15/02/2026
#እንሆን #ንበረከት
# ኣብ #ፀዳል #ሚድያ
ዘየተለመዱ ፣ ዘየተነገሩ፣ ዘየተዓዘብናዮም፣ ዘየንዘተናሎም ዛዕባታትን ዛንታታትን ብሓዱሽን ፍሉይን ትሕዝቶ ጥራሕ ዘይኮነስ ነዚ ዘመን ብዝምጥን ዝተፈለየ ንፅረተ ኩርናዕ ሐዛ ኣብ ፀዳል ሚድያ ኣርሂቡ ትብለና ኣላ።ጋዜጠኛ ራሄል ሃይለማርያም።
ኣብ ድወት፣ ebc፣ዋልታ፣ ኣዲስ ቲቪ ወዘት ዝረኸበቶ ተሞክሮን ዘኻዕበተቶ ብቕዓትን ናብ ግብሪ ቀይራ ዘመን ብዝጠልቦ መንገዲ፣ ነዚ ዘመን ብዝመስል መዘናግዒ፣ ዘሰደምም ፣ዋው ዘብል፣ዘዋዚ ኢንፎተይመንት ትሕዝቶ ዘለዎ መዘናግዒ ጎፍላ ሒዛ ተቋደሱ እንግዶተይ እዩ ትብለና ኣላ።
ከም ፕሮዲሰየር፣ከም መራሒት መደብ (ፕረዘንተር)፣ከም አንከር ዜና፣ከም ተዋሳኢትን መላለይትን ጋዜጠኛን ተዋሳኢትን ራሄሎ ሃይለማሪያም ስርሓ ብግብሪ ዘረአየት ዝወፃ ዘይብላ ንፍዕቲ
ጋዜጠኛ እያ።
ንፍዕቲ መንበቢት፣ ንፍዕቲ ሓታቲት፣ ንፍዕቲ ናይ መዘናግዒ ሰብ ካብ መደብ ህፃናት ጀሚራ ኣለው ዝተባህሉ ዓበይቲ ኣርቲስታት እዛ ሃገር ዘቕረበት ፣ዛንታ ተሞክሮ ዓበይቲ ሰብ ሓዳርን ዘቕረበት፣ ሰብ ዛንታን ፀዊዓ ዝሞገተት ኩሉ ግዜ ንምፍላጥ ብልዑል ትፅዕር ጋዜጠኛ እያ።
ራሄል ሃይለማሪያም ተወህብኣን ልምዳን ቀሚራ በዚ ዝስዕብ ናይ ዩቱብ ሊንክ ስራሕታ ንምቕራብ ምድላዋታ ዛዚመ ኣላ ሞ ነዚ ሓዱሽ ቻናላ ላይክ፣ሼር ፣ፈለው ብምግባር ቤተሰብ ፀዳል ሚድያ ይኺኑ ንብል!
https://youtu.be/W8_N_8Wq9fs?si=GysbSOv0JkTrbbGK