Amen TV /አሜን ቲቪ/

Amen TV /አሜን ቲቪ/ " LOVE YOUR GOD"
I Love GOD.

03/10/2025

ፍቕሪ ንብጻያ እከይ ኣይትገብሮን፡ እምብኣርሲ ፍቕሪ መደምደምታ ሕጊ እያ።
ሮሜ 13:10

19/08/2025

:ነቲ ናብ ህይወት ዘለኣለም ዜብጽሕ ምሕረት ጐይታና የሱስ ክርስቶስ እናተጸቤኹምሲ፡ ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሐልውዋ። ይሁዳ 1:21

15/08/2025

ናብራ ዝጥዕም ምስ ጉይታ ኢየሱስ ምዃን እዩ።

06/08/2025

ናይ ክርስቶስ ካብ ኰንኩም፡ ደጊም ዘርኢ ኣብርሃም ኢኹም፡ ከምቲ ተስፋውን ወረስቲ ኢኹም።
ገላትያ 3:29

05/08/2025

እቲ ልዕሊ ዅሉን ብዅሉን ኣብ ኵሉን ዘሎ ሓደ ኣምላኽን ኣቦ ዅሉን ንሱ እዩ።
ኤፊሶን 4:6

04/08/2025

እግዚኣብሄር ጓሳይየይ እዩ፣
ዚጐድለኒ የብለይን። መዝሙር ዳዊት 23:1

01/08/2025
ራእይ ዮሓንስ ሙሉእ መፅሓፍ    fans Amen TV /አሜን ቲቪ/ Fikre Hadush ጋንታ መቀለ 70 አንደርታ Tigrai First - ትግራይ ትቐድም Alemsegednega Alex Kel...
01/08/2025

ራእይ ዮሓንስ ሙሉእ መፅሓፍ fans Amen TV /አሜን ቲቪ/ Fikre Hadush ጋንታ መቀለ 70 አንደርታ Tigrai First - ትግራይ ትቐድም Alemsegednega Alex Kelkel Mrafea ዕዳጋ መቐለ Eyob Amanuel Abreha Gebregergs አሜን ጎይታ ኢየሱስ ንዓ Prophet Ermiyas G/medhin Adhanom Hagos

Check out Abrish LIVE streams on TikTok! Watch, follow, and discover the latest content from Abrish.

31/07/2025

ብሓቂ ሳህልን ምሕረትን ብዅሉ ዕድመይ ኪስዕባኒ እየን፣
ኣብ ቤት እግዚኣብሄር ከኣ ንዘለአለም ክነብር እየ።
መዝሙረ ዳዊት 23:6

28/07/2025

ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።
13: ንሳቶም ከኣ ካብ ኣምላኽ እምበር፡ ካብ ደም፡ ወይ ካብ ፍቓድ ስጋ፡ ወይ ካብ ፍቓድ ሰብኣይ ዘይተወልዱ እዮም።
የውሃንስ 1:12

ኢየሱስ ይክበር ስምካ ብሩኻት ኣሕዋት ኬኖስስ  ዝተባረኽ መዝሙሩ ሒዞምልና መፂኡም ኣለዎ
27/07/2025

ኢየሱስ ይክበር ስምካ
ብሩኻት ኣሕዋት ኬኖስስ ዝተባረኽ መዝሙሩ ሒዞምልና መፂኡም ኣለዎ

እንኳዕ ናብ ኣገልግሎት መዝሙር ኬኖሲስ (Kenosis Ministry Channel) ብደሓን መፃእኹም።እዛ "ኢየሱስ" ብዝብል ዝተሰመየት መዝሙርና ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዝተውሃበትና መዝሙር እያ። ''እግዚኣብሄር፥ .....

27/07/2025

እንሆ፡ ክትጠንሲ ወዲውን ክትወልዲ፡ ስሙ ኸኣ ኢየሱስ ክትሰምይዮ ኢኺ።
ሉቃስ 1:31

Address

Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Amen TV /አሜን ቲቪ/ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Amen TV /አሜን ቲቪ/:

Share

Category