ሳብያን ሚድያ Sabian Media

ሳብያን ሚድያ Sabian Media ኣብ እዋናዊ፣pፖለቲካዊ፣ታሪኻዊ፣ሳይንሳዊ፣ባህላዊ፣ ስፖርታዊ፣ ኪነጥበባዊ ዛዕባታት ዝድህስስ ገፅ 'ዩ:: ትግራዋይ ሚድያ

ጠቅላላ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ናብ መረበቶም ኣብ ዝምለስሉ Getachew K Reda  ሎሚ ዕለት 16 ጥቅምቲ 2018ዓ/ም ኣብ ሑመራ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዘተ ይገብር ኣሎ።
26/10/2025

ጠቅላላ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ናብ መረበቶም ኣብ ዝምለስሉ Getachew K Reda ሎሚ ዕለት 16 ጥቅምቲ 2018ዓ/ም ኣብ ሑመራ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዘተ ይገብር ኣሎ።

24/10/2025

ዝተመረፁ ኣመራርሓ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ
👉 ኣባላት ቤት ምኽሪ ስምረት
1. ጌታቸው ረዳ
2. ፕሮፌሰር ክንደያ ገ/ሂወት
3. ኣልማዝ ገ/ፃድቕ
4. ብርሃነ ገ/የሱስ
5. ሙላት ገ/ስላሴ
6. ሃፍቱ ኪሮስ
7. ሰብለ ካሕሳይ
8. ጠዓመ ዓረዶም
9. ነጋ ኣሰፋ
10. ዶ/ር ሺሻይ ኣማረ
11. ኬሪያ ኢብራሂም
12. ፀጋይ ገ/ተኽለ
13. ዶ/ር ርእየ ኢሳያስ
14. ገ/ሚካኤል እኑን
15. ዮናስ ሃይለ
16. ተስፋኣለም ይሕደጎ
17. ኤርሚያስ ኣባቡ
18. ስላስ ሃፍቱ
19. ፀጋይ ፃዲቕ
20. የማነ ንጉስ
21. ሃፍቱ ወ/ንስአ
22. ደስታ ግርማይ
23. ወ/ሰንበት ተ/ኪሮስ
24. መብራት ስዩም
25. ዶ/ር ዮናስ ገ/ሄር
26. ዶ/ር ከላሊ ኣድሀና
27. ቀሺ በሪሁ ሓዱሽ
28. ተዘራ ጌታሁን
29. ፍፁም ለገሰ
30. ኣስኳል ገብረ
31. ፀጋይ ገ/ጂወርጊስ

23/10/2025

"ኤርትራ ኣብ እዋን ደርጊ ዝፈረሱ መናድቓት ክትጽግን ዘይከኣለት ሃገር እያ።

ስለዚ ኣይመጻምድትናን
ካብ fb

23/10/2025

ሓደ ትግራዋይ ንህልውና ህግዴፍ ኢሉ ፅፍሩ እውን ክግብር የብሉን። እንኮላይ እንኮላይ ንጎደፋይ ጥላሁንን ኣረጋይ ገብረኽርስቶስን።☁️🙆☁️☁️🙆☁️☁️🙆☁️

“ዘይተምሃረ ሕብረተሰብ ኩሉ ግዘ ኣንፃር  ረብሕኡ  ይቃለስ" ነጋድራስ ገብረህይወት ባይከዳኝ
21/10/2025

“ዘይተምሃረ ሕብረተሰብ ኩሉ ግዘ ኣንፃር ረብሕኡ ይቃለስ" ነጋድራስ ገብረህይወት ባይከዳኝ

  | ብሄራዊነት ብስልሒት 📚•°•ቅድሚ ሐዚ “ትግራይ ኣብ ነጥቢ መቐይሮ” ዝብል ኣብ ምቑስቛስን ሳይንሳዊ መቓን ምትሓዝን ድጉል ስምዒት ብሄራዊነት ትግራይ ዓብይ ብፅሒት ዘለዎ ረዚን መፅሓፍ ...
21/10/2025

| ብሄራዊነት ብስልሒት 📚
•°•
ቅድሚ ሐዚ “ትግራይ ኣብ ነጥቢ መቐይሮ” ዝብል ኣብ ምቑስቛስን ሳይንሳዊ መቓን ምትሓዝን ድጉል ስምዒት ብሄራዊነት ትግራይ ዓብይ ብፅሒት ዘለዎ ረዚን መፅሓፍ ዝሃበና ገብረመድህን ሮምሃ (ወዲ ሮምሃ) ፣ ሕዚ ድማ "መንገዲ ብሄራዊነት (፩)" ፣ "ትማልን ሎሚን" ዝብሉ ክልተ መፅሓፍቲ ብሓንሳእ ዛዚሙ ንሕትመት ኣብቂዑ ኣሎ።

እዞም ክልተ መፃሕፍቲ ኣብ ጉዕዞ ብሄራዊነት ትግራይ ዝልዓሉ ብዙሓት ወሰንቲ ሕቶታት ኣልዒሎም መልሲ ንምሃብ ዝፍትኑ እዮም። እቲ ብዛዕባ መፃኢና እንገብሮ ልዝብ ዝበለፀ ካብ ስምዒት ኣውፂእኻ ናብ ስልሒትን ሳይንሳዊ ትንተናን ከቕንዕ ኣብ ምግባር ዝሕግዙ ፤ ብዛዕባ መፃኢና ብውነ ክንሓስብ ፣ ክንፍትሽ ፣ ክንላዘብ በሪ ዝኸፍቱ ግዚኡ ዝጠልቦም ታሪኻዊ ስራሕቲ እዮም።

እዘን መፃሕፍቲ ኣብ ኩላትና ገዛ ክኣትዋ ኣለወን ፤ መፃኢ-ዕድልና ብውነ ፣ ምኽንያትን ርትዒን ክንውስን ስለዝሕግዛና። ሕዚ ኣቐዲምኩም መፅሓፍኩም እዘዙ... ናይተን መፅሓፍ ዋጋ በዚ ዝስዕብ ነዙይ ዕላማ ዝተኸፈተ ሒሳብ ቁፅሪ ኣታዊ ብምግባር ይዓድጉ ፣ ንፈተውቶም ይጋብዙ ፣ ብውህብቶ መልክዕ ይሃቡ:-

ዋጋ መፅሓፍ:
: ETB 449 ($49.99)
: ETB 420 ($40)

CBE:
Acc. No.: 1000724701985
Acc. Name: Gebreslassie and Abel and Andemaryam

Anbesa Bank
Acc. No.: 00313089274-34
Acc. Name: Gbresilase Kiros and Andemariam Yohans and Abel Geberemedhin

ክንደይ መፅሓፍ ክንምዝግብ!? ✍🏽

ተወሳኺ ሓበሬታ/ርኢቶ
ገብረመድህን ሮምሃ (ፀሓፊ)
+251 91 060 6339

የጠቅላይ ሚኒስትሩ የምስራቅ አፍሪካ ጉዳዮች አማካሪ ሚኒስትር አቶ ጌታቸው ረዳ ፣ የብሔራዊ መረጃና ደኅንነት አገልግሎት ዋና ዳይሬክተር አምባሳደር ሬድዋን ሁሴንእንዲሁም የፌደራል ከፍተኛ ሚን...
21/10/2025

የጠቅላይ ሚኒስትሩ የምስራቅ አፍሪካ ጉዳዮች አማካሪ ሚኒስትር አቶ ጌታቸው ረዳ ፣ የብሔራዊ መረጃና ደኅንነት አገልግሎት ዋና ዳይሬክተር አምባሳደር ሬድዋን ሁሴን
እንዲሁም የፌደራል ከፍተኛ ሚንስትሮች እና የመከላከያ አመራሮች ከአፋር ክልል አመራሮች ያካተተ ቡድን ዛሬ ወደ አሰብ መዳረሻ የሆነችው ቡሬ ግንባር ገብተዋል።

መንገዲ አየር ኢትዮጵያ ካብ ሕዳር 10 ጀሚሩ ናብ ሑመራ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።ብመሰረት ካብቲ ትካል ዝተረኸበ ሓበሬታ እቲ በረራ ካብ መቐለ፣አክሱምን ሽረን እውን ከምዝሓውስ ተፈሊጡ። ፅቡ...
20/10/2025

መንገዲ አየር ኢትዮጵያ ካብ ሕዳር 10 ጀሚሩ ናብ ሑመራ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።ብመሰረት ካብቲ ትካል ዝተረኸበ ሓበሬታ እቲ በረራ ካብ መቐለ፣አክሱምን ሽረን እውን ከምዝሓውስ ተፈሊጡ። ፅቡቅ ጅማሮ እዩ

"ደርሆ ብቅንፊዝ ኣይትሕቆፍን ዘሕቁፍ ባህሪ ዘይብልካ የኾነን መንግስቲ ሰበይትኻ እውን ኣይትሓቑፈኻን"ኣረጋይ ገብረክርስቶስ ውግንንኡ ምስ መን እዩ?
19/10/2025

"ደርሆ ብቅንፊዝ ኣይትሕቆፍን ዘሕቁፍ ባህሪ ዘይብልካ የኾነን መንግስቲ ሰበይትኻ እውን ኣይትሓቑፈኻን"
ኣረጋይ ገብረክርስቶስ ውግንንኡ ምስ መን እዩ?

ምንም ይቕሬታ ዘብል ኣይነበሮን!ብናይ ውልቀይ ርድኢት ሰራዊት ሰልፊ ወፅዩ ሕቶታትቱ ብኣግባቡ ምምላሱ ይቕሬታ ክሓትት ዘይኮነስ ክኾርዕ እዩ ዝግበኦ። ሰራዊት ኩሉ ሓይልን ስልጣንን ኣብ ኢዱ እ...
19/10/2025

ምንም ይቕሬታ ዘብል ኣይነበሮን!

ብናይ ውልቀይ ርድኢት ሰራዊት ሰልፊ ወፅዩ ሕቶታትቱ ብኣግባቡ ምምላሱ ይቕሬታ ክሓትት ዘይኮነስ ክኾርዕ እዩ ዝግበኦ። ሰራዊት ኩሉ ሓይልን ስልጣንን ኣብ ኢዱ እናሃለወ ፍፁም ጭዋነትን ውሕሉልነት ብዝተመልኦ መንገዲ ኳሕ ከየበለ እዩ ሕትኡ ሓቲቱ። እዚ ከዓ ክንኣድ እዩ ዝግብኦ 👏

ሰልፊ እንተዘይወፅእ ነይሩ ኸ?
እቶም ሕቶታት ምተመለሱ ዶ ነይሮም?

የጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ (ዶ/ር) የባሌ ተራሮች ብሔራዊ ፓርክ ጉብኝት በምሥል፦ጌች እና ፃድቃን ብድሕሬኹም ኤርትራ መሲላ ዓዲ
17/10/2025

የጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ (ዶ/ር) የባሌ ተራሮች ብሔራዊ ፓርክ ጉብኝት በምሥል፦
ጌች እና ፃድቃን ብድሕሬኹም ኤርትራ መሲላ ዓዲ

17/10/2025

ኣይንሰምዕን ኣይነሕልፍን ኢሎም ኣዉሪደምዎ ኣለው አርሚ 50 ንምግበይ ሀይለ

Address

Mekelle

Telephone

+251914267258

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ሳብያን ሚድያ Sabian Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ሳብያን ሚድያ Sabian Media:

Share