Sherifo ሸሪፎ

Sherifo ሸሪፎ ንዝበለፀ ሓበሬታ በዚ ስልኺ ቁፅሪ ኽትረክቡና ትኽእሉ እኹም 0929021731

ኣንቲ ኪዳነ ምህረት ኣደይ ሓጥያትና ድዩ በዚሑ😥
24/09/2026

ኣንቲ ኪዳነ ምህረት ኣደይ ሓጥያትና ድዩ በዚሑ😥

23/09/2026

ኣታ ጎይታይ ማዓረይ ይቅረ በለልና😥🙏

22/09/2026
21/09/2026

ቅዱስ ሚካኤል ዝሓሰብክሞ የስምረልኹም ኣሜን(3)🙏

19/09/2026

ኸምዚ ንዓመታ ብሰላም ብሓጎስ ይዕቆረና🙏

゚viralシ ゚

18/09/2026

መርቁኒ እስኺ ናይ 2019 ዓ.ም🙏

゚viralシ ゚

17/09/2026

ተሰሊፍና ኣለና🙏

゚ ゚viralシ

15/09/2026

10ተ ኢሉ ይሽልመኒ😂

゚viralシ

ቻው 2018! 👋እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ.ም ብሰላምን ብጥዕናን ኣብፀሓኩም ኣብፀሐና።ንኹልኹም ኣብ ውሽጢ ዓድን ኣብ ስደትን ዘለኩም እንኳዕ ኣብፀሐኩም።2019  ዝጠመየ ዝዕንገለሉ፡ 🏡...
10/09/2026

ቻው 2018! 👋

እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ.ም ብሰላምን ብጥዕናን ኣብፀሓኩም ኣብፀሐና።

ንኹልኹም ኣብ ውሽጢ ዓድን ኣብ ስደትን ዘለኩም እንኳዕ ኣብፀሐኩም።

2019 ዝጠመየ ዝዕንገለሉ፡

🏡 ኣብ ስደት ዘሎ ናብ መረበቱ ብሰላም ዝምለሰሉ፡

🌅 ድምፂ ጩራ ብርሃንን ተስፋን ጥራሕ ንሰምዐሉ፡

ኣብ ስቕያት ዘሎ ሰራሕተኛ መንግስቲ ድኻሙን ዓስቡን ዘረክበሉ፡

ናይ ሓቀኛ ፍቅሪ ፡ ናይ ዘላቒ ሰላም፡ ናይ ጥዕናን ናይ በረኸትን ዓመት ይገበረልና! 🙏

ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 2019! 🌼💛

10/09/2026

2019 ዓ.ም ሰላም ክኮነልና እዩ🙏

゚viralシ #

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Sherifo ሸሪፎ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share