Hanile mulr

Call Directions Contact the business

Hanile mulr ሚስጥር ጉጅለ ድሕረት ክዝርገፍ እዩ!

 #ገና ጉድኩም ክወፅእ እዩ !
10/09/2026

#ገና ጉድኩም ክወፅእ እዩ !

ናብ ወ/ሮ ስምረት ተደሚርካ ደመኻ ገበናት ወ/ሮ ስምረት  ክቅላዕ ከሎ ሓፍ በጠቅ ኢልካ?ናብ ወ/ሮ ስምረት ተተደሚርካ ንገረና ገበናት ወ/ሮ ስምረት ክቅላዕ ከሎ ሂወት ታሪኽካ ከይፀሓፍካ ንገ...
10/09/2026

ናብ ወ/ሮ ስምረት ተደሚርካ ደመኻ ገበናት ወ/ሮ ስምረት ክቅላዕ ከሎ ሓፍ በጠቅ ኢልካ?

ናብ ወ/ሮ ስምረት ተተደሚርካ ንገረና ገበናት ወ/ሮ ስምረት ክቅላዕ ከሎ ሂወት ታሪኽካ ከይፀሓፍካ ንገበነኛታት ክትከላኸል ድቃስ ስኢንካ ሓዲርካ መንግስቲ ሆላንድ አይቅበልን ኢሉካ ተኾይኑ ንገረኒ ክነግረልካ መንግስቲ ሆላንድ መንግስተይ እዩ ይሰምዐኒ እዩ ።

ኣነ ባዓል ውዕለታኻ ኣየ ንሰብ ውዒልካሉ ውዒለሉ ስለ ዘይባሃል ስቅ ኢለ ካሓልፎ መኻአልኩ ተገዲደ ክናገር ትገብረኒ አለኻ ናዓኻ ከፍትሕ ዝኸፈልኩዎ ዋጋ ብዙሕ እዩ።

ዕድመ ልክዕኻ ንናፃነት ንፍትሒ ንመሰል ተጋሩ ዝተቃለስካዮ ቃልሲ ንሰረቅቲ ሓሰውቲ ክተቃልዕ ዝኸፈልካዮ ዋጋ ስለ ዝፈልጥ እየ አብ አዲስ አበባ አበባ ተኣሲርካ ማንም ደፊሩ ዘይሓተካ ሰብ ሓዊ ረጊፀ ክልተ ግዜ ኣትዬ ዝሓተትኩካ እቲ ዝኸፈልኩዎ ዋጋ የተራኽሶ ቀጠፍቲ ሓሰውቲ ለመንቲ።

ናይ ትግራይ ጁዋር መሓመድ አይትኹን።

It is so!

ናበይ ግምል ሰሪቕካ ግምቡሕ ጉምብሕ።  ናትካ እውኒ ክልቀቅ እዩ።ሰበር ዜና እናበልካ ዘውደእኻዮምደም  ህፃናት አብ ኢድካ እዩ።ንህዝቢ ትግራይ  አፅኒትካ መነአሰይ ትግራይ አብ በረኻ ከምቆፅሊ...
10/09/2026

ናበይ ግምል ሰሪቕካ ግምቡሕ ጉምብሕ። ናትካ እውኒ ክልቀቅ እዩ።

ሰበር ዜና እናበልካ ዘውደእኻዮምደም ህፃናት አብ ኢድካ እዩ።

ንህዝቢ ትግራይ አፅኒትካ መነአሰይ ትግራይ አብ በረኻ ከምቆፅሊ ክረግፉ ገይርካ
አደታት ደም አንቢዕኻ።

ሐዚ ጭዋ ጭዋ ክትፃወት ማንም አይፈቅድልካን ናበይ ግምል ሰሪቕካ ግምቡሕ ጉምብሕ።

ብሕሶት ተወሊድካ ብሕሶት ዓቢኻ ብሕሶት ክትመውት ደሊኻ!ናይል  ኣቦኻ ስልጣን ክትወርስ ፈቲንካ ምስ ፈሸለካ ናይ  ሰብ ስም አፀሊምካ  ስልጣን አይርከብ አይኮነን ናትካ ገበናት አብ እንዳ ጫት...
10/09/2026

ብሕሶት ተወሊድካ ብሕሶት ዓቢኻ ብሕሶት ክትመውት ደሊኻ!

ናይል ኣቦኻ ስልጣን ክትወርስ ፈቲንካ ምስ ፈሸለካ ናይ ሰብ ስም አፀሊምካ ስልጣን አይርከብ አይኮነን ናትካ ገበናት አብ እንዳ ጫት ቢራ ተዘፍዚፉ ንረኽቦ ናይ ኣቦዃ 50 ዓመት ግድሊ ሂወት ታሪኹለ አብ ኢደይ እዩ ዘሎ ጌታቸው ረዳ ሓደ ካብ ስልጣን ዝተባረረሉ ምኽንያት ባዓል ንስኻ አደናጊርኩም ንህወሓትን ትእምትን ክትወርሱ እዩ ብሰብ ዋና ተፈንጊልካ አንታ ዘልዛላ ኩለን ዝፈፀምካየን ገበናት አብ ቀፃሊ ናብ ህዝቢ ዕላዊ ክገብሮ እየ ተፀበየኒ።

ናቱ ፈረንጂ አለዋ ዝበልካዮ ድማ ስልኩ ላኣኸለይ ብጣዕሚ ስለ ዝደልዮ 600 አለዋ ዝበልካዮ ናትካ ሓዊሱ ናይ 50 ዓመት ፋይል አቦኻ ከይተረፈ ልዕሊ 6000 ሽሕ እዩ ዘለኒ ተፀበ።

ሰላም ሰላም ቤተሰብ ከመይ ቀኒኹም?ብዛዕባ ኣብቲ ማሕበራዊ ሚድያ ዝዝረብ ዘሎ ብሰፊሑ እካ ዝምለሶ እንተኾነ አታ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምድፋርን ንሰብ ሃፍቲ ኣብ ምምልላስ ዲግሪ ዝፀዓንኻ መዘክር...
10/09/2026

ሰላም ሰላም ቤተሰብ ከመይ ቀኒኹም?

ብዛዕባ ኣብቲ ማሕበራዊ ሚድያ ዝዝረብ ዘሎ ብሰፊሑ እካ ዝምለሶ እንተኾነ አታ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምድፋርን ንሰብ ሃፍቲ ኣብ ምምልላስ ዲግሪ ዝፀዓንኻ መዘክር አባዲ አለኒ እትብሎ ምልቃቅ ትኽእል ኢኻ።
እስኻ እውን ሰብ ኾይንኻስ ንዓይ ክተሸማቅቅ ክትሙክር ዓገብ እዩ ፤ ኣብ ገበን እኻ ናሓመስኻ ዓቢኻ።
በቲ እትውዝዕዎ ዘለኹም ሓሶትን ናይ ፈጠራ ወግዒ ናትኻን ናይ ጌታቸው ረዳን ዝሸማቀቅ ሰብ ኣይኾንኩን የግዳስ እቲ ናትኻ ገበን ተፀበ።

09/09/2026

Address

Mekelle

Telephone

+251943698088

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Hanile mulr posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Hanile mulr:

Shortcuts

Share