70 enderta network

70 enderta network Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from 70 enderta network, Media/News Company, 70እንደርታ, Mekelle.

13/03/2023
13/03/2023

መቀለ ዩኒቨርሲቲ ሰራሕተኛታት ደሞዝ ናብ ባንኪ ተላኢኹ ኣሎ ኸዚ ባእሲ ምስ ባንኪ 😎

28/02/2023
ናይ ቢራ ነጋዶ ካብ ዳሽንን ሓበሻን ወፃኢ ክትሕዙን ክተከፋፍሉን ይግባእ። ቆስልና ኣይንረስዕ። ሐዚ እውን ዘድምየና ዘሎ መን ምዃኑ ፍሉጥ እዩ። ኣብ ትግራይ ዝለዓለ ናይ ቢራ ዕዳጋ ኣሎ። እዚ...
28/02/2023

ናይ ቢራ ነጋዶ ካብ ዳሽንን ሓበሻን ወፃኢ ክትሕዙን ክተከፋፍሉን ይግባእ። ቆስልና ኣይንረስዕ። ሐዚ እውን ዘድምየና ዘሎ መን ምዃኑ ፍሉጥ እዩ።

ኣብ ትግራይ ዝለዓለ ናይ ቢራ ዕዳጋ ኣሎ። እዚ ድማ ብብርኪ ሃገር ዝፍለጥ እዩ። ይኹን እምበር እተን ንህዝብና ዘጋፈዐን ዘፈናቐለን ሐዚ እውን እዚ እከይ ተግባሩ እናቐፀለሉ ዝርከብ ሓይሊ ዋና መወልቱ እዘን ትካላት እየን።

ነዚ ቀታሊና ሓይሊ ከምቲ ንሳቶም ብ360° ተዓፂና ንኽንጠፍእ ዝፈረዱልና፣ መሬትና ወሪሮም ህዝብና ዝቐተሉልናን ዝሰጎጉልናን ብገንዘብና ክንድግፎም የብልናን።

ምህርቶም ቦይኮት ንግበሮ። ቢራ ንዝደሊ ቢጂኣይን ኤችቢኤስን ኣለኩም።

ሱር ኮንስትራክሽን:--መሃንዲስ ዳግመ ሕውየት ስራሕቲ ህንፀት መንገዲ ኣስፋልቲ ትግራይ!ምምሕዳር ከተማ መቐለ  ብስንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ተወሊዑ ዝነበረ  ጀኖሳይዳዊ ኲናት፣  ተቋሪፁ ዝነበረ ...
27/02/2023

ሱር ኮንስትራክሽን:--መሃንዲስ ዳግመ ሕውየት ስራሕቲ ህንፀት መንገዲ ኣስፋልቲ ትግራይ!

ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብስንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ተወሊዑ ዝነበረ ጀኖሳይዳዊ ኲናት፣ ተቋሪፁ ዝነበረ ህንፀት መንገዲ ኣስፋልትን ፀፀርን ንምቕፃል ምስ ሱር ኮንስትራክሽን ዝነበረ ውዕሊ ብምምሕያሽ ስራሕ ክጅመር ገይሩ።

ሱር ኮንስትራክሽን ብወገኑ፣ ብመሰረት እቲ ዝተመሓሸ ውዕል፣ ብፅሬትን ቅልጣፈን ህንፀት እቲ መንገዲ ኣብ ዝተተሓዘሉ ጊዜ ንምዝዛም ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ዛጊድ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ርብርብ፣ ሙሉእ ስራሕተኛን ኣመራርሓ እቲ ኩባንያ፣ ብዘይምንም ደሞዝን ጥቅማጥቅሚን ብሓያል ብሄራዊ ወነን ሓቦን ለይትን ቀትርን ኣብ ምስራሕ ይርከቡ።

እዚ መንገዲ 47.5 ኪሎሜትር አስፋልቲ 17.5 ፀፀር ብድምር 62 ኪሎሜትር ዝሽፍን ከም ዝኾነ ተሓቢሩ።

ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ቅሉዕ ወራር ፍርያቱ ደው ኣቢሉ ዝነበረ ፋብሪካ ልስሉስ መስተ ሞሃ  ጨንፈር መቐለ ዳግም ምህርቲ ምፍራይ ጀሚሩ።እቲ ፋብሪካ ስርሑ ምጅማሩ በቲ ኲናት ተሃስዮም ን...
22/02/2023

ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ቅሉዕ ወራር ፍርያቱ ደው ኣቢሉ ዝነበረ ፋብሪካ ልስሉስ መስተ ሞሃ ጨንፈር መቐለ ዳግም ምህርቲ ምፍራይ ጀሚሩ።

እቲ ፋብሪካ ስርሑ ምጅማሩ በቲ ኲናት ተሃስዮም ንዝፀንሑ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ትካል ገሊፆም።

እቲ ፋብሪካ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማዉቲ ብሰንኪ እቲ ቕሉዕ ወራር ስዒቡ ልዕሊ 400 ሚሊዮን ብር ኽሳራ ከምዝተቃለዐን ፣መብዛሕቲኦም ሰራሕተኛታት ንዝኸፍኣ ማሕበራዊ ቅልዉላዉ ተሳጢሖም ምፅንሖምን ተገሊፁ።

ምጅማር ፍርያት እቲ ፋብሪካ ኣብ ዳግመ ሕዉየት ትግራይ እጃሙ ከበርክት ከምዘኽእሎ እዉን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ፋብሪካ ተስፈኦም ገሊፆም።

#ዮናስ ፍቓዱ

22/02/2023

ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ቅሉዕ ወራር ፍርያቱ ደው ኣቢሉ ዝነበረ ፋብሪካ ልስሉስ መስተ ሞሃ ጨንፈር መቐለ ዳግም ምህርቲ ምፍራይ ጀሚሩ።

እቲ ፋብሪካ ስርሑ ምጅማሩ በቲ ኲናት ተሃስዮም ንዝፀንሑ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ትካል ገሊፆም።

እቲ ፋብሪካ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማዉቲ ብሰንኪ እቲ ቕሉዕ ወራር ስዒቡ ልዕሊ 400 ሚሊዮን ብር ኽሳራ ከምዝተቃለዐን ፣መብዛሕቲኦም ሰራሕተኛታት ንዝኸፍኣ ማሕበራዊ ቅልዉላዉ ተሳጢሖም ምፅንሖምን ተገሊፁ።

ምጅማር ፍርያት እቲ ፋብሪካ ኣብ ዳግመ ሕዉየት ትግራይ እጃሙ ከበርክት ከምዘኽእሎ እዉን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ፋብሪካ ተስፈኦም ገሊፆም።

#ዮናስ ፍቓዱ

20/02/2023
ኣነ ከይደ ነይረ ፣ ምስ ሓወይ ሙኳኑ ምስ ፈለጥኩ ግን ተመልሰ ፣ ብኣፈሙዝ ዝግበር ቃልሲ ንማንም ኣይጠቅምን ፣ መፍተሒ ዝመፅእ ኮፍ እልካ ኣብ ጣውላ ብምዝዝሪራብ እዩ ፣  ሳዕሪን ቆፅልን በ...
17/02/2023

ኣነ ከይደ ነይረ ፣ ምስ ሓወይ ሙኳኑ ምስ ፈለጥኩ ግን ተመልሰ ፣ ብኣፈሙዝ ዝግበር ቃልሲ ንማንም ኣይጠቅምን ፣ መፍተሒ ዝመፅእ ኮፍ እልካ ኣብ ጣውላ ብምዝዝሪራብ እዩ ፣ ሳዕሪን ቆፅልን በንጥስና ንሰላም ንበገስ ፣ ካህናትን ዓብይ ዓዲን ንሰላም ዉፈሩ ፣ ከድኩም ለምኑ ይኣኽለና እሉ ነይሩ ኣፍታ ፀልማት ፣ ቡዙሕ ዋጋ ድማ ከፊሉሉ!

ታሪኩ ሎሚ ኣብ መቐለ ትግራይ ብኩርዓት ኣፍልቡ ነፍሑ ምስ የሕዋቱ ተራክቡ !

15/02/2023

ህዝቢ ኣብ መዓስስከራት ተደርብዩ ትካቦ ይፅበ:: ዘይግዶም ድማ ምልእቲ ከተማ ብሕብራዊ ጨርቂ ኣዕለቕሊቖም ለካቲት 11 ከኽብሩ ይሸባሸቡ::

ነቲ ጨርቂ ዝወፀ ወፃኢ ክንደይ ዝዓረቐ ምኸደነ::

ኣታ ረኣይለይ ተቃወምቲ ፓርቲ ከይሓዝካስ ሽግግር መንግስቲ እዚ ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን
14/02/2023

ኣታ ረኣይለይ ተቃወምቲ ፓርቲ ከይሓዝካስ ሽግግር መንግስቲ እዚ ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን

Address

70እንደርታ
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when 70 enderta network posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share