08/11/2025
For the record:
ልዕሊ ናይ ስምረት ኣፈኛታት፥ ኣብ ትግራይ ናይ ህልቂት መዓት ክወርድ ዝሰርሕን ዝምህለልን ካሊእ ኣካል ወይከ የለን።
እቲ ናይ ኦሮሙማ ስርዓት'ኳስ ክንዲ ናሃቶም ዝኣክል ህንጥዩነት ፈፂሙ ኣይብሉን።
ንዝዓሰቦምን ዘዕቖቦምን ስርዓት ከሐጉሱ ክብሉ [እንተኾይኑሎም ከኣ ንኡ ተሓዚሎም ንምንጋስ] ኣብዓድና መቕዘፍቲ ንክወርድ እናኣለሙ እናተርኣየ "ኣበይ ከይበፅሑ" ኢልካ ዕሽሽ ምባል ጌጋ እዩ።
ስለዝኾነ፥ ትግራይ ብብሄራዊ ክሕደት ክትምዝግቦም ኣለዋ፤ መርየት ምስወገሐ ከኣ ናብ ቤት ፍርዲ ተቕርቦም። እዙይ፥ ይሰመረሉ!