ደሱ ዓማሊ

ደሱ ዓማሊ This is official Desye Ashenafi 's page-where you can get all the latest multilingual news

እንዳ ኣደመ ትእዛዝ ዝቅበሉ ካብ ኣስመራ እዩ።ኣብ ሞንጎ ኣዲስኣበባን ኣስመራን ክግበር ዝፀንሐ ንሕንሕ ብዓወት ኣስመራ ተዛዚሙ ናብ ቀጻሊ ሓደጋ ነምርሕ ኣለና።
08/05/2025

እንዳ ኣደመ ትእዛዝ ዝቅበሉ ካብ ኣስመራ እዩ።ኣብ ሞንጎ ኣዲስኣበባን ኣስመራን ክግበር ዝፀንሐ ንሕንሕ ብዓወት ኣስመራ ተዛዚሙ ናብ ቀጻሊ ሓደጋ ነምርሕ ኣለና።

ብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ህወሓት  #ትግራይ ሊበራል ዲሞክራቲክ ፓርቲ  ዝብሃል ውድብ ንምጥያሽ  ኣብ ናይ መወዳአታ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተፍሊጡ። ህዝቢ ትግራይ ብሓፈሻ መንእሰይን ምሁራትን ድማ ብፍ...
29/04/2025

ብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ህወሓት #ትግራይ ሊበራል ዲሞክራቲክ ፓርቲ ዝብሃል ውድብ ንምጥያሽ ኣብ ናይ መወዳአታ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተፍሊጡ።

ህዝቢ ትግራይ ብሓፈሻ መንእሰይን ምሁራትን ድማ ብፍላይ ዝጀመርዎ ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ ብዝተወደበ መንገዲ ብምትሕብባርን ብምምራሕን ትግራይ ናብ ዝለዓለ ዴሞክራስያዊ ስርዓት ንምስግጋር ብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ህወሓት ትግራይ ሊበራል ዲሞክራቲክ ፓርቲ ዝብል ውድብ ንምጥያሽ ኣብ ናይ መወዳአታ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተፍሊጡ።

Bbc ትግርኛ ከምዝፀብጸቦ ንትግራይ ሊበራል ዲሞክራቲክ ፓርቲ ዝምስርቱ ዘለዉ ፖለቲከኛታት ካብ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ነበር ክሳዕ ኣባል ፖሊት ቢሮ ህወሓት ኰይኑ ዝመርሕ ዝነበረ ኣብዚ እዋን ድማ ዋና ፈጻሚ ስራሕ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ [ትእምት] ኣቶ በየነ መክሩ ከምዝርከብዎ እቲ ሓበሬታ ኣነጺሩ'ሎ።

እቲ ሕጋዊ ኣፍልጦ ንምርካብ ዝንቀሳቐስ ዘሎ ሰልፊ፡ ብሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝምራሕ ዘሎ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናይ ሓደ ዓመት ዕድመ ዘለዎ ስለዝዀነ፡ ሕጋዊ ክልላዊ መንግስቲ ንምቛም ኣብ ዝካየድ መረጻ ዕላማታቱን መደባቱን ንህዝቢ ትግራይ ኣላልዩ ንኽምረጽ ከምዝሰርሕ ሓደ ካብ ቀንዲ ኣንቀሳቐስቲ እቲ ውድብ ዝዀነ ቢቢሲ ሓቢሩ'ሎ።

ቢቢሲ እዚ ዝምስረት ዘሎ ሓድሽ ውድብ ምስ ብልጽግና ዘራኽቦ ነገር እንተለዎ ነቲ ላዕለዋይ ሓላፊ ዝሓተተ ኰይኑ፡ "ትግራይ ሊበራል ዲሞክራቲክ ፓርቲ' ምስ ብልጽግና ከም ኵሎም ኣብታ ሃገር ዝንቀሳቐሱ ውድባት ፖለቲካ ተሓባቢሩ ክሰርሕ ዝኽእል እምበር ዋላ ሓንቲ ዘራኽብ የብሉን" ኢሉ።

https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c5ypz1xjx00o?fbclid=IwZXh0bgNhZW0CMTEAAR5lwVmIfcEgLyW3r6Uok4pjqLZCwjGvYvBAyb1_tqkKy2eI1oyLABx9tsNDfA_aem_nklV8oWKSCyIrKWwWzGgHQ

ኣገንዑ👌 ተወከልቲ ማልት ራያ
27/04/2025

ኣገንዑ👌 ተወከልቲ ማልት ራያ

መግለጺ ብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት
18/04/2025

መግለጺ ብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት

10/04/2025

DDR ብጌታቸው ነውሪ! ብታደሰ ክብሪ !
ዝኾነሉ ምኽንያት እንታይ እዩ?

📌ብጌታቸው ስልጣን ግዘ ዝተጀመረ DDR ይቋረፅ ተግባራዊ ኣይኸውንን ስራዊት ምፍራስ እዩ ኢሎም ተቓዊሞም።ብታደሰ ወረደ ታደሰ ኣብ ስልጣን ሰሙን ከይገበረ DDR ተግባራዊ ይግብሮ ኣሎ ንሶም ኸዝውን ምንም ከይበሉ ተቐቢሎሞ።

📌ኣብውሽጦም ብዘካየድዎ መረፃ ጌታቸው 18 ድምፂ ረኺቡ ብሓንቲ ድምፂ በሊፁ ስዒርዎም እንትምረፅ ኣብይ ዝመረፆ ኣይንቕበልን ኢሎም እስካብ ፈተነ ቕትለት ገይሮምሉ።ታደሰ ወረደ ብቀጥታ ብኣብይ እንትምረፅ ፀጥ ረጭ ኢሎም።

በቃ Logic ዝባሃል የለን በቃ ሕፍረት የለን ኣይ ናትኹም ነገር
እግዚአብሔር ይሃብኻ Getachew K Reda ንዚኦም ቦቂስኻልና ብምኻድኻ

Address

Hawelti Semaetat Godena
Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ደሱ ዓማሊ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ደሱ ዓማሊ:

Share