመልኪቶም ዘምሃርዎ ትምህርቲ
>> ደብረ ታቦር እንታይ ማለት እዪ ?
>> ምስጢራትን ፍፃመታትን ደብረ ታቦር ?
>> ደብረ ታቦር ምስ ምስጥረ ትንሳኤ ሙውታን
>> ደብረ ታቦር ንዓና እንታይ ትርጉም ኣለዎ ?
ዝብሉን ኻልኦትን ተላዒሎም ኣለው


© Copyright: Fnot Tigray Orthodox MediaAny unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. #ፍኖትሚድያ ...

17/06/2025

© Copyright: Fnot Tigray Orthodox MediaAny unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ​ ​ ​ ...

30/04/2025

"ንሕና እንሪኦ ኣየርኢኹም" ብጹእ ኣቡነ የውሃንስ ፫ እናነብዑ ካብ ዝተዛረብዎ
ንምሉእ ትሕዝቶኡ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ተኸታተሉ
https://youtu.be/iuziR7rmiFE?si=6fWh-nBGwH_8iva_


#ንክርስትና

#ቤተክርስቲያን

ጉዳይ ተመዛበልትና ንምግላፁ ኣፀጊሙና እዩ ዘሎ ብጹኣን ኣቦታት ብንብዓት ካብ ዝገለፅዎ
29/04/2025

ጉዳይ ተመዛበልትና ንምግላፁ ኣፀጊሙና እዩ ዘሎ
ብጹኣን ኣቦታት ብንብዓት ካብ ዝገለፅዎ

© Copyright: Fnot Tigray Orthodox MediaAny unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

ቃለ መሕትት ምስ መምህር ክብሮም ካሳ ብዛዕባ ቤዛነት።ምሉእ ትሕዝቶኡ ተለቂቁ ኣሎ።
27/04/2025

ቃለ መሕትት ምስ መምህር ክብሮም ካሳ ብዛዕባ ቤዛነት።
ምሉእ ትሕዝቶኡ ተለቂቁ ኣሎ።

© Copyright: Fnot Tigray Orthodox MediaAny unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ​ ​ ​ ...

ቅዱስ ሲኖዶስ ብጹዕ አቡነ ገብርኤል ብዛዕባ ነገረ ማርያም ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ብምምልካት ተሰብሲቡ እቲ ሲኖዶስ ለሞዓንቲ ኣብ ዝገበሮ ሰብሰባ ብጹዕ ኣቡነ ገብርኤል ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ስቅለት ...
23/04/2025

ቅዱስ ሲኖዶስ ብጹዕ አቡነ ገብርኤል ብዛዕባ ነገረ ማርያም ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ብምምልካት ተሰብሲቡ

እቲ ሲኖዶስ ለሞዓንቲ ኣብ ዝገበሮ ሰብሰባ ብጹዕ ኣቡነ ገብርኤል ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ስቅለት መዓልቲ ኣብ ፍኖተ ጽድቅ ቴሌቪዥን ኣብ ነገረ ማርያም ( ብዛዕባ ቅድስት ድንግል ማርያም ) ዘሕለፍዎ ኣስተህሮ ብምምልካት ዘተ ኣካይዶም።

ብፁዕነቶም ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ትምህርቲ ብዝርዝር ኹነታት ብምምርማር እውን ውሳኔ ንክመሓላለፍ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣባላት ብምልኣት ንክርከቡን ንዓርቢ ሚያዝያ 17/2017 ቆፆሮ ሒዞም ኣለው።

Source: ET ART MEDIA - ኢቲ አርት ሚዲያ

"ሆሳእና በኣርያም ለወልደ ዳዊት"ማቲ 21:2-11 #ፍኖት ኦርቶዶክሳዊ ፖድካስት
13/04/2025

"ሆሳእና በኣርያም ለወልደ ዳዊት"
ማቲ 21:2-11
#ፍኖት ኦርቶዶክሳዊ ፖድካስት

ሆሳዕና በኣርያም"ብሩክ ዘይመጽእ በስመ እግዘብሔር"  (ማር 11:9)
11/04/2025

ሆሳዕና በኣርያም
"ብሩክ ዘይመጽእ በስመ እግዘብሔር"
(ማር 11:9)

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ፍኖት ፖድካስት - Fnot Podcast posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category