ናዲ ቴክኖሎጅስ-Nadi Technologies

ናዲ ቴክኖሎጅስ-Nadi Technologies Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ናዲ ቴክኖሎጅስ-Nadi Technologies, Alula, Mekelle.

√ Software Development √ IT Consulting √ Networking √ Graphics Design √ Business Consulting √ Web Development √ Mobile App Dev't √ Premium Computer Trainning

ሓድሽ ዓመተ 2018  ናዲ ቴክኖሎጅስ-Nadi Technologies  ይኹን ምርጭኦም!ንዓና ምርጭኦም ምስዝገብሩ ዝስዕቡ ኣገልግሎታት ብተመጣጣኒ ዋጋን ኣብ ሓፂር ግዜን ይረኽቡ!  √ Softwa...
11/09/2025

ሓድሽ ዓመተ 2018 ናዲ ቴክኖሎጅስ-Nadi Technologies ይኹን ምርጭኦም!
ንዓና ምርጭኦም ምስዝገብሩ ዝስዕቡ ኣገልግሎታት ብተመጣጣኒ ዋጋን ኣብ ሓፂር ግዜን ይረኽቡ!
√ Software Development
√ IT Consulting
√ Networking
√ Graphics Design
√ Business Consulting
√ Web App Development
√ Mobile App Development
√ Premium Computer Training

ደጊምና ሰናይ ሓድሽ ዓመት ክኾነልኩም ንምነ!

22/08/2025

እንኳዕ ን ብዓል ኣሸንዳ ዓመተ 2017 ዓ/ም ብሰላም ኣብፀሓክን። ኣሸንዳ እዚ ዓመት ናይ ፍቅርን፡ ሓቃዊ ነፃነትክን እተበስራሉን ምሉእ ሰላም እትረኽባሉን ንክኾነልክን ልባዊ ትምኒትና እዩ።
ደጊምና ሰናይ ቅነ ብዓል ኣሸንዳ ንክኾነልክን ንምነ!
ናዲ ቴክኖሎጅስ-Nadi Technologies

22/08/2025
22/08/2025

እንኳዕ ንብዓል ኣሸንዳ ኣብፅሓክን፡ ናይ ስላምን ነፃነትን ብዓል ይግበረልክን

ናዲ ቴክኖሎጅስ

07/06/2025

17/11/2024

ሰላም ከመይ ትኾኑ
ስለ ኣርተፍሻል ኢንተልጀንስ(AI) ፣ሰብና ኣፍልጥኡ ክንደየናይ እዩ?
ኣብዚ ቅነ ስለ AI ብዙሕ ክንብል ኢና ፔጅና Solve and make it Art like ብምግባር ክትከታተሉና ንዕድም!

ንመላእ ደቂ ኣሽንዳ እንቋዕ ንኣሽንዳ ኣብፅሓክን!Solve and make it Art
22/08/2024

ንመላእ ደቂ ኣሽንዳ እንቋዕ ንኣሽንዳ ኣብፅሓክን!

Solve and make it Art

01/08/2024

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Zelalem Brhane, Tewye Love Adwa, ኣዶ ኣዶናይ, Tedros H Hadish, Alem Haylewlase, ሙሉእ ብርሃን

ኣማዞን ንNvidia ንምውድዳር ዝሓሰረ AI ቺፕስ ኣማዕቢሉ። ኣማዞን ኣብ Nvidia ጽግዕተኛነት ንምንካይን ንዓማዊል AWS ዝያዳ ውጽኢታዊ ዝኾነ ናይ ኮምፒዩቲንግ ፍታሕ ንምቕራብን in-ho...
28/07/2024

ኣማዞን ንNvidia ንምውድዳር ዝሓሰረ AI ቺፕስ ኣማዕቢሉ። ኣማዞን ኣብ Nvidia ጽግዕተኛነት ንምንካይን ንዓማዊል AWS ዝያዳ ውጽኢታዊ ዝኾነ ናይ ኮምፒዩቲንግ ፍታሕ ንምቕራብን in-house AI ቺፕስ ኣማዕቢሉ።

ተመራመርቲ ኣብ ፓኪስታን ዘላቒ ማኑፋክቸሪንግን "Clean energy" ንምዕባይ ዝዓለመ፡  ባናና ተጠቒሞም "textile fibers" ንምምዕባልን "synigas" ንምፍራይን ዝሕግዝ ሓድሽ ቴ...
27/07/2024

ተመራመርቲ ኣብ ፓኪስታን ዘላቒ ማኑፋክቸሪንግን "Clean energy" ንምዕባይ ዝዓለመ፡ ባናና ተጠቒሞም "textile fibers" ንምምዕባልን "synigas" ንምፍራይን ዝሕግዝ ሓድሽ ቴክኖሎጂ ምሂዞም።

Coming soon "Lula".. ብተጋዳላይ ክብሮም ፀጋይ ዝተዘየመት ፍቅራዊ ጣዕመ ዜማ🥰ሉላ🥰 ኣብ ቀረባ ክትልቀቅ እያ ። ስለዚ ንሓውና ተጋዳላይ ክብሮም ፀጋይ ነተባብዓዮ ኣይዞኻ ንበሎ። ፅ...
27/07/2024

Coming soon "Lula".. ብተጋዳላይ ክብሮም ፀጋይ ዝተዘየመት ፍቅራዊ ጣዕመ ዜማ🥰ሉላ🥰 ኣብ ቀረባ ክትልቀቅ እያ ። ስለዚ ንሓውና ተጋዳላይ ክብሮም ፀጋይ ነተባብዓዮ ኣይዞኻ ንበሎ። ፅቡቅ ስራሕ ተጋዳላይ ክብሮም ፀጋይ
Coming soon Lula 🎤 🎼 👉Share share
🔥🔊🔊💥🔈💥🔊💥🔈💥🔊💥

27/07/2024

Address

Alula
Mekelle

Telephone

934206476

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ናዲ ቴክኖሎጅስ-Nadi Technologies posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ናዲ ቴክኖሎጅስ-Nadi Technologies:

Share