Wasie Dish & Reciver Mekelle

  • Home
  • Wasie Dish & Reciver Mekelle

Wasie Dish & Reciver Mekelle ልተፈላለዩ ናሰተላይት ን ረሲቨርን ሓበሬታ ትረኽቡሉ ፒጅ እዩ

ድሕሪ ነዊሕ ግዜ አብ ፌስቡክ ፔጅና ና መጀመርያ ፖስት !!!አብ ትግራይ ሲቲ ካፕናጋ መቐለ 70 እንደርታ ምስ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ክራኸባ እየን።ብዚ አጋጣሚ አቐዲሙ ልገመተ ዋየርለስ...
04/09/2023

ድሕሪ ነዊሕ ግዜ አብ ፌስቡክ ፔጅና ና መጀመርያ ፖስት !!!
አብ ትግራይ ሲቲ ካፕ
ናጋ መቐለ 70 እንደርታ ምስ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ክራኸባ እየን።
ብዚ አጋጣሚ አቐዲሙ ልገመተ ዋየርለስ ኤርፎን ንሽልም ኢና።
#ሕጊ ሽልማት ሼር ለይገበረ ተቐባልነት የብሉይ ሼር ናገበርኹም ገምቱ ሰናይ ዕድል።

👉 ታይ ትደልዩ?👉 dstv ዲኮደር ምስናይ 1 ወርሒ ነፃ ፓኬጅ ብ 1200 ብር👉 ካናል + ዲኮደር ምስናይ 1 ወርሒ ነፃ ፓኬጅ ብ 800 ብር👉 ናይ ሓደ ዓመት ነፃ ሰርቨር ለለዎም ረሲቨር am...
08/08/2023

👉 ታይ ትደልዩ?
👉 dstv ዲኮደር ምስናይ 1 ወርሒ ነፃ ፓኬጅ ብ 1200 ብር
👉 ካናል + ዲኮደር ምስናይ 1 ወርሒ ነፃ ፓኬጅ ብ 800 ብር
👉 ናይ ሓደ ዓመት ነፃ ሰርቨር ለለዎም ረሲቨር amose4° ሳተላይት ልሰርሑ፡፡
👉 ብማንኛውም ዓይነት ሪሞት ልእዘዙ ረሲቨራት ።
👉 you tube billboard sodere tv tik tok ልሰርሑ አፕልኬሽን ልተፅዓኖም ረሲቨራት፡፡
👉 ብለይ ናዲሽ ሸሓነ ብ ኢንተርኔት ጥራሕ ኹሎም ና ኢትዮጲያ ቻናላት ቫርዚሽ መረጃ ቲቪ ልሰርሑ ረሲቨራት።
👉 ብዋጋ ብጣዕሚ ቅናሽ ልበሃሉ ግን hd ቲቪ ቫርዚሽ ፉትቦል ልሰርሑ ረሲቨራት፡፡
አክሰሰሪታት
👉 ገመድ
👉 ጭንቅላት
👉 ሸሓነ
👉 ስዊች
👉 ናረሲቨር ዋይፋይ አንቴና
ናማንኛውም ዓይነት ረሲቨር ይኹን ቲቪ ሪሞት ኹሉ ካባና ብቅናሽ ዋጋ ክረኽቡ ይኽእሉ።
👉 ላብ ለለዉዎ ብለይ ምንም ተወሳኺ ክፍሊት ነቕርብ ኢና ።
👉 ብኣካል ምምፃእ ትደልዩ 03 ቀበሌ ካብ ዳ ማርያም ጉግሳ ላብ ትራፊክ መብራህቲ ዓይደር አብ ልወስድ መስቀለኛ መንገዲ ንርከብ።
ልተወሳኺ ሓበሬታ ብ 0914438767 🤙 🤙 ይደውሉ።

Address


Telephone

+251914438767

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Wasie Dish & Reciver Mekelle posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Wasie Dish & Reciver Mekelle:

  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share