19/08/2025
ፍኖት ሕዋስ ኣክስዮን ማሕበርን ሕብረት ስራሕ ማሕበርን ዝኮነት ሕብረት ስራሕ ኢንድስትርታት እያ። - ካብ መትከላት ፍኖት ሕብረት ስራሕ ኢንድስትርታት
ፍኖት ሕብረት ስራሕ ኢንድስትርታት ፍልይቲ ዝገብሩዋ መትከላትን ክብርታትን ኣለውዋ። ካብኣቶም ሓደ ፍኖት ሕዋስ ኣክስዮን ማሕበርን ሕብረት ስራሕ ማሕበርን ዝኮነት ሕብረት ስራሕ ኢንድ...